Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ቻይና ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት ልዕሊ 100 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜን ምዕራብ ቻይና ትማሊ ምሽት ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት ብውሑዱ 116 ሰባት ህይወቶም እንትሓልፍ 220 ዝኾኑ ሰባት  ከምዝቐፖሰሉ ተገሊፁ። ሰብ መዚ ቻይና ከምዝበሉዎ÷ ብሬክተር ስኬል 6 ነጥቢ 2 ዝተመዘገበ ምንቅጥቃጥ መሬት ትማሊ ፍርቂ…

ኣብ ዝቕፅል ሰንበት ኣብ እስያ፣ ኣውስትራሊያን ኒውዝላንድን ምስ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ምይይጥ ክግበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እስያ፣ ኣውስትራሊያን ኒውዝላንድን ምስ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ኣብ ዝቕፅል ሰንበት 14 ታሕሳስ 2016 ዓ.ም ምይይጥ ከምዝግበር ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኣፍሊጡ። እቲ ዘተ ብመርበብ ሓበሬታ ዝካየድ እንትኸውን÷ ብኢትዮጵያ…

ኢትዮጵያ ካብ ስደት ተመለስቲ እግሪ ንምትካል ንእትገብሮ ፃዕሪ ከምዝድግፍ ኣይኦኤም ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ካብ ስደት ተመለስቲ እግሪ ንምትካል ንእትገብሮ ፃዕሪ ከምዝድግፍ ዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታት(ኣይኦኤም)  ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ሑሪያ ዓሊን ቺፍ ኦፍ ሚሽን ኣብ ኢትዮጵያ ኣቢባቶው ዋኔን ብሓባር ምስራሕ…

ወ/ሮ ሜላተወርቅ ሃይሉ ኣካቢት ብሔራዊ ቦርድ ምርጫ ብምዃን ተሸይመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዘሳለጦ መበል ታሽዓይ ስሩዕ ጉባኤ ወ/ሮ ሜላተወርቅ ሃይሉ ኣካቢት ብሔራዊ ቦርድ ምርጫ ብምዃን ሸይሙ። ወ/ሮ ሜላተወርቅ ሃይሉ ኣብቲ ባይቶ ብምቕራብ ቃል መሕላ ፈፂመን። እቲ ባይቶ ነቲ ሹመት ብሓደ ድምፀ ተኣቅቦ…

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ 7 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዝዋገኦም ሓገዝ መድሓኒታትን ናውቲታት ሕክምናን ተረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ 7 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዝዋገኦም ሓገዝ መድሓኒታትን ናውቲታት ሕክምናን ተረኪቡ። እቲ ሓገዝ፥ ካብ ቤት ዕዮ ግልጋሎት ስደተኛታትን ተመለስቲ ስደትን (Refugee and Returnee Servic) ዝተረኸበ…

ኣብዱልፈታህ ኣልሲሲ ኣብ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ግብፂ ን3ይ ግዘ ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣብዱልፈታህ ኣልሲሲ ኣብ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ግብፂ ንሳልሳይ ግዘ ከምዝተዓወቱ ቦርድ መረፃ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። በዚ ድማ ኣልሲሲ ንዝቕፅሉ  ሽዱሽተ ዓመታት ንግብፂ ብፕሬዚዳንትነት ከገልግሉ ኢዮም ተባሂሉ፡፡ በዓል መዚ ብሄራዊ ቦርድ…

ብከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ከተማ ሻንጋይ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ይገብር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ከተማ ሻንጋይ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ይገብር ኣሎ። ኣብቲ ዑደት፥ ምክትል ከንቲባ ጃንጥራር ኣባይን ካልኦት ኣመራርሓን ሰብ ሞያን ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ተሳቲፎም። ጎኒ ንጎኒ እቲ…

ድልድል ኣውዲቕካ ምሕላፍ ዩሮፓ ሊግ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ድልድል ፀወታታት ኣውዲቕካ ምሕላፍ ዩሮፓ ሊግ ዕላዊ ኮይኑ። ኣብቲ ፀወታ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ጣሊያናዊት ጋንታ ሮማ ምስ ሆላንዳዊት ጋንታ ፊይኖርድ ከምኡ እውን ካሊእ ጣሊያናዊት ጋንታ ኢሲሚላን ምስ ፈረንሳዊት ጋንታ ሬንስ ተራኺበን፡፡ ፈረንሳዊት…

ኣብ ክልል ኣምሓራ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ዜጋታት 10 ሚሊየን ብር ሓገዝ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ህፁፅ ሓገዝ ምግቢ ንዘድልዮም ዜጋታት 10 ሚሊየን ብር ሓገዝ ተገይሩ። እቲ ሓገዝ ፋውንዴሽን በላይነህ ክንዴን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ትካል ወረታ ኢንተርናሽናልን ኢዮም ገይሮምዎ። ፋውንዴሽን ቢ ኬ ጂ 7 ነጥቢ 5 ሚሊየን…

ጀጋኑ ሰላም ብምዃን ንህዝብና ክንክሕስ ኢና-ሰልጠንቲ ተሃድሶ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ኮማንድ ፖስት ሸዋ ን10 መዓልታት ሳልሳይ ዙር ሰልጠና እንትከታተሉ ዝነበሩ 161 ስልጠና ዛዚሞም። እቶም ሰልጠንቲ፥ ኣብቲ ክልል ኣጋጢሙ ዝነበረ ጎንፂ፣ ህውከትን ናዕብን ተሳቲፎም ብምባል ተጠርጢሮም ኣብ ትሕቲ ፅላል ሕጊ ዝፀንሑ…