Fana: At a Speed of Life!

ቻይና ብዓለም ለኸ ዓውዲ ህንፀት መርከብ መሪሕነታ ኣረጋጊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ብዓለም ለኸ ዓውዲ ህንፀት መርከብ ንመበል 14 ዓመታት መሪሕነታ ከምዝቐፀለት ገሊፃ። ቻይና ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ብመፍረያይነት፣ ሓደሽቲን ኣቐዲሞም ኣብ ዝተውሃቡን ትእዛዛት ጥንኩር ዕቤት እናርአየት ምምፃኣ ኣመስኪራ ኣላ ተባሂሉ፡፡ በዞም…

መበል 47 ኣኼባ ተወከልቲ ቀዋሚ ኮሚቴ ሕብረት ኣፍሪካ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 47 ኣኼባ ተወከልቲ ቀዋሚ ኮሚቴ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ። ኣብቲ ኣኼባ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋቂ ማህማትን ኣመራርሓታት እቲ ሕብረት፣ ኣካቢ እቲ ኮሚቴን ኣምባቃደራት ኣብል ሃገራት እቲ ሕብረትን…

ሰሜን ኮሪያ ዕዉት ፈተነ ባለስቲክ ሚሳኤል ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰሜን ኮሪያ ማእኸላይ መጠን ዘለዎ ዕዉት ፈተነ ባለስቲክ ሚሳኤል ምግባራ መራኸቢ ሓፋሽ እታ ሃገር ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ፈተነ÷ ምንቅስቓስ ክፍሊ ኣካል ዓረር እቲ ባላስቲክ ሚሳኤል ንምምልካትን ብቕዓት ተንቀሳቐስቲ ሞተራ ንምርግጋፅን ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡…

ልዕሊ 287 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 287 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ። እቶም ናውቲታት ካብ 26 ታሕሳስ ክሳብ 2 ጥሪ 2016 ዓ.ም ብዝተገበረ ክትትል ዝተትሓዙ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። 140 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር…

ኣብ ጉዳይ ልምዓት ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጉዳይ ልምዓት ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ፣ ምክትል ርእሰ ምምሕዳርን ካቢኔ ሰክሪተርያት ዘይተማእኸለ ምሕደራን ዴሞክራተይዘሽንን ግዝያዊ…

ዋግኡ ልዕሊ 40 ሚሊየን ብር ዝግመት ናውቲታት ሕክምና ንሓፈሻዊ ሆስፒታል ስሑል ሽረ ብሓገዝ ተበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋግኡ ልዕሊ 40 ሚሊየን ብር  ዝግመት ናውቲታት ሕክምና ንሓፈሻዊ ሆስፒታል ስሑል ሽረ ብሓገዝ ተበርኪቱ። እቲ ሓገዝ ብስሑል ቻሪቲ ዝተገበረ እንትኸውን፥ ተወካሊት ማሕበር ገባሪ ሰናይ ሆስፒታል ስሑል ወ/ሮ የሻምባ መኮነንን ተወከልቲ  እቲ ቻሪቲ ናብቲ…

ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኣብ ሃገራት ኣሜሪካን ካናዳን ምስ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ዘቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኢትዮጵያ ኣብ ሃገራት ኣሜሪካን ካናዳን ምስ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ዘቲዩ። ኣብቲ ብኢንተርኔት ዝተገበረ ዘተ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እተን ሃገራት ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ኣብ ሃገራዊ ዘተ ክህልዎም ብዛዕባ…

ኣብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ጋና እንትትሰዓር ግብፂ ማዕረ ተፈላሊያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ምሸት አኣብ ዝተኻየደ መበል ካልኣይ መዓልቲ ፀወታታት ፅዋዕ ጋና ብኬፕ ቨርዴ እንትትሰዓር ግብፂን ሞዛምቢክን ብማዕረ ውፅኢት ተፈላሊየን። ምሸት ሰዓት 2 ኣብ ምድብ ክልተ ዝርከባ ሃገራውያን ጋንታታት ግብፂን ሞዛምቢክን ዝገበረኦ ፀወታ 2 ን 2…

ኣብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ናይጄሪያን ኢኳቶሪያል ጊኒን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካልኣይ መዓልቲ ውዕሎ ፅዋዕ ኣፍሪካ ናይጄሪያን ኢኳቶሪያል ጊኒን 1 ማዕረ ብዝኾነ ውፅኢት ተፈላሊየን ቪክቶር ኦሲሜን ንናይጄሪያ ከምኡ እውን ጆሴፍ ማሽን ንኢኳቶሪያል ጊኒ ሽቶታት ኣመዝጊቦም፡፡ መርሃ ግብሪ ፀወታታት ፅዋዕ ኣፍሪካ ምሸት ምያድ…

ናይ ኣደባባይ በዓላት ብሰላም ንኽኽበሩ እኹል ምድላው ከምዝተገበረ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኣደባባይ በዓላት ብዘይ ዝኾነ ይኹን ፀገም ፀፅታ ንኽኽበሩ እኹል ምድላው ከምዝተገበረ ሓላፊት ቢሮ ምምሕዳር ሰላምን ፀፅታን ኣዲስ ኣበባ ሊዲያ ግርማ ገሊፀን፡፡ ምስ ኣካላት ፀፅታ ብምውዳድ ሰላምን ፀፅታን እታ ከተማ ንምሕላው ዝሰርሑ ልዕሊ 11 ሺሕ…