4ይ ውድድር ድምፃውያን ናይ ተዓወትቲ ተዓዋቲ ፋና ላምሮት ፅባሕ እውን ኣብ 2ይ ሰሙን ውድድሩ ክቕፅል ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓፈ ቀዳም ብድሙቕ ስነ-ስርዓት ዝጀመረ 4ይ ውድድር ድምፃውያን ናይ ተዓወትቲ ተዓዋቲ ፋና ላምሮት ፅባሕ እውን ኣብ 2ይ ሰሙን ውድድሩ ክቕፅል ኢዩ።
ኣብ ዕለታዊ ኣቀራርባ ተወዳደርቲ ትኹረት ዝገበረ 4ይ ናይ ተዓወትቲ ተዓዋታይ ውድድር ፋና ላምሮት…