Fana: At a Speed of Life!

መድረኽ ዘተ “ጉዕዞ ምድማር” ኣብ ከተማ ቦንጋ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ "የመደመር ጉዞ'' ኣብ ከተማ ቦንጋ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ፥ “የመደመር ትሩፋቶች ለተሻለ ነገ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ከምዝሳለጥ ዘሎ ተገሊፁ። ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ህዝብታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ነጋሽ ዋጌሾ…

ብኣይተ ደመቀ መኮንን ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ ፎረም ፍልሰተኛታት ይሳተፍ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮንን ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ ፎረም ፍልሰተኛታት ይሳተፍ ኣሎ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ፥ ካብ 2019 ዓ.ም.ፈ ጀሚሩ ኣብ ጉዳይ ፍልሰተኛታት ዝተሰርሑ…

ዩናይትድ ኪንግደም ኣብ ዓውዲ ሰራዊት ምክልኻል ምስ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ከምእትሰርሕ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩናይትድ ኪንግደም ኣብ ዓውዲ ሰራዊት ምክልኻል ምስ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ከምእትሰርሕ ገሊፃ። ኣታሼ ዩናይትድ ኪንግደም ኣብ ኢትዮጵያ ኮሎኔል ማርክ ባቫን፥ ሃገሮም ብቀረብን ዝተፈላለዩ ምትሕብባራትን ወተሃደራዊ ናውቲታት መስ ኢትዮጵያ ንምስራሕን…

ካብ ሓዱሽ ዓመት ፈረንጂ ጀሚሩ ብዘይቪዛ ናብ ኬኒያ ምእታው ተፈቒዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝኾነ ይኹን ሃዋፂ ካብ ሓዱሽ ዓመት ፈረንጂ ጀሚሩ ብዘይቪዛ ናብ ኬኒያ ምእታው ከምዝኽእል ተገሊፁ። ፕሬዚዳንት ኬኒያ ዊሊያም ሳሞኢ ሩቶ፥ ኣብ ኬኒያ ሓዱሽ ፖሊሲ ንምትግባር ዘኽእል ምህዳር ዲጂታል ኤሌክትሮኒክ መረዳእታ ከምዝተሰናደአ ተዛሪቦም።…

ጆርጂዮ ችሊኒ ኣብ መበል 39 ዕድሚኡ ጫምኡ ሰቒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ጣልያናዊ ተኸላኻሊ ኩዕሶ እግሪ ጆርጂዮ ችሊኒ ኣብ መበል 39 ዕድሚኡ ጫምኡ ሰቒሉ። ካብ 23 ዕድሚኡ ጀሚሩ ምስ ብሄረራዊ ጋንታ ጣልያን ምጭዋት ዝጀመረ  ችሊኒ፥ 117 ፀወታታት ንሃገሩ ገይሩ ኢዩ። ብብርኪ ክለብ ድማ ዝበዝሐ ፃንሒቱ  ኣብ…

ንክልል ኣየር ኢትዮጵያ ዘብዒ ዝኾኑ ብቑዓት ሞያተኛታት ነፍሪ ብምህላውና ኩርዓት ይስመዐና- መምህራን ኣካዳሚ ሓይሊ ኣየር

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንክልል ኣየር ኢትዮጵያ ዘብዒ ዝኾኑ ብቑዓት ኣብረርትን ቴክኒሻናትን ነፍሪ ብምህላውና ኩርዓት ይስመዐና ክብሉ ኣመራርሓን መምህራንን ኣካዳሚ ሓይሊ ኣየር ገሊፆም። ዲን እቲ ኣካዳሚ ኮሎኔል ለማ ማሞ፥ እቲ ኣካዳሚ ዝበለፁ ኣብረርቲን ቴክኒሻናትን…

ኣፍረይቲ ኢንተርፕራይዛት ዝሳተፉሉ “የኛ ምርት” ዝተሰየመ ኤግዚቢሽንን ባዛርን ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍረይቲ ኢንተርፕራይዛት ዝሳተፉሉ “የኛ ምርት” ዝተሰየመ ኤግዚቢሽንን ባዛርን ተኸፊቱ። እቲ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ሆቴል ስካይላይት ዝተኸፈተ ኤግዚቢሽንን ባዛርን፥ “ኢትዮጵያ ተፍሪ ንሕናውን ንሸምት” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣፈ…

ቲክ ቶክ 10 ቢሊዮን ዶላር እቶት ከምዝረኸበ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባንያ ኢንተርኔት ቴክኖሎጂ ቻይና ዝኾነ ቲክ ቶክ 10 ቢሊዮን ዶላር እቶት ካብ ዓለም ለኸ ተረባሕቲ ከምዝረኸበ ገሊፁ። ኣፕ ኢንተለጀንስ ዝተብሃለ ሓበሬታ ኣፕሊኬሽን ዘቕርብ ከምዝበሎ፥  ካንዲ ክራሽ፣ ሆነር ኦፍ ኪንግስ፣ ሞንስተር ስትራይክን ክላሽ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ጉጅለ ፍልፍል ሓሳብ(ቲንክ ታንክ) ቴክኒክን ሙያን ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ጉጅለ ፍልፍል ሓሳብ(ቲንክ ታንክ) ቴክኒክን ሙያን ተጣይሹ። ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚል፥ ኣብ ዓውዲ ቴክኒክ ሙያን ለውጢ ንክመፅእ ብፍልጠት፣ መፅናዕትን ምርምርን ምድጋፍ ይግባእ ኢለን። ሓደሽቲ ኣሰራርሓታት…

ፍሪያት ሕርሻ ኢትዮጵያ ዘፋልጥ “መካነ ርዕይ” ኣብ ከተማ ዶሃ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሪያት ሕርሻ ኢትዮጵያ ዘፋልጥ “መካነ ርዕይ” ኣብ ከተማ ዶሃ ተኸፊቱ። ኣብ ኳታር ኣብ ዝካየድ ዘሎ ዓለም ለኸ ኤግዚብሽን ኣትክልቲን ፍራምረን ዝተኸፈተ እቲ ዓውደ ርእይ ሚኒስተር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ  ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ መሪቖም ከፊተምዎ።…