Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ሕብረት ኣፍሪካን ስምምዕነት ድጋፍ 1 ሚሊየን ዶላር ከቲሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሕብረት ኣፍሪካን ስምምዕነት ድጋፍ 1 ሚሊየን ዶላር ከቲሞም። እቲ ደገፍ፥ ነበር ተዋጋእቲ እግሪ ንምትካል ዝውዕል ኢዩ ተባሂሉ። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት፥ ኮሚሽነር ኮሚሽን ተሃድሶ ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋን ኮሚሽነር ጉዳያት ሰላምን…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ኣዛዚ ተወርዋሪ ሓይሊ ሱዳን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሓሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ኣዛዚ ተወርዋሪ ሓይሊ ሱዳን ጀነራል ሞሓመድ ሓምዳን ዳጋሎ ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣዛዚ ተወርዋሪ ሓይሊ ሱዳን ጀነራል…

ክብረ በዓል ቅዱስ ገብርኤል ቁልቢ ብሰላም ንክኽበር እኹል ምድላው ተገይሩ- ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ክብረ በዓል ቅዱስ ገብርኤል ቁልቢ ብሰላም ንክኽበር እኹል ምድላው ከምዝተገበረ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ገሊፁ። እቲ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ንፋና ብሮድ ካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን…

ኣዛዚ ተወርዋሪ ሓይሊ ሱዳን ጀነራል መሓመድ ሓምዳን ዳጋሎ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣዛዚ ተወርዋሪ ሓይሊ ሱዳን ጀነራል መሓመድ ሓምዳን ዳጋሎ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብምርካብ ኣቀባብላ ገይረሙሎም። እዋናዊ ሓበሬታ…

ኣብ ዩንቨርስቲ ኣክሱም ሃገርለኸ ኮንፈረንስን ፈላማይ ኤግዚብሽን ቴክኖሎጂን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዩንቨርስቲ ኣክሱም መበል ታሽዓይ ሃገርለኸ ኮንፈረንስን ብደረጃ ዩኒቨርሲቲ ፈላማይ ኤግዚብሽን ቴክኖሎጂን ይሳላጥ ኣሎ ። እቲ ሃገራዊ ኮንፈረንስ፥ “ኣንፈታት ዳግመ ህንፀትን ሕውየትን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ። ሳዕቤናት…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ  ኣርሰናል ምስ ዌስትሃም ከምኡውን ቶተንሃም ምስ ብራይተን ዝገበርኡ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ምሸት  ኣርሰናል ምስ ዌስትሃም ከምኡውን ቶተንሃም ምስ ብራይተን ዝገበርኡ ፀወታታት ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ። ኣርሰናል ምስ ዌስትሃም ዩናይትድ ዝገብርኡ ፀወታ ምሽት ሰዓት 5፡15 ዝግበር እንትኸውን፥ ኣርሴናል…

ኣሜሪካ ንዩክሬን ናይዚ ዓመት ናይ መወዳእታ ጥቕሉል ወተሃደራዊ ደገፍ ዕላዊ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ንዩክሬን ናይዚ ዓመት ናይ መወዳእታ ጥቕሉል ወተሃደራዊ ደገፍ ዕላዊ ገይራ። ዩክሬን ካብ ኣሜሪካ 250 ሚሊየን ዶላር ወተሃደራዊ ደገፍ ከምእትረክብ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ኣንቶኒ ብሊንከን ገሊፆም። እቲ ደገፍ ፀረ ነፈርቲ፣…

ካብ ህዝቢ ዝለዓሉ ሕቶታት ምላሽ ንምሃብ ፈለማ ንሰላም ቆላሕታ ብምሃብ ምስራሕ ይግባእ -ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ህዝቢ ዝለዓሉ ሕቶታት ምላሽ ንምሃብ ፈለማ ንሰላም ቆላሕታ ብምሃብ ምስራሕ ይግባእ ከብሉ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም። ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ክልተ ኣዋርሕ 13 ቀዋሚ ኮሚቴታት ምስ ኣተሓባበርቲ ኮሜቴታት ተሳሊጡ።…

ኣብ ሱዳን ሰላምን ምርድዳእን ክሳብ ዝነግስ ብዕቱብ ክንሰርሕ ኢና-ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሱዳን ሰላምን ምርድዳእን ክሳብ ዝነግስ ብዕቱብ ክንሰርሕ ኢና ክብሉ ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ገሊፆም። ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ መዓልቲ ናፅነት ሱዳንን ሓዱሽ ዓመት…

ፃውዒት ሰላም መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ዝተቐበሉ ዕጡቓት ስልጠና ተሃድሶ ጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፃውዒት ሰላም መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ዝተቐበሉ ዕጡቓት ኣብ ትሽዓተ ማእኸላት ስልጠና ተሃድሶ ስልጠና ከምዝጀመሩ ቢሮ ሰላምን ፀፅታን እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ኣብ ዞባ ማእኸላይ ጎንደር ፃውዒት ሰላም ዝተቐበሉ ልዕሊ 700 ዕጡቓት ኣብ ማእኸል ተሃድሶ…