Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስቴር ትምህርቲ ምስ ሚኒስቴር ትምህርቲ ጣሊያን ሰነድ ስምምዕነት ትግበራ ከቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ምስ ሚኒስቴር ትምህርቲን ስልጠናን ጣሊያን ሓቢርካ ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ትግበራ ከቲሙ። ኣብቲ ሰነድ ስምምዐነት፥ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)ን ሚኒስትር ትምህርቲን ስልጠናን ጣሊያን ጁሴፔ ቫልዳይታራ…

ውድብ ጥዕና ዓለም ንትግራይ ዝተፈላለዩ ናውቲታት ሕክምና ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ንኣገልጋሎት ጥዕና ክልል ትግራይ ዝውዕል ናውቲታት ሕክምና ብሓገዝ ከም ዝሃበ ተገሊፁ። ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ብልዕሊ 5 ሚልየን ብር ዝተዓደጉ 105 ዓራት…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ቻይና ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ቻይና ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣምባሳደር ዡ ቢንግ ዘቲዮም። ኣይተ ደመቀ፥ ኢትዮጵያ ምስ ቻይና ዝጀመረቶ ኩለ መዳይ ሰትራቴጂካዊ ሽርክና ከባቢ ኣየር  ዕላዊ…

ስዑዲ ዓረብ ብዓመፅቲ ሃውቲ ዝተቐበሩ 733 ፈንጂታት ምምካና ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስዑዲ ዓረብ ብዓመፅቲ ሃውቲ ዝተቐበሩ 733 ፈንጂታት ኣብዚ ሰሙን ምምካና ኣፍሊጣ። እቶም ዝመኸኑ ፈንጂታት፥ 618 ዘይፈንጀሩ፣ 110  ፈንጂታት ፀረ ታንኪ፣ 4 ፀረ ሰብን ሓደ ተባራዒ ፈንጂን ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣብ የመን ዘለዉ ህፃናት፣ ደቂ…

ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ንኢንቨስትመንት ምቹኣት ከምዝኾኑ ሰብ ሃፍቲ ጃፓን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ንኢንቨስትመንት ምቹኣት ከምዝኾኑ ሰብ ሃፍቲ ጃፓን ገሊፆም። እቶም ኣብ ፎሮም ኢንቨስትመንት ኢትዮ-ጃፓን ዝተሳተፉ ሰብ ሃፍቲ፥ ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚን ቂሊንጦን ዑደት ኣሳሊጦም። ኣባላት እቲ ጉጅለ…

ዝላታን ኢብራሂሞቪች ኣባል ቦርድ ኤሲ ሚላን ንምዃን ተስማዕሚዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስዊድናዊ ኣጥቃዒ ዝላታን ኢብራሂሞቪች ኣባል ቦርድ ኤሲ ሚላን ንምዃን ተስማዕሚዑ። ክሳብ 41 ዕድምኡ ኣብ ኢንተርናሽናል ኩዕሶ እግሪ ዝፀንሐ ዝላታን ኢብራሂሞቪች፥ ኣብ ዝሓለፈ ክራማት ንገዛእ ርእሱ ካብ ኩዕሶ እግሪ ምግላሉ ይዝከር። ድሕሪ እዚ…

ኤክስፖ ኢኖሼሽን ኣቪዬሽን ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤክስፖ ኢኖሼሽን ኣቪዬሽን ኣብ ኢትዮጵያ ተኸፊቱ። እቲ ኤክስፖ፥ "ምህዞ፣ ንምርምር ኣቪዬሽን" ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ እንትኸውን ኣብ ሳይንስ ሙዚየም ኢዩ ተኸፊቱ ተባሂሉ። ውፅኢታት፣ ፍሪያትን ኣገልግሎትን ምህዞ ኣቪዬሽን ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን…

ዘላቒ ሰላም ንክነግስ ግደና ንፈፅም-መራሕቲ ሃይማኖት

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ ዘላቒ ሰላም ንክነግስ ግደና ንፈፅም ክብሉ መራሕቲ ሃይማኖት ገሊፆም። ኮማንድ ፖስት ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ደቡብ ወሎ ምምሕዳር ከተማ ደሴ ምስ ኣቦታት ሃይማኖት ከተማ ደሴ ኣብ እዋናዊ ዛዕባ ጠመተ ዝገበረ ዘተ ኣካይዱ። እቶም…

ኣካዳሚ ምርምር ኣመራርሓ ኣፍሪካ ንዲፕሎማታት መብርሂ ይህብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕላማን ተግባርን ኣካዳሚ ምርምር ኣመራርሓ ኣፍሪካ ብዝምልከት መቐመጢኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝኾኑ ዲፕሎማታት መብርሂ ይወሃብ ኣሎ። ርእሰ ኣካዳሚ እቲ ማእኸል ዛዲግ ኣብርሃ፥ እቲ ኣካዳሚ ንኣፍሪካዊያን ስልጠናታት ህንፀት ዓቕሚ ዝህብ ኢዩ ኢሎም።…

ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ምስ ፕሬዚዳንት ዜለንስኪ ኣብ ዋሺንግተን ክዛተዩ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ምስ ፕሬዚዳንት ዩክሬን ቮሎድሚር ዜለንስኪ ኣብ ዋሺንግተን ክዛተዩ ኢዮም ተባሂሉ። ፕሬዚዳንት ዜለንስኪ ፅባሕ ኣብ ዋይት ሃውስ ኣብ ዝገብርዎ ዑደት ስራሕ፥ ኣብ ዩክሬን ዝግበር ሓገዝ ዝጠመተ ዘተ ምስ ፕሬዚዳንት ጆ…