Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 600 ሚሊየን ፈልሲታት ንምትካል ዝተትሓዘ ቆራፅነት ዝነኣድ ከምዝኸነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 600 ሚሊየን ፈልሲታት ንምትካል ዝተትሓዘ ቆራፅነት ዝነኣድ ከምዝኸነ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝመፅኡ ሰብ ሞያ ምክልኻል ክሌማዊ ለውጢ ገሊፆም። ኢትዮጵያ ፅባሕ ኣብ ተሳልጦ መርሃ ግብሪ…

ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ፅባሕ ኣብ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 600 ሚሊዮን ዝካየድ ወፍሪ ምትካል ፈልሲታት ህዝቢ ብትግሃት ንኽሳተፍ ፀዊዖም  

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሳነ ምምሕዳር ዝተፈላለያ ክልላት ፅባሕ ኣብ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 600 ሚሊዮን ዝካየድ ወፍሪ ምትካል ፈልሲታት ህዝቢ ብትግሃት ንኽሳተፍ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ ህዝቢ እቲ ክልል…

ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣደም ፋራህ ኣብ ዞባ ጎፋ ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ኣብ ዞባ ጎፋ ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም። ኣብቲ ተኸላ ፈልሲ ኣይተ ኣደም ፋራህ ሓዊሱ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ…

ንመርሃ ግብሪ ሐምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ 317 ሺሕን 521 ሄክታር መሬት ከምዝተዳለወ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ድሕሪ ፅባሕ ንዝካየድ መርሃ ግብሪ ሐምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ 317 ሺሕን 521 ሄክታር መሬት ከምዝተዳለወ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ነበርቲ ብበዝሒ ወፂኦም ንክሳተፉ ፃውዒት ቀሪቡ። ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ…

ካብ ህንዲን ኣሜሪካን ንዝመፅኡ ወለንታዊያን ሰብ ሞያ ሕክምና መርሃ ግብሪ ኣፍልጦ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ህንዲን ኣሜሪካን ንዝመፅኡ ወለንታዊያን ሰብ ሞያ ሕክምና መርሃ ግብሪ ኣፍልጦ ተኻይዱ። እቶም ሞያተኛታት፥ ሕክምና መጥባሕቲ ልቢን ስልጠናን ዝሃቡ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ። ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ፥ ኢትዮጵያ ብክረምታዊ ወለንታዊ…

ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ብግፍዒ ውላዳ ንዝሰኣነት ኣዶ ህፃን ሄቨን መንበሪ ገዛ ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብግፍዒ ውላዳ ንዝሰኣነት ኣዶ ህፃን ሄቨን መንበሪ ገዛ ኣረኪቡ። ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤን ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ምምሕዳርን ሎሚ ኣዶ ሄቨን ብምርካብ ኣፅናዕኒዖም። ውላዳ ብግፍዒ ስኢና ንዝሓለፈ…

ኣብ መፈለምታ ሰሙን ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ መቐለ 70 እንደርታ ምስ ሃድያ ሆሳእና ክጋጠማ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ሰርዓት ምውፃእ ዕፃ ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ዓመት 2017 ሎሚ መዓልቲ ተኻይዱ። ብመሰረት እዚ፥ ኣብ መፈለምታ ሰሙን መቐለ 70 እንደርታ ምስ ሃድያ ሆሳእና፣ ባህርዳር  ከተማ ምስ ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርስቲ፣ ስሑል ሽረ ምስ ኣዳማ ከተማ፣…

ፓርቲ ብልጽግና ንተጎዳእቲ ወገናት ዞባ ጎፋ 20 ሚሊየን ብር ደገፍ ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግናን ቅርንጫፍ ኣብያተ ፅሕፈትን ብሓባር ብምዃን ንተጎዳእቲ ወገናት ዞባ ጎፋ 20 ሚሊየን ብር ደገፍ ኣበርኪቱ። እቲ ደገፍ፥ ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት…

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ክፍለ ከተማ ሱሉልታ ስራሕቲ ወለንታ ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ መርሃ ግብሪ ክረምታዊ ኣገልግሎት ወለንታዊያን ኣብ ምምሕዳር ከተማ ሸገር ክፍለ ከተማ ሱሉልታ ብምርካብ  ዓቕሚ ናይ ዘይብሎም ወገናት ስድራ ንዝኾኑ ተምሃሮ ደገፍ ናውቲታት ትምህርቲ ገይሩ። ጎኒ ንጎኒ እቲ ደገፍ…

ሩሲያ ብዓውዲ ቴክኖሎጂ ዘለዋ ተመክሮ ንኢትዮጵያ ንምክፋል ድልውቲ ከምዝኾነት ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ብዓውዲ ቴክኖሎጂ ዘለዋ ተመክሮ ንኢትዮጵያ ንምክፋል ድልውቲ ከምዝኾነት ገሊፃ። ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢቭጌኒ ተርኪሂን ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ሞያውያን ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኣብ ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ዑደት…