Fana: At a Speed of Life!

ብዛዕባ ናይ መንፈስ ጭንቀት ክንደይ ዝኣክል ይፈልጡ?

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ መንፈስ ጭንቀት ኣብ ዕለታዊ ህይወት ፅዕንቶ ከሕድር ዝኽእል ፀገም ህውከት ኣእምሮ ኢዩ፡፡ ጭንቀት ክነዕቶም ንደልዮም ነገራት ልዕሊ ዓቕሚ እንተተሓሳስቡናን እንትነስተንትንን ዝፍጠር ካብ ዓቐን ዝሓለፈ ስምዒት ኢዩ፡፡ ናይ መንፈስ ጭንቀት…

ኮሚሽን ምኽክር ኣብ እስያ፣ ኣውስትራሊያን ኒውዚላንድን ምስ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃራዊ ኮሚሽን ምኽክር ኢትዮጵያ ኣብ እስያ፣ ኣውስትራሊያን ኒውዚላንድን ምስ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያን ብመርበብ ሓበሬታ ተዛቲዩ። ኣብ እስያ፣ ኣውስትራሊያን ኒውዚላንድን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ኣ ከይዲ…

እናተተግበሩ ዝርከቡ ፕሮጀክታት ሓይሊ ሓሳብ ወሳኒ ከምዝኾነ ትምህርቲ ዝውሰዶም ኢዮም – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ እናተተግበሩ ዝርከቡ ፕሮጀክታት ሓይሊ ሓሳብ ወሳኒ ከምዝኾነ ትምህርቲ ዝውሰዶም ከምዝኾኑ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ሓላፊ ዋና ቤት ፅሕፈትን ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣካል…

ጥቁር ኣንበሳ ምርኢት ኣየር ኢትዮጵያ ብራንድ ዓለም ለኸ ምርኢት ኣየር ኮይኑ ክቕፅል ኢዩ – ሌ/ጄ ይልማ መርዳሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 88 ኣከባብራ በዓል መዓልቲ ምስረታ ሓይሊ ኣየር "ጥቁር ኣንበሳ" ብዝብል ዝተኻየደ ምርኢት ኣየር ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ብራንድ ዓለም ለኸ ምርኢት ኣየር ብምዃን ከምዝቕፅል ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ ገሊፆም።…

ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ኮይሻ ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ኮይሻ ዑደት ኣካይዶም። ኣብቲ እዋን ዑደት ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ፣ ኣፈ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ኣባላት ማሕበረሰብ ንግዲ ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ኣባላት ማሕበረሰብ ንግዲ ተዛቲየን፡፡ "ዝሰልጠነ ስርዓት ንግዲ ንዝዓዘዘ ዕብየት ኣታዊ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝተኻየደ ዘተ እንትኸውን÷ ኣብቲ መድኽ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ እታ…

ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ብፕሬዚዳንት ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ጅቡቲ ዲሌይታ መሓመድ ዲሌይታ ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ብፕሬዚዳንት ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ጅቡቲ ዲሌይታ መሓመድ ዲሌይታ ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ዘቲየን ። እተን ፕሬዚዳንትን ጉጅለ ልኡኽ ጂቡቲን ኣብ ኩለ መዳይ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ከምዝተዛተዩ ኣብ ቤት ፅሕፈት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶር) ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዝተወለዱ ካልኣይ ትውልዲ ኣባላት ዲያስፖራ ናብ ሃገሮም ንክመፅኡ ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶር) ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዝተወለዱ ካልኣይ ትውልዲ ኣባላት ዲያስፖራ ናብ ሃገሮም ንክመፅኡ ፃውዒት ኣቕሪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣካል ፕሮጀክት ኮይሻ መኣዲ ንሃገር ዝኾነ ሎጅ ዝሆን ዳና ጨበራ መሪቖም ኣብ ዝኸፈትሉ…

ኢትዮጵያን ስዊዘርላንድን መበል ሻድሻይ ዘተ ፖለቲካ ኣካይደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ስዊዘርላንድን መበል ሻድሻይ ዘተ ፖለቲካ ኣካይደን። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ሓጋዚ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ሓላፊ ክፍሊ ኣፍሪካን ስዊዘርላንድ ኣምባሳደር ፊሊፕ ስታልደር ዘቲዮም። ዕላመ እቲ ዘተ፥…

ህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኣብ ልዕሊ ሃገራት ተፋሰስ ጉድኣት ከምዘይብሉ ግብፂ እውን ትፈልጥ ኢያ-ምሁራን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኣብ ልዕሊ ሃገራት ተፋሰስ ጉድኣት ከምዘይብሉ ግብፂ እውን ትፈልጥ ኢያ ክብሉ ምሁራን ገሊፆም። ንመበል ራብዓይ እዋን ዝተሳለጠ ድርድር እቲ ግድብ፥ ግብፂ ነበር ውዕል ባዕዳዊ ግዝኣት ተፈፃሚ ይኹን ብምባላ ብዘይስምምዕነት…