Fana: At a Speed of Life!

ልኡኽ ብራዚል ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚ ዑደት ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ብራዚል ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚ ዑደት ገይሮም። እቲ ልኡኽ ብዳይሬክተር ንግዲ፤ ኢንቨስትመንትን ግብርናን ኣምባሳደር ኣሌክስ ጂያኮሜሊ ዝተመርሐ ኢዩ ተባሂሉ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ…

ኣብ ዓውዲ ኣቪዬሽን ብዘላቒነት ተወዳዳሪ ንምዃን ዓቕሚ ቴክኖሎጂ ኣቪዬሽን ቴክኖሎጂ ብቐፃልነት ምህናፅ ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓውዲ ኣቪዬሽን ብዘላቒነት ተወዳዳሪ ንምዃን ዓቕሚ ቴክኖሎጂ ኣቪዬሽን ቴክኖሎጂ ብቐፃልነት ምህናፅ ይግባእ ክብሉ ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ሲቪል ኣቪዬሽን ጌታቸው መንግስቴ ተዛሪቦም። ጎኒ ንጎኒ ኣብ ሳይንስ ሙዚየም ዝተኸፈተ ፈላማይ ኤክስፖ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሓደሽቲን ነባርን ማእኸላት ዕዳጋ ንሳልሳይ ወገን ክተሓላለፍ ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕግበት ማሕበረሰብ ክብ ብምባል ዝሓሸ ኣገልግሎት ንክህሊ ንምኽኣል ኣብ ኣዲስ ኣበባ 12 ሓደሽቲን ነባርን ማእኸላት ዕዳጋ ንሳልሳይ ወገን ክተሓላለፍ ኢዩ ተባሂሉ። ዳይሬክተር ጉዳያት ኮሚኑኬሽን ቢሮ ንግዲ ሰውነት ኣየለ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…

 “ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብናይ ትውልዲ ምቅብባል ዝመፅአ ትካል ኢዩ” ጀኔራል ኣበባው ታደሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) “ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብናይ ትውልዲ ምቅብባል ዝመፅአ ትካል ኢዩ” ክብሉ ምክትል ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ጀኔራል ኣበባው ታደሰ ገሊፆም። መበል 88 ዓመት ናይ ምስረታ በዓል ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ኣካል ዝኾነ መድረኽ ፓናል ኣብ…

ቻይናዊያን መርዕኡ ኣብ ኣደባባይ ሕውነት ስነ ስርዓት መርዕዖም ይፍፅሙ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)12 ፅምዲ ቻይናዊያን መርዕኡ ኣብ ኣደባባይ ሕውነት ስነ ስርዓት መርዕዖም ይፍፅሙ ኣለዉ። እቲ ኣደባባይ ነቶም ተመራዓውቲ “እንኳዕ ደስ በለኩም” ክብል መልእኽቱ ኣመሓላሊፉ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…

ኣብ ልዕሊ ሃማስ ዝውሰድ ስጉምቲ ኣዋርሕ ክፀንሕ ይኽእል ኢዩ- እስራኤል

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃማስ ንምድምሳስ ዝውሰድ ስጉምቲ ኣዋርሕ ክፀንሕ ይኽእል ኢዩ ክትብል እስራኤል ገሊፃ። ሚኒስትር ምክልኻል ሰራዊት እስራኤል ዮአቭ ጋላንት፥ እታ ሃገር ኣብ ልዕሊ ጀኒን ን60 ሰዓታት ፈፂማቶ ዝበሃል ደብዳብ 11 ፍልስጤማዊያን ህይወቶም ምስ ሓለፉ…

ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ መበል 88 ዓመት ምስረታ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ንምኽባር ናብ ቢሸፍቱ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ መበል 88 ዓመት ምስረታ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ንምኽባር ናብ ቢሸፍቱ ኣምሪሖም። ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ኣብ ቢሾፍቱ ኣብ ዝርከብ ክበብ መኮንናት ሓይሊ ኣየር እንትበፅሑ…

ኢትዮጵያ ናብራ ስደተኛታትን ተቐባሊ ማሕበረሰብን ንምምሕያሽ ምስርሓ ክትቅፅል ኢያ- ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ናብራ ስደተኛታትን ተቐባሊ ማሕበረሰብን ንምምሕያሽ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ምስርሓ ክትቅፅል ኢያ ከብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ኣይተ ደመቀ፥ ብምትሕብባር መንግስቲ ኢትዮጵያን…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዋና ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታት ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዋና ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታት(ኣይኦኤም) ኤሚ ፖፕ ዘቲዮም። ኣይተ ደመቀ፥ ጎድኒ ንጎድኒ ኣብ ጄኔቫ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ፎረም ዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታት ኢዮም…

ባንኪ ዓለም ንዲጂታል መለለዪ መንነት ዝኸውን ደገፍ 350 ሚሊየን ዶላር ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ንብሄራዊ ዲጂታል መለለዪ መንነት ዝኸውን ደገፍ 350 ሚሊየን ዶላር ገይሩ። ዳይሬክተር ኮሙኒኬሽን ብሄራዊ ዲጂታል መለለዪ መንነት ኣቤኔዘር ፈለቀ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ እቲ መለለዪ መንነት ንኣገልግሎት ወሃብቲ ትካላት…