Fana: At a Speed of Life!

በዓል ኣሸንዳ ብዝደመቐ ኩነት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ.ቢ.ሲ)በዓል ኣሸንዳን ማሪያን  ኣብ መልላእ ክልል ትግራይ  ብዝደመቐ ኩነት ይኽበር ኣሎ። ኣብ ትግራይ ካብ ዘለዉ መግለፂታት ባህሊ ሓደ ዝኾነ በዓል ኣሸንዳ ኣብ ኩሉ ከባቢታት እቲ ክልል ብዝደመቐ ኩነት እናተኸበረ ይርከብ። እቲ በዓል፥ ደቂ ኣሸንዳ…

ኣብ ከተማ መቐለ ስነ-ስርዓት ምንባር እምነ ኩርናዕ ኣደባባይ ኣሸንዳን ምረቓ መንገዲ ኣስፓፋልት ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ መቐለ ስነ ስርዓት ምንባር እምነ ኩርናዕ ኣደባባይ ኣሸንዳን ምረቓ መንገዲ ኣስፓፋልት ካብ ሓውዜን ኣደባባይ ክሳብ ኣብራሃ ካስትልን ኣሳሊጡ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ሓዊሱ…

መብዛሕተኦም ናብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ዝግበሩ በረራታት ብሰንኪ ኣፀጋሚ ፀባይ ኣየር ኣብ ቀረባ ናብ ዝርከቡ ኣማረፅቲ  መዕርፎ ነፈርቲ ተዘዋዊሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መብዛሕተኦም ናብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ዝግበሩ በረራታት ብሰንኪ ኣፀጋሚ ፀባይ ኣየር ኣብ ቀረባ ናብ ዝርከቡ ኣማረፅቲ  መዕርፎ ነፈርቲ ከምዝተዘዋወሩ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣየር ነቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ…

ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ፅባሕ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ዝካየድ ወፍሪ ተኸላ ፈልሲ ብንቕሓት ንኽሳተፉ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ፅባሕ ሃገር ለኸ መርሃ ግብሪ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ዝካየድ ወፍሪ ተኸላ ፈልሲ ብዕቱብ ብምውፃእ ሓምለዋይ ኣሰር ንኸንብሩ ፃውዒት ቀሪቡ። ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ…

ንጉዕዞ ሃገራዊ ዕቤት ምትግባር ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ወሳኒ ከምዝኾነ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሃገርና ጉዕዞ ዕቤት ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ምትግባር ወሳኒ ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣገንዚቦም፡፡ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ሎሚ መዓልቲ 3ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ከምዘካየደ ኣይተ ተመስገን በማሕበራዊ ሚዲያ…

ሕማም በዲዶ ህበይ ናብ ኢትዮጵያ ከየኣቱ ይስራሕ ኣሎ – ሚኒስቴር ጥዕና

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕማም በዲዶ ህበይ ናብ ኢትዮጵያ ከየኣቱ ተግባራት ቅድመ ምክልኻል እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ÷ ሕማም በዲዶ ህበይ ብውድብ ጥዕና ዓለም ስግኣት ጥዕና ሕብረተሰብ ከምዝኾነ ካብ…

ሲዲሲ ክታበት በዲዶ ህበይ ንመሃብ እናሰርሐ ምዃኑ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል ምክልኻልን ምቁፅፃርን ሕማማት ኣፍሪካ (ሲዲሲ) ኣብ ውሽጢ ሒደት መዓልቲታት ክታበት በዲዶ ህበይ ንመሃብ እናሰርሐ ምዃኑ ኣፍሊጡ። እቲ ማእኸል፥ ኣብታ ኣህጉር ሕማም በዲዶ ህበይ ዝተስፋሕፈሐለን ሃገራት ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክን ኮንጎን ሓዊሱ ኣብ…

ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ሸዊት ሻንካ ኣብ መበል 17 ውድድር ፓራሊምፒክ ንዝሳተፍ ልኡኽ ኣበረታቲዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ወይዘሮ ሸዊት ሻንካ ኣብ ፓሪስ ዝካየድ መበል 17 ውድድር ፓራሊምፒክ ንዝሳተፍ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣበረታቲዐን። ወይዘሮ ሸዊት ኣብቲ እዋን÷ እቲ ሚኒስቴር ንኢትዮጵያ ዝወከሉ ስፖርተኛታት ዓቒሚ ብዝፈቐዶ መጠን ኣብ እዋን…

ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ በዓል ኣሸንዳ ብልገሳ ደምን ብዝተፈላለዩ ምድላዋትን ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ በዓል ማርያን ኣሸንዳን ብልገሳ ደምን ብዝተፈላለዩ ምድላዋትን እናኽበራ ከምዝኾና ርኢቶአን ንግልጋሎት ዜና ኢትዮጵያ ዝሃባ ጎራዙ እታ ከተማ ገሊፀን። ዕዱማት ጎራዙ በዓል ኣሸንዳ፣ እቲ በዓል ካብ ምኽባር ብተወሳኺ ደም…

ምዓባለ ሃገር ንምርግጋፅ ብቴክኖሎጂ ዝሰለጠነ ሓይሊ ሰብ ምፍራይ ይግባእ – ከንቲባ ኣዳነች

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕቤትን ምዓባለን ሃገር ንምርግጋፅ ኣብ ዕዳጋ ዝመርሖ፣ ክእለትን ቴክኖሎጂ ዝበቕዐን ዝሰለጠነን ሓይሊ ሰብ ምፍራይ ወሳኒ ከምዝኾነ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ኮሌጆች ቴክኒክን ሞያን ኣዲስ ኣበባ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት…