Fana: At a Speed of Life!

ብሕብረት ዝጠንከረት፣ ብብዙህነት ዝወቀበት ህብረ ብሄራዊት ሃገር-ኢትዮጵያ-ኣገልግሎት ኮሚኒኬሸን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ዘበን ዝኽበር ዘሎ መዓልቲ ብር ብሄረሰባት ህዝብታት “ብዙህነትን ማዕርነትን ንሃገራዊ ሓድነት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብብርኪ ሃገር ተኸቢሩ። እቲ ኣገልግሎት፥ ንመላእ ኢትዮጵያዊያን ናይ አንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ። ኢትዮጵያ ብዙሕ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ናብ ጅግጅጋ ኣትየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ክልል ሶማሌ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መበል 18 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ንምስታፍ ናብ ጅግጅጋ ኣትየን። እተን ፕሬዚዳነት ጅግጅጋ እንትበፅሓ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ  ሙስጠፌ ሙሐመድ፣ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ…

መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 18 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ንምኽባር ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር፣ ምክትል ፕሬዚዳንት ውድብ ብልፅግና ኣደም ፋራህ፣ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላትን ካልኦት ኣጋይሽን ኣብ…

ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ባንኪ ዓለም ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ገንዘብ ምስ ማኔጂንግ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣና ቢጀርድን ምክትል ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣብ ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ  ቪክቶሪያ ክዋክዋን ዘተ ኣሳሊጡ። እቲ ዘተ ኣብ ማክሮ ኢኮኖሚን ጉዳያት ልምዓትን ኢትዮጵያ ጠመተ ዝገበረ ከምዝነበረ…

ኣብ ቢሸፍቱ ዝህነፅ ዘሎ መሰልጠኒ ማእኸል ባሕረኛታት መሰራታዊ ሓይሊ ባሕሪ ብዝተትሓዘሉ ትልሚ ክዛዘም ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቢሸፍቱ ዝህነፅ ዘሎ መሰልጠኒ ማእኸል ባሕረኛታት መሰራታዊ ሓይሊ ባሕሪ ብዝተትሓዘሉ ትልሚ ክዛዘም ኢዩ ተባሂሉ። ሓላፊ ዋና መምርሒ መሃንዲስ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሌተናል ጄኔራል ደስታ ኣብቼ፥ እቲ ህንፀት ብዝተቐላጠፈ መገዲ ይሳለጥ ኣሎ…

ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ዝተጣየሸሉ መበል 88 ዓመት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ዝተጣየሸሉ መበል 88 ዓመት ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል፥ “ብመስዋእትነት ሃገር ዘፅንዐ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝኽበር ዘሎ። ምስቲ ምስረታ ብምዝማድ፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ኣካላት…

ልምዓት ኢትዮጵያ ምስ ጎረባብቲ ሃገራት ሓቢርካ ምልማዕ ማእኸል ዝገበረ ኢዩ- ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልምዓት ኢትዮጵያ ምስ ጎረባብቲ ሃገራት ሓቢርካ ምልማዕ ማእኸል ዝገበረ ኢዩ ክብላ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር ) ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ምስ ሲ ጂ ቲ ኤን ኣብ ዝነበረን ፃንሒት፥ ቁፅሪ ህዝቢ ኢትዮጵያ ይውስኽ ምስ ምምፅኡ ተዛሚዱ…

ኢትዮ ቴሌኮም ኣገልግሎቱ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ንምዝማን ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣገልግሎቱ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ንምዝማን ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬ ህይወት ታምሩን ሓላፊ ቢሮ እቶት እቲ ክልል ወ/ሮ መስከረም ደበበን ከምኡወን ከንቲባ ከተማ ሸገር…

ኣብ ትግራይ ተሓላለፍቲ ሕማማት ንምክልኻል ዘኽእል ፕሮግራም ጥዕና ስድራ ናብ ተግባር ኣተዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ተሓላለፍቲ ሕማማት ንምክልኻል ዘኽእል ፕሮግራም ጥዕና ስድራ ናብ ተግባር ከምዝኣተወ ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ገሊፁ። መራሒ ጉጅለ ፕሮግራም ዝተዋደደ ጥዕና ስድራ እቲ ቢሮ ኣይተ ሚኪኤለ ሓጎስ፥ 16 ኤክስቴንሺን ጥዕና…

እስራኤል ኣብ ጋዛ ንድሕንነት ንፁሃን ከለላ ኣይሃበትን ክትብል ኣሜሪካ ኮኒና

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ኣብ ጋዛ ንድሕንነት ንፁሃን ከለላ ኣይሃበትን ክትብል ኣሜሪካ ኮኒና። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ምስ ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ብሪታኒያ ዴቪድ ካሜሩን ኣብ ዋሸንግተን ኣብ ዝገበርዎ ዘተ ኢዮም ነዚ ገሊፆም። ከም…