Fana: At a Speed of Life!

ውሕመ ቅድሚ 30 ዓመት ኣብ ሶማሊያ ኣንቢሩዎ ዝነበረ ማዕቐብ ኣፅዋር ኲናት ኣልዒሉዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ቅድሚ 30 ዓመት ኣብ ሶማሊያ ኣንቢሩዎ ዝነበረ ማዕቐብ ኣፅዋር ኲናት ኣልዒሉዎ። እቲ ማዕቐብ ትማሊ ኣብ ዘሳለጦ ውሳነ ኢዩ ምልዓሉ ኣር ቲ ፀብፂቡ። ኣብ ዘበነ ስልጣን ዝያድ ባሬ  1992 ዓ.ም.ፈ ኣብ ሶማሊያ…

ካቢኔ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምድሃብ ውሳነታት ኣሕሊፉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካቢኔ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምድሃብ ውሳነታት ኣሕሊፉ። ቤት ፅሕፈት ኣብርሆት ዓለም ለኸ ደረጅኡ ዝሓለወ ክኸውን፣ በቢእዋኑ እናወሰኸ ዝመፅእ ዘሎ ድልየት ጠቀምቱ መበገሲ ብምግባር 24 ሰዓታት ኣገልግሎት ንክህብ ወሲኑ።…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ካዛብላንካ በረራ ምምልላስ ፅዕነት ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ካዛብላንካ በረራ ምምልላስ ፅዕነት ክጅምር ኢዩ። ናብ ካዛብላንካ ዝገብሮ በረራ ኣብ ሰሜን ኣፍሪካ ፈላማይ ከምዝኾነ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ እቲ መገዲ ኣየር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ኣፍሪካ…

ፖሊስ ፌዴራልን ኤጀንሲ ብሄራዊ ገበን ብሪታኒያን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያን ኤጀንሲ ብሄራዊ ገበን ብሪታኒያን ኣብ ምክልኻል ገበን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም። ብኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገብረሚካኤል ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ብሪታኒያ ዑደት ስራሕ ኣሳሊጡ። ድሕሪ እቲ ዑደት መስ…

ዝወሃብ ዘሎ ስልጠና ሰላማ ዝተሓለወ ኢትዮጵያ ንምህናፅ ዘኽእል ዓቕሚ ዝፈጠረ ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኣባላት ኣመራርሓ መንግስቲ ዝወሃብ ዘሎ ስልጠና ዝከታተሉ ዘለዉ ሰልጠንቲ፥ ዝወሃብ ዘሎ ስልጠና ሰላማ ዝተሓለወ ኢትዮጵያ ንምህናፅ ዘኽእል ዓቕሚ ዝፈጠረ ኢዩ ኢሎም። ኣብ ከተማ ባህርዳር ኣብ ማእኸል ስልጠና “ከእዳ ወደ ምንዳ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…

እዋን ማእሰርቶም ዝዛዘሙ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ታንዛኒያ እዋን ማእሰርቶም ዝዛዘሙ 95 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። እቶም ዜጋታት ናብ ዓዶም ንክምለሱ ኣብ ታኒዛኒያ ዘሎ ኤምባሲ ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታትን ብሓባር ብዝገበርዎ ፃዕሪ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣብ ቀፃሊ…

ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትእስሳር ንግዲ ቡን ናብ ዝለዓለ ብራኸ ምስግጋር ከምእትደሊ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትእስሳር ንግዲ ቡን ናብ ዝለዓለ ብራኸ ምስግጋር ከምእትደሊ ገሊፃ። ኣብ ቻይና ኣባላት ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ግብርናን ገፀርን ብሄራዊ ኮንግረስ ፓርቲ፣ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ህዝቢ ሎሚ በዶን ካልኦት ኣባላት እቲ ቤት…

ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር ) ኣብ መካነ ርእይ ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያን ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር ) ኣብ መካነ ርእይ(ፓቪሊዮን) ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያን ዑደት ገይሮም። ኢትዮጵያ ስራሕቲ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ጉባኤ ኮፕ28 ኣብ ዘሎ ኣውደ ርእይ (ፓቪሊዮን) ኣብ ምፍላጥ ትርከብ። ወርቅነህ ገበየሁ…

ደቡብ ኮሪያ ፈላመይቲ ናይ ስለላ ሳተላይት ናብ ህዋ ኣወንጪፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ኮሪያ ፈላመይቲ ወተሃደራዊ ናይ ስለላ ሳተላይት ናብ ህዋ ኣወንጪፋ። ምውንጫፍ እታ ሳተላይት፥  ሰሜን ኮሪያ ኣብ ቀረባ እዋን ወተሃደራዊ ናይ ስለላ ሳተላይት ናብ ህዋ ምውንጫፋ ስዒቡ ዝተፈፀመ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ብናይ ባዕላ ዓቕሚ…

ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ግዴትኡ ብመንፈስ ህዝባዊ ውግንና ይዋፃእ ኣሎ- ሌ/ጄ መሓመድ ተሰማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረጋ ከበደን ናይ ጎጃም ኮማንድ ፖስት ኣካቢን ናይ ምብራቕ እዝ ኣዛዚን ሌተናል ጄኔራል መሓመድ ተሰማ ኣብ ወረዳ ደጋ ዳሞት ዕደት ስራሕ ኣካይዶም። ኣብቲ ዑደት ኣብቲ ወረዳ ዘሎ ቀዳማይ በርኪ ሁስፒታል ርእዮም።…