Fana: At a Speed of Life!

ጠንቂን ምልክታትን ልዑል መጠን ኮሌስትሮል

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሌስትሮል ኣብ ደም እንትኸውን፥ መጠን ኮሌስትሮል ኣብ ደም እናወሰኸ ምስ ዝኸይድ ኣብ ጥዕና ዘሎ ሓደጋ እውን ብኡ መጠን እናወሰኸ’ዩ ዝኸይድ። ውድብ ጥዕና ዓለም ልዑል መጠን ኮሌስትሮል ንሓደጋታት ሕማም ልብን ወቅዒን ከም ዘቃልዕ ይገልፅ። እዚ…

ኣብ ክልል ኣምሓራ ልዕሊ 5 ሺሕ ዕጡቓት ናብ ማእኸላት ከምዝኣተዉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)5 ሺሕን 216 ዕጡቓት ሰላም ብምምራፅ ናብ ማእኸላት ከምዝኣተዉ ቢሮ ኮሙኒኬሽን ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣፍሊጡ፡፡ ሓላፊ እቲ ቢሮ መንገሻ ፈንታው (ዶ/ር) ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ክብ ህዝቢ ዝተለዓለ ሕቶ መሰረት ብምግባር…

ዓለም ለኸ ተሞክሮታት ምስ ጭቡጥ ኩነታት ከተማታትና ኣጠዓዒምና ክንሰርሕ ኢና – ከንቲባ ኣዳነች

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ተሞክሮታት ምስ ጭቡጥ ኩነታት ብምጥዕዓም ኣዲስ ኣበባ ንነበርታ ምችውቲን ዓለም ለኸ ተወዳዳሪት ንምግባርን ብዝለዓለ ትግሃት ምግልጋልና ክንቀፅል ኢና ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ብከንቲባ ኣዳነች…

መንግስቲ ኣብ ኢትዮጵያ ንዘጋጠሙ ሓደጋታት ተፈጥሮ 11 ቢሊየን ብር ሰሊዑ ይሰርሕ ኣሎ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣብ ኢትዮጵያ ንዘጋጠሙ ሓደጋታት ተፈጥሮ 11 ቢሊየን ብር ወፃኢ ብምግባር ስራሕቲ ሓገዝ እናሰርሐ ምዃኑ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር ኣምባሳደር ሽፈራው ተክለማርያም (ዶ/ር) ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…

ውዕሊ ስምምዕነት 5 ነጥቢ 13 ቢሊየን ብር ፕሮጀክት ህንፀት ተፈረመ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር  መስኖን ቆላማ ከባቢ ምስ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ኩባንያ ሃንሶል ፔፐር ደቡብ ኮሪያ ብ5 ነጥቢ 13 ቢሊየን ብር ልምዓት መስኖ ከርሰ ምድሪ ኣደኣ በቾን ፕሮጀክት ህንፀፅ ገፀር ልምዓትን ውዕሊ ስምምዕነት ተፈራሪሞም፡፡ እቲ ፕሮጀክት ኣብ…

ኢትዮጵያ ወናንነት በሪ ባሕሪ ንምርግጋፅ ዘኽእሉ ኣማራፂታት ኣለዉዋ – ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ታሕስስ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተፈላለዩ ቀወምቲ ኮሚቴታት ዝተውፃእፅኡ ኣመራርሓታት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ምስ ኣባላት ፓርላማ ሕብረት ኣውሮፓ ህብረት ኣብ ጉዳይ ኢትዮጵያን ዞባዊ ጉዳያትን ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ውሽጢ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ ጉዳያት ፀፅታን…

ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ብሕልፈት ኤሚር ኩዌት ሓዘነን ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስስ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ስህለ ወርቅ ዘውዴ ብሕልፈት ኤሚር ኩዌት ናዋፍ ኣል-ኣሕመድ ኣል-ሳባህ ዝተሰመዐን ሓዘነን ገሊፀን። እተን ፕሬዚዳንት ኤሚር ኩዌት ሼኽ ናዋፍ ኣል ኣሕማድ ኣል ሳባህ ካብዛ ዓለም ብሞት ምፍላዮም ኣመልኪተን ንዝተክኡዎም ንኤሚር ሼኽ…

ስልጠና ተሃድሶ ዝወሰዱ ኣባላት ሸኔ ናብ ሕብረተሰብ ተፀምቢሮም ብሰላም ከምዝነብሩ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ግብረ ራዕዲ ሸኔ ዝነበሩን ስልጠና ተሃድሶ ዝወሰዱ መናእሰይ ናብ ሕብረተሰብ ብምፅምባር ብሰላም ንምንባር ድሉዋት ከምዝኾኑ ገሊፆም። ሰልጠንቲ ክሳብ ሕዚ ንዝፈፀሙዎ ተግባር ንማሕበረሰብ ይቅርታ ዝሓቱሉን ቃል ዝኣትዉሉን መርሃ ግብሪ…

ኣብ ኬንያ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ህይወት ልዕሊ 174 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ታሕሳስ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኬንያ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ህይወት ልዕሊ 174 ሰባት ሓሊፉ። ከም ፀብፃብ ስፑትኒክ እቲ ሓደጋ ውሕጅ ዘጋጠመ ብምኽንያት ፅዕንቶ ኤልኒኖ ብዝዘነበ ዘይተለመደ መጠን ዝናብ ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡ ኣብ ቀረባ እዋን ዝተመዘገበ ሕልፈት ሰባት…

ቻይና ንኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ሓገዝ ከምትገብር ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ታሕሳስ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር  ሳይንስን ቴክኖሎጂን ቻይናን ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእሎም ጉዳያት ኣድሂቦም ተዛቲዮም፡፡ ኣብቲ እዋን ዘተ ዋና ዳይሬክተር ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ወርቁ ጋቸና…