Fana: At a Speed of Life!

ዝተፈላለዩ ሚኒስትራት ዝሓቖፈ ጉጅለ ሉኡኽ መንግስቲ ፌዴራል መቐለ ኣትዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒሰትር እቶት ወ/ሮ ኣይናለም ንጉሰ፣ ሚኒስትር ደቂ ኣነስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ዶክተር ኣርጎጌ ተስፋይ፣ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣይተ ደበሌ ቃበታ ሓዊሱ ካልኦት ብርክት ዝበሉ ሚኒስትራት ዘካተተ ጉጅለ ሉኡኽ መንግስቲ ፌዴራል መቐለ ኣትዩ። ኣባላት እቲ ልኡኽ…

መስሕባት ቱሪስት ክልል ዓፋር ንካልኣይ ንትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ንምጉብናይ ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መስሕባት ቱሪስት ክልል ዓፋር ንካልኣይ ንትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ንምጉብናይ ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ። ሓላፊ ቢሮ ቱሪዝም እቲ ክልል ኣሕመድ ዓብዱልቃድር ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ ኣብ ክልል ዓፋር ዘሎ ምንቅስቓስ ቱሪዝም ምንቕቓሕ…

ስምምዕነት በሪ ባሕሪ ኢትዮ-ሶማሊላንድ ብቕንዕና ዝውሰድን ዝድገፍን ሃገራዊ ዛዕባ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ሶማሊላንድ ዝገበረቶ ስምምዕነት በሪ ባሕሪ ብቕንዕና ዝውሰድን ዝድገፍን ሃገራዊ ዛዕባ ከምዝኾነን ንተግባራዊነቱ ሓገዝ ከምዝገብሩን ኣባላት ሓራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ገሊፆም። ሓራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ኣብ እዋናዊ…

ወደብ ሓዊሱ ኣብ ማያዊ ኣካላት ግልጋሎት ሚቲዎሮሎጂ ንመሃብ ዘኽእል ምድላው ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲትዩት ሚቲዎሮሎጂ ኢትዮጵያ ወደብ ሓዊሱ ኣብ ማያዊ ኣካላት ቴክኖሎጂ ማሪን ብምጥቃም ግልጋሎት ሚቲዎሮሎጂ ንመሃብ ዘኽእል ምድላው እናገበረ ምዃኑ ኣፍሊጡ። እቲ ኢንስቲትዩት ካብ ኢትዮጵያ ሓሊፉ ጎረባብቲ ሃገራት ተጠቃሚ ዝገብር ግልጋሎት ሚቲዮሮሎጂ…

ኣብ ክልል ትግራይ ለውጢ ከባብያዊ ኣየርን ድርቅን ንምክልኻል 382 ወሓዝቲ ንምልማዕ ዘኽእል ፕሮጀክት ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ለውጢ ከባብያዊ ኣየርን ድርቅን ንምክልኻል 382 ወሓዝቲ ንምልማዕ ዘኽእል ፕሮጀክት እናተሳለጠ ምዃኑ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዝያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ። መተሓባበሪ ኣፈፃፅማ ፕሮጀክት ልምዓት ወሓዝቲ እቲ ቢሮ ኣይተ…

ተግባራት ገበን ኣብ ዘለውዎ ኮይኖም ንፖሊስ ዘብፅሕሉ መተግበሪ ኣብ ቀረባ እዋን ስራሕ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዜጋታት ኣብ ዘለውዎ ኮይኖም ተግባራት ገበን ንፖሊስ ዘብፅሕሉ መተግበሪ ሞባይል ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ስራሕ ከምዝውዕል ኮሚሽነር ጄኔራል ፌዴራል ፖሊስ ኢትዮጵያ ደመላሽ ገብረሚካኤል ኣፍሊጦም። ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ድሕሪ ለውጢ ሰላምን…

ኣብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ዝሳተፋ ዝተፈላለያ ሃገራዊ ጋንታታት ናብ ኣቢጃን ይኣትዋ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣሰናዳእነት ኮትዲቯር ዝካየድ ፅዋዕ ኣፍሪካ 2023 ዝሳተፋ ዝተፈላለያ ሃገራዊ ጋንታታ ናብ ኣቢጃን ይኣትዋ ኣለዋ፡፡ ትማሊ ምሸት ሻምፒዮና ፅዋዕ ኣፍሪካ ሃገራዊት ጋንታ ሴኔጋል ኣብ ኮትዲቯር ዝኣተወት እንትትከውን÷ ፕሬዚዳንት እታ ሃር ማኪ ሳል ምስቲ…

ኣምባሳደር ምስጋኑ ምስ ፍልይቲ ልእኽቲ ውሕመ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ዴኤታ ኣምባሳደር ምስጋኑ ምስ ፍልይቲ ልእኽቲ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ሃና ቴቴ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኣብ እዋናዊን ዞባዊን ጉዳያት፣ ምንቅስቓስ ናፃ ንግዲ ኣፍሪካን ጠሚቶም ከምዝተመያየጡ ካብ ሚኒስቴር…

ዓውደ ምርኢት “ዲፕሎማሲና ንብሄራዊ ረብሓና” ፅባሕ ብዕሊ ክኽፈት ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)“ዲፕሎማሲና ንብሄራዊ ረብሓና" ብዝብል ዝካየድ ሰሙን ዓውደ ምርኢት ዲፕሎማሲ ፅባሕ ብዕሊ ከምዝኽፈት ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ፡፡ ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር መለስ ኣለም (ዶ/ር) እቲ ዓውደ ምርኢት ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃዎ መብርሂ፤…

ግልጋሎት ሕድሳት ፍቓድ ንግዲ ን10 መዓልቲታት ተናዊሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ግልጋሎት ሕድሳት ፍቓድ ንግዲ ንዝቕፅሉ 10 መዓልቲታት ከምዝተናወሐ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ፡፡ ብሲስተም ምቁርራፅን ምስ ኣወዳድባ ክልላትን ተተሓሒዙ ከይዲ ሕድሳት ፍቓድ ንግዲ ስለዝተኣጓጎለ 10 መዓልቲታት ምንዋሕ ኣድላዪ ኮይኑ…