ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ግዴትኡ ብመንፈስ ህዝባዊ ውግንና ይዋፃእ ኣሎ- ሌ/ጄ መሓመድ ተሰማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረጋ ከበደን ናይ ጎጃም ኮማንድ ፖስት ኣካቢን ናይ ምብራቕ እዝ ኣዛዚን ሌተናል ጄኔራል መሓመድ ተሰማ ኣብ ወረዳ ደጋ ዳሞት ዕደት ስራሕ ኣካይዶም።
ኣብቲ ዑደት ኣብቲ ወረዳ ዘሎ ቀዳማይ በርኪ ሁስፒታል ርእዮም።…