Fana: At a Speed of Life!

ድሕሪ ለውጢ ዝተሰርሑ ፕሮጀክትታት ንልምዓት ኢኮኖሚን ማሕበራዊን ልዑል ግደ ኣለዎም-ከንቲባ ኣዳነች

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ድሕሪ ለውጢ ዝተሰርሑ ፕሮጀክትታት ንልምዓት ኢኮኖሚን ማሕበራዊን ልዑል ግደ ኣለዎም ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ብፍልፍል ሓሳብን ክትትልን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ብደገፍ ፈተውቲ ዓዲ ዝኾኑ…

መንደር ኢኮ ቱሪዝም ወንጪ – ደንዲ መእተዊ በሪ ብዙሕ ዕድላት ኢዩ- ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንደር ኢኮ ቱሪዝም ወንጪ - ደንዲ መእተዊ በሪ ብዙሕ ዕድላት ኢዩ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር፥ ፕሮጀክት መንደር ኢኮ ቱሪዝም ወንጪ - ደንዲ እቶት ኣብ ምፍልፋል፣ ዕድል ስራሕ ኣብ…

መንደር ኢኮ ቱሪዝም ወንጪ-ደንዲ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንደር ኢኮ ቱሪዝም ወንጪ-ደንዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ። ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምርቓት ቀራማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ሓዊሱ፥ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማህማት፣ ኣቦ…

ዘፈር መዓድን ኣብ ዕቤት ኢኮኖሚ ሃገር ዕዙዝ ግደ ክህልዎ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘፈር መዓድን ኣብ ዕቤት ኢኮኖሚ ሃገር ዕዙዝ ግደ ክህልዎ መሰረት ዘቐምጡ ተግባራት እናተወገኑ ከምዝኾኑ ሚኒስቴር መዓድን ገሊፁ፡፡ ቀንዲ ትኹረት ዘፈር መዓድን ሸርፊ ወፃኢ ምምፃእ፣ ካብ ወፃኢ ዝኣትዉ ፍርያታት ምትካእን ዕድል ስራሕ ምፍጣርን ከምዝኾነ…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ፋሲል ከነማ ንወልቂጤ ከተማ ስዒራታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 10ይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ፋሲል ከነማ ንጋንታ ወልቂጤ ከተማ ብምስዓር ሰለስተ ነጥቢ ረኺባ፡፡ ጋንታ ፋሲል ከነማ ንወልቂጤ ከተማ 1 ን 0 ኣብ ዝሰዓረትሉ ፀወታ ብሕታዊት ሸቶ ጌታነህ ከበደ ብፍፁም ቅላዕ ኣመዝጊቡዋ፡፡ ኣብ…

4ይ ውድድር ድምፃውያን ናይ ተዓወትቲ ተዓዋቲ ፋና ላምሮት ፅባሕ እውን ኣብ 2ይ ሰሙን ውድድሩ ክቕፅል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓፈ ቀዳም ብድሙቕ ስነ-ስርዓት ዝጀመረ 4ይ ውድድር ድምፃውያን ናይ ተዓወትቲ ተዓዋቲ ፋና ላምሮት ፅባሕ እውን ኣብ 2ይ ሰሙን ውድድሩ ክቕፅል ኢዩ። ኣብ ዕለታዊ ኣቀራርባ ተወዳደርቲ ትኹረት ዝገበረ 4ይ ናይ ተዓወትቲ ተዓዋታይ ውድድር ፋና ላምሮት…

ብሪታንያ ንዩክሬን ትገብሮ ሓገዝ ናብ 2 ነጥቢ 5 ቢሊየን ፓውንድ ክተዕቢ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሪታንያ ንዩክሬን ትገብሮ ሓገዝ ናብ 2 ነጥቢ 5 ቢሊየን ፓውንድ ከምተዕቢ ቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ሪሺ ሱናክ ኣፍሊጦም፡፡ እቲ ሓገዝ ድሕሪ ምውላዕ ኲናት ሩሲያ-ዩክሬን ዝግበር ዝዓበየ ናይዚ ዓመት ምልዕዓል ኢዩ ተባሂሉ፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር…

ህይወት ነበርቲ ወንጪ ዳንዲ ዘቕለለ ተንጠልሊ ድልድል

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከይዲ ህንፀት ፕሮጀክት መንደር ኢኮ ቱሪዝም ወንጪ ዳንዲ ንብዙሓት ዜጋታት ካብ ዝፈጠሮ ዕድል ስራሕ ብተወሳኺ ኣብ ዕድላት መሰረተ ልምዓትን ካልኦት ዓውዲታትን ተጠቃሚ ከምዝገበሮም ነበርቲ እቲ ከባቢ ገሊፆም። ልንዓት ወንጪ ዳንዲ ናብቲ ከባቢ ካብ ሞንጎ…

ኣብ ምድላው ፖሊሲ ስግግር ፍትሒ ዘድሃበ ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምድላው ፖሊሲ ስግግር ፍትሒን ኣብቲ ጉዳይ ኣብ ቀፃሉ ምስራሕ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታን ዝጠመተ ዘተ ምክያዱ ሚኒአ,ስቴር ፍትሒ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ፍትሒ ኣይተ በላይሁን ይርጋን ኣብ ቢሮ ላዕለዋይ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ውድብ ሕቡራት መንግስታት…

ዳግመ ህንፀት ነባራት ኣስፋልት መገድታት ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳግመ ህንፀት ነባራት ኣስፋልት መገድታት ከተማ መቐለ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ይሳለጥ ኣሎ። ምምሕዳር ከተማ መቐለ፥ ኣብ ከባቢ ቐዳማይ ወያነ ዝርከቡ ነባራት መገድታት ነዊሕ ዓመት ግልጋሎት ዝሃቡ ብምዃኖምን ኣብ ዝሓፀረ እዋን ከም ብሓዱሽ ንምህናፅ…