Fana: At a Speed of Life!

ማሕበር ቀይሕ መስቀል 17 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ኣምቡላንሳት ብሓገዝ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ሙሉእ ናውቲ ሕክምና ዝተማለአሎም 17 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ሽዱሽተ ኣምቡላንሳት ብሓገዝ ረኺቡ። እተን ኣምቡላንሳት÷ ብሓገዝ ትካል ሰብኣዊን ሲቪል ሓለዋን ሕብረት ኣውሮፓ ከምኡ እውን ብኤጀንሲ ልምዓት…

ካብ 9ይ ክሳብ 11 ሰሙን ዝግበሩ መርሃ ግብሪታት ፕሜር ሊግ ሽፋን ቀጥታ ፈነወ ኣይህልዎምን ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 9ይ ክሳብ 11 ሰሙን ዝግበሩ መርሃ ግብሪታት ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ሽፋን ቀጥታ ፈነወ ሱፐር ስፖርት ከምዘይህልዎም ማሕበር ኣክሲዮን እቲ ሊግ ኣፍሊጡ። እቲ ማሕበሩ ከምዝገለፆ÷ መርሃ ግብሪታት መበል 9 ሰሙን ረቡዕ 24 ታሕሳስ እንትካየዱ ናይ…

ኣፍሪካውያን ኣብ መድረኽ ዓለም ናይ ሓባር ድምፆም ንኽስማዕ ብምውዳድ ክሰርሑ ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካውያን ኣብ መድረኽ ዓለም ናይ ሓባር ድምፆም ንኽስማዕ ብምውዳድ ክሰርሑ ኮሚሽን ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ሚኒስትራት ፋይናንስ ኣፍሪካ ተዋዲዶም ከምዝግባእ ተገሊፁ። ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ዋና ፀሓፊ ኮሚሽን ኢኮኖሚ ኣፍሪካ (ኢሲኤ)ክላቨር…

ንካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያውያን ዝቐረበ ፃውዒት ስዒቡ ብሚኒስቴር ቱሪዝም ዝምራሕ ዓብዪ ኮሚቴ ናብ ስራሕ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያውን ናብ ሃገሮም ክመፅኡ ዘቕረቡዎ ፃውዒት ስዒቡ ብሚኒስቴር ቱሪዝም ዝምራሕ ዓብዪ ኮሚቴ ናብ ስራሕ ከምዝኣተወ ተገሊፁ። ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ፥…

ኤጀንሲ ልምዓት ፈረንሳይ ንትግበራ ሃገር በቆል ኢኮኖሚ ሪፎርም ሓገዝ ከምዝገብር ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ ልምዓት ፈረንሳይ ኣብ ትግበራ ሃገር በቆል ኢኮኖሚ ሪፎርም ዝገብሮ ሓገዝ ከምዘጠናኽር ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ኣብ ኢትዮጵያ ሉዊስ ኣንቶኒ ሶቼት ገሊፆም። እቲ ኤጄንሲ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝጀመሮም ኩለመዳይ ምትሕብባራት ልምዓት ኣጠናኺ…

ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ ወረዳ ሎሜ ብመስኖ ዝለምዐ ዝራእቲ ስርናይ ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ ወረዳ ሎሜ ብመስኖ ኣብ ዝለምዐ ዝራእቲ ስርናይ ሓጋይ ዑደት ኣሳሊጦም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብቲ እዋን ዑደት ከምዝበሉዎ÷ ቅድሚ ኣርባዕተ ዓመታት ኣብቲ ክልል ኣብ 7 ሺሕ ሄታር መሬት…

ስነ-ስርዓት ኣከባብራ በዓል መውሊድ ኣብ ዩኔስኮ ዘይድህሰስ ሓድጊ ንምምዝጋብ ዝዓለመ ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ስነ-ስርዓት ኣከባብራ በዓል መውሊድ ኣብ ትካል ትምህርቲ፣ ሳይንስን ባህሊን ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ዩኔስኮ) ዘይድህሰስ ሓድጊ ንምምዝጋብ ዝዓለመ ዘተ መጀመሪ መፅናዕቲ ኣይዱ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ብተኸተልቲ እምነት እስልምና…

ኮማንድ ፖስት ምብራቕ ኣምሓራ ኣፈፃፅማ ስራሕቲ ሰላምን ፀፅታን ይግምግም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮማንድ ፖስት ምብራቕ ኣምሓራ ኣፈፃፅማ ስራሕቲ ሰላምን ፀፅታን ኣብ ከተማ ኮምቦልቻ ይግምግም ኣሎ። እቲ ኮማንድ ፖስት÷ ኣብ እዋናዊ ኩነታ ሰላምን ድሕንነትን እቲ ከባቢ ብምጥማት ግምገማ እናካየደ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ምዝዛም እቲ ገምጋም ስዒቡ…

ሓይሊ ባሕሪ ኣሜሪካ 12 ድሮናት ሃውቲ ምውቅዑ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ባሕሪ ኣሜሪካ ኣብ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ 12 ድሮናት ሃውቲ ወቒዑ ከምዘውደቐ ኣፍሊጡ። ማእኸላይ እዚ ኣሜሪካ ከምዝሓበሮ፥ ሓይሊ ባሕሪ ኣሜሪካ ኣብ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ ብዝገበሮ ወፍሪ ሶለስተ ፀረ መርከብ ባለስቲክ ሚሳኤላት፣ ክልተ ክሩዝ…

ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኤርቪን ጆሴ ማሲንጋ ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያ ዘቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ሓራዊ ኣብ ዝኾኑ እዋናዊ፣ ክልተኣዊ፣ ዞባዊን በዓልብዙሕ ጉዳያትብ ጠሚቶም ከምዝዘተዩ…