Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ናይጄሪያን ኢኳቶሪያል ጊኒን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካልኣይ መዓልቲ ውዕሎ ፅዋዕ ኣፍሪካ ናይጄሪያን ኢኳቶሪያል ጊኒን 1 ማዕረ ብዝኾነ ውፅኢት ተፈላሊየን ቪክቶር ኦሲሜን ንናይጄሪያ ከምኡ እውን ጆሴፍ ማሽን ንኢኳቶሪያል ጊኒ ሽቶታት ኣመዝጊቦም፡፡ መርሃ ግብሪ ፀወታታት ፅዋዕ ኣፍሪካ ምሸት ምያድ…

ናይ ኣደባባይ በዓላት ብሰላም ንኽኽበሩ እኹል ምድላው ከምዝተገበረ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኣደባባይ በዓላት ብዘይ ዝኾነ ይኹን ፀገም ፀፅታ ንኽኽበሩ እኹል ምድላው ከምዝተገበረ ሓላፊት ቢሮ ምምሕዳር ሰላምን ፀፅታን ኣዲስ ኣበባ ሊዲያ ግርማ ገሊፀን፡፡ ምስ ኣካላት ፀፅታ ብምውዳድ ሰላምን ፀፅታን እታ ከተማ ንምሕላው ዝሰርሑ ልዕሊ 11 ሺሕ…

ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ሓድጊታትን መብፅሒ ቱሪዝምን እናተፀገኑ ምዃኖም ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ሓድጊታትን መብፅሒ ቱሪዝምን ስራሕቲ ፅገና እናተገበረሎም ከምዝኾነ በዓል መዚ መፅናዕቲን ሓለዋ ሓድጊን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብቲ በዓል መዚ መሪሕ ፈፃሚ ስራሕ ሓለዋን ልምዓትን ሓድጊ ሃብታሙ ኣበባው ከምዝበሉዎ÷ ንፅገናን…

ሰራዊት ምክልኻል ልኡኽትኡ ብዘተኣማምን ኩነታት ንኽፍፅም ዓቕሚ ናይ ምህናፅ ስራሕቲ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ሌ/ጄ ዘውዱ በላይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ህዝቢ ዝወፅአን ንህዝቢ ጠተው ዝብልን ሰራዊት ልኡኽቱኡ ብዘኲናት ሉኣላዊነት ሃገር ምኽባር ከምዝኾነ ዋና ኣዛዚ ማእኸላይ እዚ ዳሎል ሌተናል ጄኔራል ዘውዱ በላይ ገሊፆም። ሌተናል ጀነራል ዘውዱ በላይ ከምዝበሉዎ፥ ሰራዊት ምክልኻል ካብ ውሽጢን ደገን…

ፖሊስ ፌዴራል ማሕር ነበር ኣባላት ሰራዊት ንኽጠናኸር ሓገዝ ክገብር ኢዩ – ኮሚሽነር ጄኔራል ደመላሽ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ማሕር ነበር ኣባላት ሰራዊት ንኽጠናኸር ሓገዝ ከምዝገብር ኮሚሽነር ጄኔራል ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገብረሚካኤል ገሊፆም፡፡ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ምስ ኣባላት ማሕበር ነበር ሰራዊትን ልምዓት ሓገዝን ተዛቲዩ። ላዕለዋይ…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ን562 እሙናት ከፈልቲ ግብሪ ኣፍልጦ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቢሮ እቶት ምምሕዳር ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብተኣማንነት ግብሪ ንዝኸፈሉ ከፈልቲ ግብሪ ስነ ስርዓት ኣፍልጦን ሽልማትን ተኻይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ፣ ሚኒስትር እቶት ኣይናለም ንጉሴን ሓላፊ ቢሮ እቶት እታ ምምሕር ከተማ ኣደም…

ኣብ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ዝርከቡ ዓቀብቲ ሰላም ውሕመ እታ ሃገር ለቒቖም ምውፃእ ጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ዓቀብቲ ሰላም ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ነታ ሃገር ለቒቖም ምውፃእ ከምዝጀመሩ ኣፍሊጣ። ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ÷ ሓይሊ ዓቃቢ ሰላም ውሕመ ንሰለስተ ዓሰርተ ዓመታት ዜጋታተይ የሳቕዩ ነይሮም ካብ ዝበለቶም ጉጅለ…

ኣብ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ቼልሲ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 21 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ቼልሲ ኣብ ሜዲኡ ኣብ ዝገበሮ ፃውቲ ተዓዊቱ። ምስ ፉልሃም ኣብ ዝተገበረ ፃውቲ፥  ፓልመር ቅድሚ ዕረፍቲ ብፍፁም ቅላዕ ብዘቑፀራ ብሕታዊት ሸቶ 1 ንባዶ ብምዕዋት ሰለስተ ነጥቢ ሒዙ ወፂኡ።…

ኢኮ ቱሪዝም ወንጪ-ደንዲ  ምድማር ብተግባር ዝተርኣየሉን ኣብ ሓፂር እዋን ግዙፍ ስራሕ ምስራሕ ከምዝከኣል ዝተረጋገፀሉን ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢኮ ቱሪዝም ወንጪ-ደንዲ  ምድማር ብተግባር ዝተርኣየሉን ኣብ ሓፂር እዋን ግዙፍ ስራሕ ምስራሕ ከምዝከኣል ዝተረጋገፀሉን ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ፕሮጀክት ኢኮ ቱሪዝም ወንጪ-ደንዲ  ሎሚ…

መድሓኒታት ብፍሪያት ውሽጢ ዓዲ ንምትካእ ኣፍረይቲ ንምትብባዕ ፃዕሪ ይግበር ኣሎ – ዶ/ር ሊያ ታደሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መድሓኒታት ብፍሪያት ውሽጢ ዓዲ ንምትካእ ኣፍረይቲ ንምትብባዕ ፃዕሪ ይግበር ኣሎ ክብላ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። መድሓኒታት ብፍሪያት ውሽጢ ዓዲ ንምትካእ ዘኽእል ውፅኢት መፅናዕቲ ብሚኒስቴር ጥዕና ንዝምራሕ  ስትሪንግ ኮሚቴ ሰንሰለት…