Fana: At a Speed of Life!

ከንቲባ ኣዳነች ምስ ኣቦ መንበር ኮንግረስ ምምሕዳር ቻይናዊት ከተማ ቾንቺን ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ኣቦ መንበር ኮንግረስ ምምሕዳር ቻይናዊት ከተማ ዣዎ ሺቺንግ ክልተኣዊ ርክብ ኣብ ዝጠናኸረሉ ኩነታት ጠሚተን ተዛቲየን፡፡ ኣብቲ እዋን ዘተ÷ ዣዎ ሺቺንግን ልኡኾምን ኣዲስ ኣበባ ምስ ብዙሓት…

ሕብረተሰብ ኣብ ቅነ በዓላት ክፍፀሙ ዝኽእሉ ገበናት ንባዕሉ ክከላኸል ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ በዓላት ክፍፀሙ ካብ ዝኽእሉ ገበናት ምጭብርባርን ምትላልን ንባዕሉ ክከላኸል ከምዝግባእ ፖሊስ ኣተሓሳሲቡ። ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ቅነ በዓላት ኩሉ ናይ ገዝኡ ዓቕሚ ኣብ ግምት ዘእተወ ዕድጊት ምፍፃሙ ዝተለመደ ተግባር ኢዩ፡፡ ኣብ…

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ዝቕፅል በዓል ምኽንያት ብምግባር ትሑት ኣታዊ ንዘለዎም 225 መኣዲ ኣካፊሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዝቕፅል በዓል ምኽንያት ብምግባር ትሑት ኣታዊ ንዘለዎም 225 ሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን እቲ ቤት ፅሕፈት ንዘዕብዮም መዕበዪ ዘይብሎም ህፃናት መኣዲ ኣካፊሎም።

ሩሲያ ኣብ ውሽጢ ወታደራዊ ሓይላ ንዝርከቡ ዜጋታት ወፃኢ ሃገራት ዜግነት ክትህብ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣብ ውሽጢ ወታደራዊ ሓይላ ንዝርከቡ ዜጋታት ወፃኢ ሃገራት ዜግነት ከምትህብ ክሬምሊን ኣፍሊጡ፡፡ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ጦር እታ ሃገር ወይ እውን ኣብ ካልኦት ወታደራዊ ክፍሊታት እናገልገሉ ዝርከቡ ዜጋታት ወፃኢ ፓስፖርት…

ምስ ካሊእ ዓለም ክወዳደሩ ዝኽእሉ ተምሃሮ ንምፍራይ ምስራሕ የድሊ – ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓተ ትምህርቲ ኢትዮጵያ ተምሃሮ ምስ ካሊእ ዓለም ክወዳደሩ ዝኽእሉሉ ኮይኑ ክሕንፀፅ ከምዘለዎ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣተሓሳሲቦም። ሚኒስቴር ትምህቲ "ኣብ ስርዓተ ትምህርት እንታይ ዓይነት ትውልዲ ንህነፅ" ብዝብል ርእሲ ምስ…

ልዕሊ 2 ቢልየን ፈልሲ ቡን፣ ልዕሊ ፍርቂ ቢልየን ፍረምረን ልዕሊ 400 ሚልየን ተኽሊ ሻሂን ምድላው ተጀሚሩ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ዓመት ልዕሊ 2 ቢልየን ፈልሲ ቡን፣ ልዕሊ ፍርቂ ቢልየን ፍረምረን ልዕሊ 400 ሚልየን ተኽሊ ሻሂን ምድላው ከምዝተጀመረ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ…

ትፅቢት ዝግበረሉ 4ይ ውድድር ድምፂ ናይ ተዓወትቲ ተዓዋቲ ፋና ላምሮት ኣብ ታሪኹ ብልዑል መጠን ሽልማት ፅባሕ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትፅቢት ዝግበረሉ 4ይ ውድድር ድምፂ ናይ ተዓወትቲ ተዓዋቲ ፋና ላምሮት ኣብ ታሪኹ ብልዑል መጠን ሽልማት ፅባሕ ድሮ በዓል ልደት ብቐጥታ ፈነወ ከምዝጅመር ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣፍሊጡ። እቲ ውድድር÷ ተዓወትቲ ፋና ላምሮት ምዕራፍ 13፣…

ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ኣምባሳደራት ሰለስተ ሃገራት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ኣምባሳደራት ብሪታንያ፣ ፈረንሳይን ሩሲያን ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ንምጥንኻረወ፣ ኣብ ዞባዊ ጉዳያት ሓሳብ ንምልውዋጥ ሓበራዊ ኣብ ዝኾኑ ጉዳያት…

ሕብረተሰብ ኣብ በዓል ልደት ሓዊን ሓይሊ ኤሌክትሪክን እንትቀም ጥንቃቐ ንኽገብር ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረተሰብ ቀፃሊ ሰንበት ምስ ዝኽበር በዓል ልደት ተተሓሒዙ ፍልፍላት ሓዊን ሓይሊ ኤሌክትሪክን እንትጥቀም ግቡእ ጥንቃቐ ክገብር ከምዝግባእ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋን ባርዕ ሓዊን ኣተሓሳሲቡ፡፡ ኩሎም ስራሕቲ ብተመሳሳሊ ግዘ ጎና ጎድኒ…

ኣብ ወፃኢ ንዝነብሩ 2ይ ትውልዲ ኢትዮጵያውያን ኣቀባብላ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፤ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወፃኢ ንዝነብሩ 2ይ ትውልዲ ኢትዮጵያውያን ኣቀባብላ ይግበር ኣሎ። ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እናተገበረ ኣብ ዝርከብ ስነ ስርዓት ኣቀባብላ ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ…