Fana: At a Speed of Life!

ጉጅለ ህንፀት ዓቕሚ ምክልኻል ስግኣት ሓደጋ ኣፍሪካ ምስ ኢትዮጵያ ንምስራሕ ቆራፅ ምዃኑ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ህንፀት ዓቕሚ ምክልኻል ስግኣት ሓደጋ ኣፍሪካ ንሓደጋታት ምላሽ ኣብ ምሃብ ምስ ኢትዮጵያ ንምስራሕ ቆራፅ ምዃኑ ኣፍሊጡ። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ደመቀ መኮንን ብዋና ዳይሬክተር ጉጅለ ህንፀት ዓቕሚ ምክልኻል ስግኣት…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ኣብ ኣብ ዘካይዶ ኣኼባ ኣካቢ ቦርድ መረፃ ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ሽመታት ከፅድቕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ኣብ ኣብ ዘካይዶ 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 9ይ ስሩዕ ኣኼባ ኣካቢ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ሽመታት መርሚሩ ከፅድቕ ኢዩ። እቲ ባይቶ ኣብ 9ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ኣቐዲሙ ቃል ጉባኤ 8ይ ስሩዕ ኣኼባ ብምፅዳቕ…

ኣብ ኣርባዕተ ወረዳታት ትግራይ ፕሮጀክት ልምዓት ሴፍትኔት ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ዎርልድ ቪዥን ኢትዮጵያ ኣብ ኣርባዕተ ወረዳታት ክልል ትግራይ ፕሮጀክት ልምዓት ሴፍትኔት ከምዝጅምር ዕላዊ ገይሩ። እቲ ፕሮጀክት ካብ ዩኤስ ኣይዲ ብዝተረኸበ ሓገዝ ገንዘብ ከምዝጅመር ተገሊፁ። ኣብ ኣርባዕተ ወረዳታት ትግራይ ብዝጅመር…

ሰብ ሃፍቲ ሩሲያ ኣብ ዓውዲ ኣፍራዪ ኢንዱስትሪ ንክሳተፉ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ሩሲያ ኣብ ዓውዲ ኣፍራዪ ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ንክሳተፉ ተሓቲቱ። ሚኒስትር ኢንዱስትሪ  መላኩ ኣለበል፥ ብሓላፊ ኤጀንሲ ሃፍቲ ዕደና ሩሲያ ኢቭጌኒ ፔትሮቭ መስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ዘቲዮም። ነቶም ሰብ ሃፍቲ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ…

ፓርቲ ትንሳኤ ሰብዓ እንደርታን የዎላይታ ሕዝቦች ነጻነት ንቅናቄን ኣፍልጦ ረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ንፓርቲ ትንሳኤ ሰብዓ እንደርታን “የዎላይታ ሕዝቦች ነጻነት ንቅናቄን” ኣፍልጦ ሂቡ። እቲ ቦርድ ብመሰረት ብኣዋጅ ዝተውሃቦ ስልጣን፥ ንፓርቲ ፓርቲ ትንሳኤ ሰብዓ እንደርታ መረጋገፂ ወረቐት ምስክር ፓርትነት ፖለቲካ ክልል…

ፊፋ 32 ጋንታታት ዝሳተፋሉ ዓለም ለኸ ውድድር ፅዋዕ ምድላዉ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ማሕበር ኩዕሶ እግሪ(ፊፋ) 32 ጋንታታት ዝሳተፋሉ ዓለም ለኸ ውድድር ፅዋዕ ምድላዉ ኣፍሊጡ። ኣብ ዝተፈላለዩ ዙራት ቻምፒዮንስ ሊግ ዝተሳተፋ ጋንታታት ዝካተታሉ እቲ ውድድር፥ ካብ 15 ሰነ ክሳብ 13 ሓምለ 2025 ዓ.ም.ፈ ከምዝካየድ…

መበል ራብዓይ ሰለስቲኣዊ ድርድር ግድብ ህዳሰ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ራብዓይ ሰለስቲኣዊ ድርድር ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/…

ሰሜን ኮሪያ ኣህጉር ዝሳገር ባለስቲክ ሚሳኤል ኣወንጪፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰሜን ኮሪያ ኣህጉር ዝሳገር ባለስቲክ ሚሳኤል ኣወንጪፋ። ፒዮንግያንግ ነቲ ምሳኤል ዘወንጨፈቶ ደቡብ ኮሪያን ኣሜሪካን ኣብ ቀረባ እዋን ካብ ሰሜን ኮሪያ ዝመፅእ መጥቃዕቲ ኒውክሌር ምክልኻል ኣብ ዘኽእል ኩነታት ምዝታየን ስዒቡ ኢዩ ተባሂሉ።…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣረግቶት መኻይን ክእገዳ ኢየን ብዝብል ዝውዛዕ ስኑዕ ሓበሬታ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣረግቶት መኻይን ክእገዳ ኢየን ብዝብል ዝውዛዕ ስኑዕ ሓበሬታ ከምዝኾነ በዓል መዚ ሓለዋ ከባቢ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ዋና ኣካያዲ ስራሕ እቲ በዓል መዚ ኣይተ ዲዳ ድሪባ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮም…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምድብ ኣየር ሰብ ኣልቦ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ መሪቖም ከፊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይሊታት ሰራዊትን ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢን ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምድብ ኣየር ሰብ ኣልቦ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ መሪቖም ከፊቶም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ደሕሪ ሰዓት ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ንመጀመሪያ ግዘ ዘሰልጠኖም…