Fana: At a Speed of Life!

ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ መሃማት ዘቲዮም። እቶም ዋና ፀሓፊ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ምስ ሙሳ ፋኪ መሃማት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተገበረ ዘተ ኣብ ሓበራዊ…

ማልት ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ ምገባ ተምሃሮ ንምክያድ ቅድመ ምድላው ምውጋኑ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ ምገባ ተምሃሮ ንምክያድ ዘኽእል ቅድመ ምድላው ምውጋኑ ማሕበር ልምዓት ትግራይ(ማልት) ኣፍሊጡ። እቲ ማሕበር ምስ ኣካላት መከፋፈልቲ ቢራ ንመፈፀሚ ፕሮጀክታት ምገባ ተምሃሮን ህንፀት ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርትን…

መቀነባበሪ ፍሪያታት ሕርሻ ሩሲያ ኣብ ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ብምእታው ከፍሪ ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መቀነባበሪ ፍሪያታት ሕርሻ ሩሲያ ኣብ ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ብምእታው ከፍሪ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብቶም ፓርክታት ኢንቨስት ንምግባር ዝወሰነ እቲ ኩባኒያ ኣግሮ ግሩፕ ኢንቨስት፥ ለዕሊ 10 ቢሊየን ሩፕል ካፒታል ኢንቨስትመንት ከምዘመዝገበ ተገሊፁ።…

ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ተምሃሮ ይቕበል ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ብመንግስቲ ዝተመደቡ ተምሃሮ 2016 ዓ.ምን ብውልቆም ከፊሎም ምምሃር ዝኽእሉ ተምሃሮን ይቕበል ኣሎ። እቲ ዩንቨርስቲ ናይ ሎሚ ዘበን ተምሃሮ “ፍሬሸር ዊክ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ሓደሽቲ ተምሃሮ ዝቕበል ዘሎ። ሎሚ…

ፈንድ ደገፍ ህፁፅ እዋን ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ደገፍ ንዝደሊዩ ዜጋታት 23 ሚሊየን ዶላር መዲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈንድ ደገፍ ህፁፅ እዋን ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ዩኤንሲኢአርኤፍ) ኣብ ኢትዮጵያ ደገፍ ንዝደሊዩ ዜጋታት 23 ሚሊየን ዶላር መዲቡ። ኮሚሽን ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋን መዳርግቲ ኣካላትን ኣብ ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ሓደጋታት ዝተጠቕዑ ከባቢታት ዘሎ…

ብዛዕባ ፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እናተተግበረ ዝርከብ እንትትኸውን፥ ኢትዮጵያ ኣብ ምፍላጥን መዋእለ ንዋይ ሃገር ክብ ክብል ኣብ ምግባርን ልዑል ግደ ዘለዎ ኢዩ። እቲ ፕሮጀክት ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)…

ጣቢያ ባቡር ሰበታ ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበገሲ ትራንስፖርት ባቡር ኢትዮ-ጂቡቲ ዝኾነ ጣቢያ ባቡር ሰበታ ስራሕ ጀሚሩ። ሚኒስትር ዴኤታ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ዴንጌ ቦሩ፣ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ትራንስፖርት ባቡር ኢትዮ-ጂቡቲ ዶክተር ኣብዲ ዘነበን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…

ብሄራዊ ፓርክ ጨበራ ጩርጩራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ፓርክ ጨበራ ጩርጩራ ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ህዝብታት ኣብ መንጎ ዞባ ኮንታን ዳውሮን ዘርከብን ዓምዩቕ ሃፍቲ ተፈጥሮ ዝወነነን ኢዩ። እቲ ፓርክ ኣብ 1997 ዓ.ም ብሕቶን ተሳትፎን ህዝብን ምምሕዳርን ኮንታን ዳውሮን ብብርኪ…

ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ዘኽእሉ ስራሕቲ መስራሕ ይግበአና-ፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ ጂቡቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ጂቡቲን ዘሎ ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ዘኽእሉ ስራሕቲ መስራሕ ይግበአና ከብሉ ፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ ጂቡቲ ድልኤታ መሓመድ ድልኤታ ተዛሪቦም። ሎሚ ኣብ ዝተሳለጠ መበል ሻድሻይ ስሩዕ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ…

ኩባንያታት ደቡብ ኮሪያ ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ኢንቨስት ንክገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባንያታት ደቡብ ኮሪያ ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ኢንቨስት ንክገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ኮሪያ ደሴ ዳልኬ ኣብታ ሃገር ኣብ ዝተሳለጠ መድረኽ ምትሕብባር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኮሪያ ኣፍሪካ ተሳቲፎም። ኣምባሳደር…