Fana: At a Speed of Life!

ምኽባር መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት ስርዓት ፌዴራል ንምጥንኻር ልዑል ግደ ኣለዎ- ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምኽባር መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት ስርዓት ፌዴራል ንምጥንኻር ልዑል ግደ ኣለዎ ክብሉ  ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ገሊፆም። እቲ በዓል መሰረት ገይሩ ኣብ ጅግጅጋ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ሃገራዊ ሲምፖዚዬም ዝተረኸቡ ኣይተ…

ሐዚ ዘሎ ትውልዲ ክብሪ ሃገሩን ፀለምቲ ህዝብታትን ንክቕፅል ኣፍሪካዊ ትካላት ክድግፍ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሐዚ ዘሎ ትውልዲ ክብሪ ሃገሩን ፀለምቲ ህዝብታትን ንክቕፅል ኣፍሪካዊ ትካላት ክድግፍ ከምዝግባእ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም። ኣይተ ደመቀ፥ ዓለም ለኸ ታሪኽ ፀለምቲ ህዝብታት፣ ቅርስን ማእኸል…

ኢትዮጵያ ናብ ጂቡቲ 100 ሺሕ ፈልሲታት ልኢኻ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንመበል ሳልሳይ እዋን ናብ ጂቡቲ 100 ሺሕ ፈልሲታት ልኢኻ። ከንቲባ ምምሕዳር ድሬዳዋ ከድር ጁሃር፥ ኢትዮጵያ ምስ ጎረባብቲ ሃገራት ሓቢራ ናይ ምልማዕ ትልሚ ብምሓዝ ፈልስታት ናይ ምብፃሕ ስራሕ ትሰርሕ ከምዘላ ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ…

መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባት ህዝብታት ምኽኒያት ብምግባር ሃገራዊ ሲምፖዚዬም ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 18 መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባት ህዝብታት ምኽኒያት ብምግባር ሃገራዊ ሲምፖዚዬም ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ፥ ሚኒስትራት፣ ኣመራርሓ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን፣ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላትን ካልኦት ኣጋይሽን ተረኺቦም።…

ብሄር ብሄረሰባት መበገሲን ሰብ ዋናን ዛንታ ብሄራዊነት ኢዮም-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) መበል 18 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ "እንኳዕ ናብ ንበዓል ኢትዮጵዊነት ኣብፀሐኩም" ብምባል…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ስደት ንዝተመለሱ ዜጋታት ተረባሕቲ ዝገብር ፕሮጀከት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ስደት ንዝተመለሱ ኣስታት 70 ዝኾኑ ዜጋታት ተረባሕቲ ዝገብር ፕሮጀከት ዕላዊ ኮይኑ እቲ ፕሮጀክት ብዩኤን ሃቢታት፣ ዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታትን ውድብ ጥዕና ዓለምን ዝድገፍ ኢዩ ተባሂሉ። ዕድል ስራሕ ኣብ ምፍጣር ኣብ…

ኣፕል ሓደሽቲ ኣይፓድን ኮምፒውተራት ላፕቶፕን ናብ ዕዳጋ ከቕርብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባኒያ ኣፕል ሓደሽቲ ኣይፓድን ኮምፒውተራት ላፕቶፕን ናብ ዕዳጋ ከቕርብ ኢዩ። እቶም ሓደሽቲ ፍሪያታት እቲ ኩባኒያ ዘጋጠሞ ምዝሕሓል ዕዳጋ ኣብ ምቅራፍ ልዑል ግደ ዝህልዎም አንትኾኑ፥ ኣብ ቀፃሊ ወርሒ መጋቢት ናብ ዕዳጋ ከምዝቐርቡ ተገሊፁ።…

ብኣፈ-ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ጅግጅጋ ኣትዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣፈ-ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መበል 18 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት ንምስታፍ ጅግጅጋ ኣትዩ። እቶም ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ገራድ ዊል ጅግጅጋ እንትበፅሑ ርእሰ ምምሕዳር ክልል…

ኮርፖሬሽን ኢንጂነሪንግ ማሽነሪ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ፋብሪካ ዘመናዊ ዱኽዒ ናይ ምህናፅ ባህጊ ከምዘለዎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ኢንጂነሪንግ ማሽነሪ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ፋብሪካ ዘመናዊ ዱኽዒ ናይ ምህናፅ ባህጊ ከምዘለዎ ተገሊፁ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተፈራ ደርበው ምስ ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ዘቲዮም። እቲ ኮርፖሬሽን ኣብ ኢትዮጵያ ፋብሪካ…

ትካል “ብሄራዊ ጀግኖችና ህፃናት ኣምባ” ንዋና መምርሒ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ናውቲታት ሕክምና ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል “ብሄራዊ ጀግኖችና ህፃናት ኣምባ” ካብ ዝተፈላለዩ ዓለም ለኻዊ ትካላት ዝረኸቦ ናውቲታት ሕክምና ንዋና መምርሒ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣረኪቡ ምክትል ኣካቢ ቦርድ እቲ ትካል ሻለቃ ተስፋዬ ወንድሙ፥ ንሓላፊ ዋና መምርሒ ጥዕና ሰራዊት ምክልኻል…