Fana: At a Speed of Life!

ሊዊስ ሱዋሬዝ ናብ ኢንተር ሚያሚ ንምፅምባር ተስማዕሚዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኡራጓዊው ተፃዋታይ ክፍሊ ምጥቃዕ ሉዊስ ሱዋሬዝ ኣብ ናይ ጥሪ ዝውውር ናብ ኣሜሪካዊት ጋንታ ኢንተር ሚያሚ ንምፅምባር ከምዝተስማዕመዐ ተገሊፁ፡፡ ሱዋሬዝ ብሓደ ዓመት ውዕሊ ኮንትራት ናብ ሜጀር ሊግ ሶከር ንምምራሕ ብቃል ደረጃ ኣብ ስምምዕነት…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣፈፃፅማ ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ኮይሻ 62 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ታሕሳስ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣፈፃፅማ ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ኮይሻ 62 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር÷ ገምጋም ኣፈፃፅማ ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ኮይሻ ኣካይዶም። በዚ ድማ “ካብ 2013 ዓ.ም ጀሚሩ…

ናይ ሃውቲ ዓመፅቲ ኣብ መራኽብ ንግዲ ዝፍፅሙዎ መጥቃዕቲ ጠጠው ንኸብሉ ድሕንነት ቀይሕ ባሕሪ ንምሕላው ዝተጣየሸ ጥምረት ፀዊዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ሃውቲ ዓመፅቲ ኣብ መራኽብ ንግዲ ዝፍፅሙዎ መጥቃዕቲ ጠጠው ንኸብሉ ድሕንነት ቀይሕ ባሕሪ ንምሕላው ዝተጣየሸ ወታደራዊ ጥምረት ፀዊዑ። ኣመፅቲ ሃውቲ ኣብ ኲናት እስራኤል - ሃማስ ንፍልስጤማውያን ሓገዞም ንምርኣይ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝንቀሳቐሳ ናይ…

ፓርቲ ብልፅግና ‘ከዕዳ ወደ ምንዳ’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብብርኪ ኣባላት ስልጠና ይህብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢሲ)ፓርቲ ብልፅግና ንላዕለዎትን ማእኸለዎትን ኣመራርሕኡ ‘ከዕዳ ወደ ምንዳ’ ብዝብል ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናሃቦ ዝፀንሐ ስልጠና ብብርኪ ኣባላት ከምዝቐፀለ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ሃገር ለኸ መርሃ ግብሪ ስልጠና÷ ዓቕሚ መንግስታዊ መሪሕነት ንምዕባይ ዕዙዝ ግደ…

”ኣፍደገ ባሕር ኣፍደገ ልምዓት” ብዝብል ርእሲ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢሲ)''ኣፍደገ ባሕር ኣፍደገ ልምዓት" ብዝብል ርእሲ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ ዩንቨርስቲ ኣርባ ምንጭ ዘሰናደኦ ኢዩ። ፕሬዚዳንት እቲ ዩኒቨርሲቲ  ዳምጠው ዳርዛ (ዶ/ር)፥ ሕቶ ኣፍደገ ባሕሪ ኢትዮጵያ ከመይ ምላሽ ይርከብ ኣብ ዝብል ርእሰ…

ሓማስ፥ እስራኤል “ምሉእ ብምሉእ መጥቃዕቲ ደው ንምባል” ክሳብ ትሰማማዕ ንዝሓዞም ሰባት ከም ዘይለቅቕ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንወሽመጥ ቓዛ ተቘፃፂሩ ዘሎ ሓማስ፥ እስራኤል “ምሉእ ብምሉእ መጥቃዕቲ ደው ንምባል” ክሳብ ትሰማማዕ፡ ጅሆ ንዝሓዞም ሰባት ከም ዘይለቅቕ ኣፍሊጡ። እስራኤል ኣብ ፈለማ እዚ ወርሒ ግዝያዊ ተዅሲ ደው ካብ ዝበለሉን ልዕሊ 100 ጅሆ ካብ ዝፍትሑን…

ዳያስፖራ ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝገብሮ ተሳትፎ ንኸዕቢ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳያስፖራ ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝተፈጠሩ ዕድላት ክጥቀምን ተሳትፎኡ ከጠናኽርን ከምዝግባእ ተሓቲቱ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ኣብ ስዊዘርላንድ ምስ ዝነብሩ ኣባላት ዳያስፖራ ኣብ ጄኔቭ ብዝገበሩዎ ዘተ÷ ዳያስፖራ…

ዓለምለኸ መድረኽ መፅናዕቲ ቋንቋታት ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ታሽዓይ ዓለምለኸ መድረኽ መፅናዕቲ ቋንቋታት ትግራይ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ መቐለ ብዕሊ ተጀሚሩ። እቲ ዓለምለኸ መድረኽ ብኣካዳሚ ቋንቋታት ትግራይ ዝተዳለወ ከምዝኾነ ኣብ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሚኒኬሽን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ…

ብከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ምክትል ኣካቢ ኮንግረስ ግዝኣት ሱቿን ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ምክትል ኣካቢ ኮንግረስ ግዝኣት ሱቿን ዙ ሹንዚው ተዛቲዩ። ከንቲባ ኣዳነች ኣብቲ እዋን ከምዝበለኦ÷ ዋና ከተማ ግዝኣት ሱቿን ዝኾነት ከተማ ቼንዱ ፅንሰ ሓሳብን ስርዓት ህንፀት…

ካብ ሕጋዊ መስራሕቶም ወፃእ እናሰርሑ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ሕጋዊ ክኾኑ ዝኽእሉሉ ኩነታ ንኽመቻቾ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ባህሬን ካብ ሕጋዊ መስራሕቶም ወፃእ እናሰርሑ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ሕጋዊ ክኾኑ ዝኽእሉሉ ኩነታ ንኽመቻቸወሎም ተሓቲቱ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ባህሬን ሽፈራው ገነቲ ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ በዓል መዚ ተቖፃፃሪ ሰራሕተኛታት ባህሬን ኒብራስ…