Fana: At a Speed of Life!

መድረኽ ፓናል ኣመራርሓ ሓይሊ ኣየር ኣፍሪካ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ ፓናል ኣመራርሓ ሓይሊ ኣየር ኣፍሪካን ኣገልግሎት ኣቪዬሽን ዝህቡ ትካላት ወፃኢን ተዛዚሙ። ኣብ መዛዘሚ እቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ኣብረሃም በላይ (ዶ/ር)፥ ኣብቲ ዘተ ንዝተሳተፋ ሃገራትን ትካላትን ውህብቶ…

ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ መትከል ስደተኛታት ብምቕባል ንስደተኛታት ደገፍ ትገብር ኣላ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ መትከል ስደተኛታት ብምቕባል ንስደተኛታት ደገፍ ትገብር ከምዘላ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ኢዮብ ተካሊኝ(ዶ/ር) ገሊፆም። ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)፥ ጎድኒ ንጎድኒ መበል ካልኣይ ፎረም ስደተኛታት ምስ ምክትል ሚኒስትር…

ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝፍጠሩ ዘለዉ መድረኻት ርክብ ህዝቢ ውፅኢት የመዝግቡ ኣለዉ- ብ/ጄ ዘውዱ ሰጥኣርጌ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሐሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ኣምሓራ ናብ ዝተማልአ ሰላም ንምምላስ መስ ህዝቢ ዝፍጠሩ ዘለዉ መድረኻት እወንታዊ ውፅኢት የመዝግቡ ኣለዉ ክብሉ ኣካቢ ቅርንጫፍ ኮማንድ ፖስት ምብራቕ ኣምሓራ ደሴ ብ/ጄ ዘውዱ ሰጥአርጌ ገሊፆም። እቲ ኮማንድ ፖስት እዋናዊ ኩነታት ፀፅታ ዝጠመተ…

ሰብ ሃፍቲ ብራዚል ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ኢንቨስት ንክገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ብራዚል ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ኢንቨስት ንክገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ። ፎረም ንግዲን ኢንቨስትመንትን ኢትዮ-ብራዚል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ኢንዱስትሪ ኣክሊሉ ታደሰ፥ እቲ ኮርፖሬሽን ንቀጥታ…

ኣሜሪካ ሰብ ኣልቦ ኣውሮፕላን ዓማፂ ሓይሊ ሃውቲ ከምዝሓምሸሸት ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ክልል ሰብ ኣልቦ ኣውሮፕላን ዓማፂ ሓይሊ ሃውቲ ከምዝሓምሸሸት ኣፍሊጣ። ማእከላዊ እዚ ኣሜሪካ፥ እቲ ስጉምቲ ኣብ ልዕሊ መርከብ ንግዲ ኣሜሪካ ቅድም ክብል ንዝፈፀሞ መጥቃዕታ ምላሽ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ። እተን ኣውሮፕላናት ኣብ ልዕሊ መርከብ…

ዩኒቨርሲቲ ዓዲግራት ካብ ዝተፈላለዩ ክልላት ኢትዮጵያ ዝመፁ 832 ሓደሽቲ ተምሃሮ ይቕበል ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ዓዲግራት ካብ ዝተፈላለዩ ክልላት ኢትዮጵያ ዝመፁ 832 ሓደሽቲ ተምሃሮ ይቕበል ኣሎ። ድሕሪ ምኽታም ስምምዕነት ፕሪቶርያ ንመበል ካልኣይ ጊዜ ሓደሽቲ ተምሃሮ ዝቕበል ዘሎ እቲ ዩኒቨርሲቲ፥ መርሃ ግብሪ እንኳዕ ደሓን መፃእኹም እናሳለጠ…

ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ ኣባል ሃገራት ስምምዕነት ፀረ ግዕዝይና ውሕመ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ ኣባል ሃገራት ስምምዕነት ፀረ ግዕዝይና ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ትሳተፍ ኣላ። ኣብቲ ጉባኤ ብኮሚሽነር ኮሚሽን ስነምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ሳሙኤል ኡርቃቶ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ይሳተፍ ኣሎ። ኣብ…

ኢትዮጵያውያን ኣካል መፍትሒ ንክኾኑ ንምኽኣል ዝግበር ፃዕሪ ከምዝድግፍ ውሕመ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ንፀገም ማሕበረሰቦም ዝኸውን መፍትሒ ዘቕርቡ ንክኾኑ ንምኽኣል ዝግበር ፃዕሪ ከምዝድግፍ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ኣፍሊጡ። ብሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ምስ ምክትል…

ኣብ 10 ነጥቢ 5 ሚሊየን ሄክታር መሬት ዝነበረ ኣዝርእቲ ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር ግብርና ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 10 ነጥቢ 5 ሚሊየን ሄክታር ዝነበረ ኣዝርእቲ ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር ግብርና ኣፍሊጡ። ኣፈፃሚ ርክብ ህዝብን ስራሕቲ ኮሚኒኬሽንን እቲ ሚኒስቴር ኣይተ ከበደ ላቀው፥ ኣብ እዋን ክራማት ካብ ዝተዘርአ 17 ነጥቢ 5 ሚሊየን ሄክታር መሬት ዘራእቲ…

ኣመራርሓ ሓይሊ ኣየር ሃገራት ኣፍሪካ ፓነል ዘተ የሳልጡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓ ሓይሊ ኣየር ሃገራት ኣፍሪካን ኣገልግሎት ኣቪዬሽን ዝህቡ ትካላትን ፓነል ዘተ የሳልጡ ኣለዉ። እቶም ኣመራርሓታት፥ መበል 88 ዓመት ምስረታ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ንምኽባር ናብ ኢትዮጵያ ይኣትዉ ኣለዉ። ኣብ ቢሸፍቱ ኣብ ዝርከብ ክበብ…