Fana: At a Speed of Life!

ኣመራርሓ ካብ ስልጠና ዝረኸቦ ፍልጠት ብተግባር ጭቡጥ ለውጢ ከምፅእ ትፅቢት ይግባር ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓ ካብ ስልጠና ዝረኸቦ ፍልጠት ብተግባር ጭቡጥ ለውጢ ከምፅእ ትፅቢት ይግባር ክብሉ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ኣይተ ኣደም፥ ''ከዕዳ ወደ ምንዳ'' ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ጂንካ ማእኸል ስልጠና ዝወሃብ…

ፍልሰት መናእሰይ ኣብ ምግታእ ልዑል ጠመተ ብምሃብ ክስረሐሉ ይግባእ-ብ/ጀነራል ፃድቃን ገብረተንሳኤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣብዚ ሐዚ እዋን ዝረአ ዘሎ ፍልሰት መናእሰይ ኣብ ምግታእ ልዑል ጠመተ ብምሃብ ክስረሐሉ ይግባእ ከምዝግባእ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይን ካቢኔ ሴክረተርያት ዘይምእኹል ምሕደራን ዴሞክራታይዘሽንን ብ/ጀነራል…

ልዕሊ 2 ቢሊየን ብር ብዝኾነ ወፃኢ እናተሃነፁ ዝርከቡ ፕሮጀክታት ተጎብኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ልዕሊ 2 ቢሊየን ብር ብዝኾነ ወፃኢ እናተሃነፁ ኣብ ዝርከቡ ፕሮጀክታት ዑደት ገይሮም። ኣብቲ ዑደት ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰን ምክትል ኣፈ-ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ በዶን ሓዊሱ ካልኦት ኣባላት እቲ ባየቶን…

ኣብ ከባቢታት ቆላ ዘጋጥሙ ሕማማት ንምክልኻል ዝዓለመ ልዕሊ 777 ሚሊየን ዶላር ቃል ተኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ገበርቲ ሰናይ ሃገራት ኣብ ጉባኤ ኮፕ28 ኣብ ከባቢታት ቆላ ዘጋጥሙ ሕማማት ንምክልኻል ዝዓለመ 777 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዶላር ቃል ኣቲየን። እቲ ቃል ዝተኣተወ ገንዘብ ኣብ 2030 ዓ.ም.ፈ ብውድብ ጥዕና ዓለም ነቲ ሕማማት ንምክልኻል ዝተትሓዘ ትልሚ…

ሰራዊት እስራኤል ናብ ደቡባዊ ጋዛ እናደፍአ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እግረኛ ሰራዊት እስራኤል ናብ ደቡባዊ ጋዛ እናደፍአ ምዃኑ ተገሊፁ። እቲ ወታደራዊ ሓይሊ ማእኸላይ እዚ፣ መኽዘን ጦር መሳርሒን ሓይሊ ባሕሪን ሃማስ ዒላማ ብምግባር እናደፍአ ከምዝኾነ ቢቢሲ ፀብፂቡ፡፡ ምስ ሃማስ ዝተበፅሐ ግዚያዊ ስምምዕ ምቁራፅ…

ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ናብ ኣሶሳ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ናብ ክልል ቢኒኛንጉል ጉምዝ ከተማ ኣሶሳ ኣምሪሖም። ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ህዳሴ ኣሶሳ አንርበፅሑ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ጌታሁን ኣብዲሳን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን እቲ ክልል…

ርዕሰ ምምሕዳር ኣወል ኣርባ ናብ ሃዋሳ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርዕሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣወል ኣርባ "ካብ ዕዳ ናብ ምንዳ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተውሃበ ኣብ ዝርከብ ራብዓይ ዙር ስልጠና ህንፀት ዓቕሚ ኣመራርሓ መንግስቲ መጠቓለሊ ንመሃብ ናብ ሃዋሳ ኣቲዮም፡፡ ርዕሰ ምምሕዳር ኣወል ኣርባ ኣብ ሃዋሳ…

ሊቨርፑልን ቼልሲ ንመጋጥምተን ስዒረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 14 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣብ ሜደአን ዝተፃወታ ጋንታታት ሊቨርፑልን ቼልሲን ዓወት ቀኒዑወን። ንጋንታ ብራይተን ዝኣንገደት ቼልሲ 3 ን 2 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ሰለስተ ነጥቢ ሒዛ ክትወፅእ ክኢላ። ብተመሳሳሊ ኣብ ሜዳኣ…

ትካላት ንጉዱኣት ኣካል ምቹው ኩነታት ናይ ምፍጣር ማሕበራዊ ሓላፍነቶም ክዋፅኡ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት ንጉዱኣት ኣካል ምቹው ኩነታት ናይ ምፍጣር ማሕበራዊ ሓላፍነቶም ክዋፅኡ ከምዝግባእ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ፃውዒት ኣቕሪቡ። ‘ጉዱኣት ኣካል ኩለመዳይ ተረባሕነትን ዘላቒ ሸቶታት ልምዓት ንምዕዋት ትርጉም ዘለዎ ምትሕባር!’…

ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ዝዓበየ መፈልፈሊ ሓይሊ ንፋስ ኣብ ክልል ሶማሌ ክህነፅ ኢዩ

ኣዲስ እበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)600 ሚሊየን ዶላር ወፃኢ ዝግበረሉ 300 ሜጋ ዋት ዘፈልፍል ዝኽእል መፈልፈሊ ሓይሊ ንፋስ ኣብ ክልል ሶማሌ ክህነፅ ኢዩ፡፡ እዚ ጋህዲ ንምግባር ሚኒስቴር ገንዘብ ምስ ኩባንያ ፓወር ኣሜኣ ስምምዕነት ተፈራሪሙ፡፡ ኣብ ክልል ሶማሌ ከባቢ ኣይሻ…