መንደር ኢኮ ቱሪዝም ዳንዲ ወንጪ ብምልማዕ ግዙፍ መሰረተ ልምዓት ተሃኒፁ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ወንጪ ኩሉ ግዘ ፅሩይ ህያብ ተፈጥሮ ብምዃን ፀኒሓ ኢያ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ በረከት ተፈጥሮ ብምኽባል ብምሕብሓብን ብምምዕባልን ኣብ ረብሓ…