Fana: At a Speed of Life!

ብሄራዊ መርሃ ግብሪ ምምሕዳር ዝተዋደደ ሃፍቲ ማይ ዝጠመተ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ መርሃ ግብሪ ምምሕዳር ዝተዋደደ ሃፍቲ ማይ ዝጠመተ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ሓለፍቲ ቢሮ ማይን ኢነርጂን ክልላትን ሓለፍቲ ስራሕ ምምሕዳር ሃፍቲማይን ይሳተፉ ኣለዉ። ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ኢንጂነር ሃብታሙ ኢተፋ…

ኣብ ጃፓን ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ ምድሪ 30 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጃፓን ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ ምድሪ 30 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። ኣስታት 1 ሺሕ ዝኾኑ ሰራሕተኛታት ህይወት ኣድሕን በቲ ፍርስራስ ዝተፀቐጡ ሰበት በህይወት ናይ ምድሓን ስራሕ ይሰርሑ ኣለዉ ተባሂሉ። ቀዳማይ ሚኒስትር ጃፓን ፉሚዮ ኪሺዳ እቲ…

ኤክስፖ ሰበኽ ሳግም ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ወርሒ ጥሪ ክሳለጥ ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤክስፖ ሰበኽ ሳግም ምብራቕ ኣፍሪካ ካብ 17 ክሳብ 23 ጥሪ 2016 ዓ.ም ክሳለጥ ኢዩ ተባሂሉ። ሚኒስቴር መስኖን ከባቢታት ቆላን፥ ኣብ ኢትዮጵያ ውሕስነት ምግቢ ንምርግጋፅን ፀጋታት ልምዓት ከባቢታት ቆላ ንምጥቃምን ናብራ ሰበኽ ሳግም ንምምሕያሽ…

ልዕሊ 27 ቢሊየን ብር ንነዳዲ ድጎማ ከምዝተገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 27 ቢሊየን ብር ንነዳዲ ድጎማ ከምዝወዓለ ተገሊፁ። እቲ ድጎማ ካብ ዝጅመረሉ ክሳብ 19 ታሕሳስ 2016 ዓ.ም ዝተፈፀመ ከምዝኾነ በዓል መዚ ነዳዲን ኢነርጂን ኣፍሊጡ። 1 ሚሊየንን 151 ሺሕን 503 ነጥቢ 769 ሜትሪክ ቶን ፃዕዳ ናፍታ…

ጋንታ ሊቨርፑል ንኒውካስትል ብምስዓር መሪሕነታ ኣጠናኺራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ናይ መወዳእታ ፀወታ መበል 20 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚዬር ሊግ እንግሊዝ ጋንታ ሊቨርፑል ንኒውካስትል ብምስዓር መሪሕነታ ኣጠናኺራ። ኣብ ሜዳኣ ንጋንታ ኒውካስትል ዘተኣናገደት ሊቨርፑል 4 ን 2 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ።…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ቶሮንቶ ዝገብሮ ቁፅሪ በረራ ክውስኽ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ካናዳ ቶሮንቶ ዝገብሮ ቁፅሪ በረራ ክውስኽ ምዃኑ ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣየር ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ቶሮንቶ ከምኡ እውን ካብ ቶሮንቶ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝገብሮ ቁፅሪ በረራኡ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 1 ሚያዝያ 2024…

ኢትዮጵያ በሪ ቀይሕ ባሕሪ ንምርካብ ዘኽእል ስምምዕነት ምስ ሶማሌ ላንድ ከቲማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ በሪ ቀይሕ ባሕሪ ንምርካብን ንምልማዕን ዘኽእል ስምምዕነት ምስ ሶማሌ ላንድ ከቲማ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ፕሬዚዳንት ሶማሊ ላንድ ሙሴ ባሂን ንኹሉ ዝሓቁፍ ሓበራዊ ሰነድ ስምምዐነት ከቲሞም። ብምሰረት እዚ ንብዙሕ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዝተገበረ ኦፕሬሽን ልዕሊ 5 ሺሕን 536 ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዝተገበረ ኦፕሬሽን ልዕሊ 5 ሺሕን 536 ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ኣፍሊጡ። ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ 6 ክሳብ 11 ታሕሳስ 2016…

ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ምጥያሽ ጥምረት ምትሕብባር ዝጠመተ ምኽክር ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ጥምረት ምትሕብባር ምጥያሽ ኣብ ዝከኣለሉ ቅድመ ኩነት ዝጠመተ ፈላማይ ምኽክር ተኻይዱ። ኣብቲ መድረኽ ሓላፊ ቢሮ ፍትሒ ጊዜያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ሓዱሽ ተስፋይ (ፕ/ር)÷ እቲ ክልል ኣብ ፅባሕ ኲናት ዝርከብ ምዃኑ ብምግላፅ…

2023 ዓ.ም.ፈ ሕውነት ቻይናን ኢትዮጵያን ዝተጠናኸረሉ ከምዝነበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)2023 ዓ.ም.ፈ ሕውነት ቻይናን ኢትዮጵያን ዝተጠናኸረሉ ከምዝነበረ ተገሊፁ። ኣብቲ ዓመት ርክብ ከልቲአን ሃገራት ብብዙሕ ዓውዲታት ሰትራቴጂካዊ ርክብ ዝተርኣየሉ ታሪኻዊ እዋን ነይሩ ተባሂሉ። ብዲፕሎማሲያዊ ርክበን ኣብ ህንፀት ዓቕሚ፣ ሽግግር…