Fana: At a Speed of Life!

ሩሲያ ናይ ጦር መርከባ ብዝተፈፀመላ መጥቃዕቲ ከምዝዓነወት ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ታሕሳስ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ሓንቲ ናይ ጦር መርከባ ኣብ ፀሊም ባሕሪ ብዝተፈፀማ መጥቃዕቲ ከምዝዓነወት ኣፍሊጣ። እታ መርከብ ሩሲያ ኣብ ትቆፃፀሮ ግዝኣት ክሬሚያ ኣብ ዝርከብ ወደብ ፊዮዶሲያ ከባቢ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ከምዝዓነወት ኢዮም ብ መዚ ሩሲያ ሓቢሮም ዘለዉ።…

ብመስኖ ዝተደገፈ ስራሕቲ ሆርቲካልቸር ንምውጋን ዝተገበረ ፃዕሪ ዝነኣድ ውፅኢት የምፅእ ኣሎ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመስኖ ዝተደገፈን ፍርያቱ ዝዓዘዘን ስራሕ ሆርቲካልቸር ንምውጋን ዝተገበረ ፃዕሪ ዝነኣድ ውፅኢት እናርአየ ከምዝርከብ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣፍሊጦም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር÷ “ትልሚ ልምዓት ዓሰርተ ዓመት ፍርያት ፍረምረን…

ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) በዓል ልደት ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) በዓል ልደት ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም፥ ብዓል ልደት ፈረንጂ ንዘኽብሩ ኩሎም ኢዮም ሰናይ ትምኒቶም ገሊፆም። ኣብ…

ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ፀፅታ ምስ ሰብ ዋና ሜትር ታክሲ ዘቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ፀፅታ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝሰርሑ ሰብ ዋና ሜትር ታክሲ ዘቲዩ። ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ ሚካኤል፥ ጉዳይ ሰላም ናይ ኩሉ ኢዩ ኢሎም። ስለዝኾነ እቶም መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ጎኒ…

ኣብ ቱሪዝም እናተርኣዩ ዝርከቡ ምንቅስቓሳት ዘፈር ውልቀ ዘነቓቕሑ ኢዮም – ፍጹም ኣሰፋ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቱሪዝም እናተርኣዩ ዝርከቡ ምንቅስቓሳት ዘፈር ውልቀ ዘነቓቕሑ ከምዝኾኑ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ገሊፀን። ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ንምረቓ ዝበቕዐ ዳና ሎጅ ሓርማዝ ጨበራ ኣመልኪተን ከምዝበለኦ÷ ኢትዮጵያ ዓሚቕ ሃፍቲ…

ኣብ ጋዛ ምቁራፅ ተኹሲ ምግባር ወጥሪ ቀይሕ ባሕሪ ከምዘህድኦ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ እስራኤልን ሃማስን ዝተወለዐ ኲናት ስዒቡ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝተፈጠረ ወጥሪ ንምህዳእ ብሕታዊ መገዲ ኣብ ጋዛ ምቁራፅ ተኹሲ ምግባር ከምዝኾነ ሰብ ሞያ ገሊፆም፡፡ ኣብ የመን ዝርከቡ ዓመፅቲ ሃውቲ ቀይሕ ባሕሪ “ማእኸል ዓውደ ኲናት” ቅድሚ…

ሰር ጂም ራትክሊፍ 25 ሚኢታዊ ብፅሒት ማንቼስተር ዩናይትድን ዓዲጎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) እንግሊዛዊ ቢሊየነር ሰር ጂም ራትክሊፍ 25 ሚኢታዊ ብፅሒት ማንቼስተር ዩናይትድን ዓዲጎም። ማንቼስተር ዩናይትድን ብ790 ሚሊየን ዩሮ ዝዓደጉ ስድራ ግሌዘር ቅድሚ 13 ኣዋርሕ ብፅሒት እቲ ጋንታ ንምሻጥ ጨረታ ምውፅኦም ይዝከር። ብመሰረት እዚ…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንበዓል ልደት ጠለባት ዘቕርቡ ኣውደ ምርኢታት ክኽፈቱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንበዓል ልደት ሰሙን ሙሉእ ጠለባት ዘቕርቡ ኣውደ ምርኢታት ከምዝኽፈቱ ቢሮ ንግዲ እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ኮሙኒኬሽን ቢሮ ንግዲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሰውነት ኣየለ ንፋናብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ÷ እቶም ኣውደ…

በዓል ዓወት ዓድዋ ቐፃልነት ዘለዎ መስሕብ ቱሪዝምን ቁጠባዊ ዕብየትን ትግራይ ብዘረጋግፅ ክኽበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ዘበን ዝኽበር መበል 128 ዓመት ዝኽሪ ታሪኻዊ በዓል ዓወት ዓድዋ፥ “ቱሪዝም ትግራይ ከመይ ነላልይ” ኣብ ዝብል ዛዕባ መድረኽ ዘተ ተሳሊጡ። እቲ መድረኽ፥ ብምትሕብባር ቢሮ ባህልን ቱሪዝም ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይን ምምሕዳር ከተማ…

ህንፀት ኣርባዕተ ፕሮጀክታት መስኖ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተትሓዘ ወርሒ ታሕሳስ ህንፀት ኣርባዕተ ፕሮጀክታት መስኖ ከምዝጅመር ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣፍሊጡ። ፈፃሚ ስራሕ ርክብ ህዝቢን ኮሙኒኬሽንን እቲ ሚኒስቴር ኣይ ብዙነህ ቶልቻ ከምዝበሉዎ፥ እቶም ፕሮጀክታት መስኖ ኣብ ክልላት ኦሮሚያ፣…