Fana: At a Speed of Life!

መበል ራብዓይ ዙር ስልጠና ህንፀት ዓቕሚ ኣመራርሓ መንግስቲ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ማእኸላት እንትወሃብ ዝነበረ መበል ራብዓይ ዙር ስልጠና ህንፀት ዓቕሚ ኣመራርሓ መንግስቲ ተዛዚሙ። እቲ ስልጠና “ከዕዳ ወደ ምንዳ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብብርኪ ሃገር ይወሃብ ከምዝነበረ ተገሊፁ። ጎድኒ ንጎድኒ እቲ ስልጠና…

ኢትዮጵያ ኣብ ታሪካ ንፈለማ እዋን ብውድድር ምሕምባስ ማይ ክልተ ሜዳሊያ ወርቂ ዓቲራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ታሪካ ንፈለማ እዋን ብውድድር ምሕምባስ ማይ ክልተ ሜዳሊያ ወርቂ ዓቲራ። ብሄራዊ ጋንታ ስፖርት ምሕባስ ማይ ኢትዮጵያ ኣብ ሩዋንዳ ኪጋሊ ኣብ ዝተሳለጠ መበል ሻምናይ ሻምፒዮና ምሕባስ ማይ ዞን ሰለስተ ኣፍሪካ ኢዩ እቲ መዳሊያ…

መንግስቲ ዕጡቓት ክልል ኣምሓራ ዝሃቦ ዕድል ፃውዒት ሰላም ብምቕባል ናብ ሰለማዊ ህይወት ንክምለሱ ፃውዒት ቀሪቡ 

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ዕጡቓት ክልል ኣምሓራ ዝሃቦ ዕድል ፃውዒት ሰላም ብምቕባል ናብ ሰለማዊ ህይወት ንክምለሱ ፃውዒት ቀሪቡ። ብመዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ዋና ኣማኻሪ ርክብ ህዝብን ዓውዲ ኣወዳድባን እቲ ክልል ይርጋ ሲሳይ፥ ኣብ ኣምሓራ ኣጋጢሙ ዝነበረ…

ነበር ተዋጋእቲ እግሪ ንምትካል መዳርግቲ ኣካላት ደገፍ ንክገብሩ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ተዋጋእቲ እግሪ ንምትካል መዳርግቲ ኣካላት ደገፍ ንክገብሩ ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ፃውዒት ኣቕሪቡ። ዋና ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ተሾመ ቶጋ እቲ እግሪ ናይ ምትካል ስራሕ ብዙሕ ተግባራት ከምዝሓትት ሓቢሮም። እቲ ኮሚሽን ብእታዎትን ሓይሊ…

ፓርቲ ብልፅግና በዓል ዒድ ሸዋል ኣብ ዓለም ብቕርስነት ብምምዝጋቡ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና በዓል ዒድ ሸዋል ኣብ ዓለም ብቕርስነት ብምምዝጋቡ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ። ምክትል ፕሬዚዳነት እቲ ፓርቲ ኣደም ፋራህ፥ በልፅግና ልዑል ጠመተ ብምሃብ ክፍፅሞም ኢየ ኢሉ ካብ ዝሓዞም ሓሙሽተ ዓውዲታት ልምዓት…

ከንቲባ ኣዳነችን ወ/ሮ ሙፈሪሃትን ኣብ ፋብሪካ  ለሚ እንጀራ ዑደት ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤን ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚልን ኣብ ፋብሪካ  ለሚ እንጀራ ዑደት ገይረን። ኣብቲ ፋብሪካ ዕድል ስራሕ ንዝረኸባ ደቂ ኣኒስቲዮ ኣተባቢዐን። እቲ ፋብሪካ ንደቂ ኣኒስቲዮ ዕድል ስራሕ…

ኢትዮጵያ ብዓውዲ ተሓዳሲ ሓይሊ ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብዓውዲ ተሓዳሲ ሓይሊ ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ሚኒስትራት ገይራ። ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) ኣብ ዱባይ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መበል 28 ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ውድብ ሕቡራት መንገስታት ተሳቲፎም።…

በዓል ዒድ ሸዋል ኣብ ዓለም ብቕርስነት ተመዝጊቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣከባብራ በዓል ዒድ ሸዋል ብብርኪ ዓለም ኣብ ትካል ትምህርቲ፣ ሳይንስን ባህሊን ሕቡራት መንግስታት(ዩኔስኮ) ብዘይድህሰሱ ቕርስታት ተመዝጊቡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ሃገርና መበል ሓምሻይ ቅርስ ኮይኑ ኣሎ ተባሂሉ። ኣከባብራ በዓል ዒድ ሸዋል…

ኮንፈረንስ ምስጋናን ሰላምን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮንፈረንስ ምስጋናን ሰላምን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣዳራሽ ሚሌኒየም ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ኮንፈረንስ፥ “ ቀፃሊ ምዕራፍ ንኩለ መዳይ ለውጢ” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ከመዝኾነ ተሓቢሩ። ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት አስልምና ሼኽ ሓጅ ኢብራሂም…

መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት ምክኒያት ብምግባር ምርኢት ንግድን ባዛርን ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2016 ( ኤፍ ቢ ሲ)መበል 18 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት ምክኒያት ብምግባር ምርኢት ንግድን ባዛርን ተኸፊቱ። እቲ በዓል “ብዙሕነትን ማዕርነትን ንሃገራዊ ሓድነት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ካብ ሎሚ ጀሚሩ ንተኸታተልዕቲ ሓሙሽተ መዓልታት ኢዩ ዝኽበር ዘሎ።…