Fana: At a Speed of Life!

ኩሎም ኢትዮጵያውያን ኣብ ጉዳይ ባሕሪ ናይ ባዕሎም ኣስተዋፅኦ ክገብሩ ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩሉ ኢትዮጵያዊ ዜጋ ካብ ኣፈላላይ ፖለቲካዊ ኣመለኻኽታ ብምውፃእ ብዛዕበ ጉዳይ በሪ ባሕሪ ናይ ባዕሉ ኣስተዋፅኦ ክገብር ከምዝግባእ ሚኒትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) ገሊፆም፡፡ ላዕለዎት ኣመራርሓን ሰብ ሞያን ሚኒስቴር ማይን…

ግልጋሎት ምዘናን ፈተናን ትምህርቲ ሓዱሽ ኣሰራርሓ ናብ ስራሕ ከምዘተኣታተወ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ግልጋሎት ምዘናን ፈተናን ትምህርቲ ንተገልገልቲ ሓዱሽ ኣሰራርሓ ናብ ስራሕ ከምዘተኣታተወ ኣፍሊጡ። ብመርበብ ሓበሬታ ኣቢሉ መረዳእታ ትምህርቲ ምፅራይ፣ መረዳእታ ትምህርቲ ንካልኦት ትካላት ምልኣኽ፣ ዳግም መረዳእታ ትምህርቲ ምውሳድን፣ መረዳእታ…

ብሄራዊ ማሕበረሰብ ሓቆፍ ምንቅስቓስ ኣካል ጥንካረ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)3ይ ብሄራዊ ማሕበረሰብ ሓቆፍ ምንቅስቓስ ኣካል ጥንካረ ኣብ ኩለን ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን ተኻይዱ። ''ናይ ሓደ ሰዓት ምንቅስቓስ ኣካል ጥንካረ ንሚሊየናት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝተኻየደ እቲ መርሃ ግብሪ÷ ሕብረተሰብ ማሕበራዊ ምትእስሳሩ…

ኣብ ጃፓን ብምኽንያት ዘጋጠመ ሓደጋ ኣውሮፕላን ልዕሊ 100 በረራታት ተሰሪዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጃፓን ከተማ ቶኪዮ ዘጋጠመ ሓደጋ ኣውሮፕላን ስዒቡ ልዕሊ 100 በረራታት ከምዝተሰረዙ መገዲ ኣየር ጃፓን ኣፍሊጢ፡፡ ኣብ ሰሜናዊ ጃፓን ካብ ትርከብ ከተማ ሳፖሮ ናብ ከተማ ቶኪዮ እናበረረት ዝነበረት ናይ መገደኛታት ኣውሮፕላን ኣብ ቶኪዮ ሓገዝ…

ኢትዮጵያ ተጠቃሚት በሪ ባሕሪ ምዃና ቀጥተኛ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ንምስሓብ ዕዙዝ ኣስተዋፅኦ ኣለዎ – ምሁራን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ተጠቃሚት በሪ ባሕሪ ምዃና ቀጥተኛ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ንምስሓብ ዕዙዝ ኣስተዋፅኦ ከምዘለዎ ምሁራን ገሊፆም። ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዲስ ኣበባ ተመራማሪን መምህርን ቁጠባዊ ሃፍቲ ዱጋሳ ሙሉጌታ (ዶ/ር)÷ ኢትዮጵያ ምስ…

ሃገር ለኸ መድረኽ ምኽክር መውፃእቲ ሕጊ ኣብ ሃረር ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ መድረኽ ምኽክር መውፃእቲ ሕጊ ኣብ ከተማ ሃረር ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ሓዊሱ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር፣ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ቴዎድሮስ ምህረት፣…

ሓድነት ብዘላቕነት ንምህናፅ ዘተኣሳስሩ ተረኻት ምህናፅ የድሊ – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከም ሃገር ሓድነት ብዘላቕነት ንምህናፅ ዘተኣሳስሩ ተረኻት ምህናፅ የድሊ ክብሉ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። "ንብዝሃነት ምንባር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሃገር ለኸ መዓልቲ ሓድነት እናተኸበረ ይርከብ። ዋና ቤት…

ንበዓል ዕዳጋ ሕፅረት ፍርያት ከይህሉ ብምውዳድ እናተሰርሐ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንበዓላት ልደትን ጥምቀትን ኣድለይቲ ዝኾኑ ቀረባት ፍርያት ሕፅረት ከየጋጥም ምስ መዳርግቲ ኣካላት ብምውዳድ እነተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ፡፡ እቶም በዓላት ኣብ ግምት ዘእተወ መበገሲ ትልሚ ተሰናዲኡ÷ ምርግጋእ ናህሪ…

ላዕለዋይ በዓል መዚ ሃማስ ከምዝተቐተለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳሌህ ኣል ኣሮሪ ዝተባህለ ላዕለዋይ በዓል ስልጣን ሃማስ ኣብ ቤይሩት ብዘጋጠመ ሓደጋ ምፍንጃር ከምዝተቐተለ ተገሊፁ፡፡ ኣል ኣሮሪ÷ መስራቲ ሓደ ወታደራዊ ክንፊ ሃማስን ምክትል መራሒ ፖለቲካ ቢሮ እቲ ጉጅለነ ከምዝነበረ ስካይ ኒውስ ፀብፂቡ፡፡…

ምንቅስቓስ ፃውዒት ካብ ወፃኢ ዓዲ ናብ ኢትዮጵያ ዝግበር ጉዕዞ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምንቅስቓስ ፃውዒት ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዝነብሩ ካልኣይ ተውልዲ ኢትዮጵያዊያን ናብ ኢትዮጵያ ዝግበርዎ ጉዕዞ ከምዝተጀመረ ተገሊፁ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዝነብሩ ካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ፃውዒት ምቕራቦም ይዝከር።…