Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሶማሊላንድ ሙሴቢሂ ኣብዲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሶማሊላንድ ሙሴቢሂ ኣብዲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ÷ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢ ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣቀባብላ ገይሮምሎም። ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ…

ዘላቒ ሰላም ንምዕሳል ኣብ ፍልጠት ዝተመሰረቱ ስራሕቲ ወሰንቲ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ

ኣዲስ ዘበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘላቒ ሰላም ንምዕሳል ኣብ ፍልጠት ዝተመሰረቱ ስራሕቲ ምውጋን ቅድሚት ትኹረት ዝወሃቦ ተግባር ከምዝኾ ሚኒስትር ዴኤታ ሰላም ኣይተ ቸሩጌታ ገነነ ገሊፆም። ስራሕቲ ህንፀት ሰላም ሚኒስቴር ሰላም ዘምፅኡዎ ለውጢታት ንምፍላጥ ኣብ ዘፅነዖ መፅናዕቲ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተዋደደ ዓቕሚ ብምድንፋዕ ኣወሃህባ ግልጋሎት ንምዝማን ዝተጀመረ ስራሕ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተዋደደ ዓቕሚ ብምድንፋዕ ኣወሃህባ ግልጋሎት ንምዝማን ዝተጀመረ ስራሕ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ተገሊፁ። ካልኣይ መዓልቱ ኣብ ዝሓዘ ስልጠና ላዕለዎት ኣመራርሓ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ "ብልፅግና ተምሳሌት ህንፀፅ ከተማ ግደ…

ሚኒስቴር ትምህርቲ 37 ሞተር ብሽክሌታታት ንክልል ጋምቤላ ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ 37 ሞተር ብሽክሌታት ንክልል ጋምቤላ ሓገዝ ገይሩ። መራሒ ፈፃሚ ስራሕ መደንፍዒ ትምህርቲ ሚኒስቴር ትምህርቲ ቴዎድሮስ ሸዋረገጥ (ዶ/ር) ኣብቲ እዋን ርኽክብ÷ እተን ሞተር ብሽክሌታት ንምምሕዳር ከተማ ጋምቤላን ኩለን ወረዳታትን…

ስትራተጂ ዳግመ ሕውየት ተደረቕቲ ከባብታት ትግራይ ተግባራዊ ንምግባር ዘኽእል ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ አበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ፥ ስትራተጂ ዳግመ ሕውየት ተደረቕቲ ከባብታት ትግራይ ንምፅዳቕ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ከተማ መቐለ ይዝቲ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ተረኺቦም መልእኽቲ ዘሕለፉ ሓላፊ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ…

ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዝነብሩ ካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ናብ ኢትዮጵያ ዝገብርዎ ጉዕዞ ንክሰመር ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ አበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዝነብሩ ካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ናብ ኢትዮጵያ ዝገብርዎ ጉዕዞ ንክሰመር ይስራሕ ከምዘሎ ኣብ ዝተፈላለያ ክፋላት ዓለም ዝርከቡ ሚሲዮናት ፌዴሪኢ ገሊፆም። ብመሰረት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዘቕረብዎ ፃውዒት፥ ኣብ…

መባእታዊ ሆስፒታል ሰመማ ብልዕሊ 8 ሚልየን ብር ይፅገን ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ወረዳ ዓዴት ዝርከብ ብሰንኪ ኲናት ዕንወት ዘጋጠሞ መባእታዊ ሆስፒታል ሰመማ ብልዕሊ 8 ሚልየን ብር ይፅገን ከምዘሎ ተገሊፁ። እቲ ባጀት ዩኒሴፍ ካብ ዝተባህለ ትካል ገባሪ ሰናይ ዝተረኸበ ከምዝኾነ ኣካያዲ ስራሕ እቲ ሆስፒታል…

ሃገራዊ ዘተ ዕላዊ ንክኸውን ሰብ ሞያ ስነ ጥበብ ግደኦም ክዋፅአዙ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ዘተ ዕላዊ ንክኸውን ሰብ ሞያ ስነ ጥበብ ግደኦም ክዋፅአዙ ከምዝግባእ ፃውዒት ቀሪቡ። ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ምስ ሞያተኛታት ስነ ጥበበን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን ይዛተ ኣሎ። እቲ ዘተ፥ ኣብ ሃገራዊ ዘተን ሃገራዊ ምርድዳአን…

ኢኮኖሚያዊን ፖለቲካዊን ረብሓ ህዝቢ ብምፅራርን ሃፍቲን ንብረትን ብምዕናውን ዝኾነ ይኹን ሕቶ ምምላስ ኣይከኣለን-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢኮኖሚያዊን ፖለቲካዊን ረብሓ ህዝቢ ብምፅራርን ሃፍቲን ንብረትን ብምዕናውን ዝኾነ ይኹን ሕቶ ምምላስ ኣይከኣለን ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ካብ…

ልዕሊ 4 ነጥቢ 3 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ኣብ ወደብ ጂቡቲ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዘበነ መህርቲ 2016/17 ዝኸውን ልዕሊ 4 ነጥቢ 3 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ካብ ወፃኢ ዓዲ ከምዝተጎዓዓዘ ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ግብርና ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ሎሚ መዓልቲ እውን 550 ሺሕ ኩንታል ኤን ፒ ኤስን ኤን ፒ ኤስ ቦሮን ዘበናዊ ዱኽዒ…