Fana: At a Speed of Life!

ኢራን ኣብ ጉጅለ ዕጡቓት መጥቃዕቲ ኣየር ፈፂማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢራን ኣብ ግዝኣት ፓኪስታን ዝርከቡ ጉጅለ ዕጡቓት ዝዓለመ መጥቃዕቲ ኣየር ምፍፃማ ተገሊፁ፡፡ እቲ መጥቃዕቲ ብኲናት እስራኤልን ሃማስን እናተሓመሰ ዝርከብ ዞባ ማእኸላይ ምብራቕ ናብ ዝ ዝበኣሰ ወጥሪ ከምዝኣተወ ዘርኢ ኢዩ ተባሂሉ፡፡ ሚኒስቴር ጉዳያት…

ብጄኔራል ኣበባው ታደሰ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ሓይሊ ሜካናይዝድ ኣዋሽ ኣርባ ዑደት ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ኤታማዦር ሹም ላዕለዋይ ሓይሊታት ጦር ብጄኔራል ኣበባው ታደሰ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ኣዋሽ ኣርባ ዝርከብ ሓይሊ ሜካናይዝድ ተዓዚቡ። እቲ ልኡኽ ከይዲ ስልጠና እቲ ሓይሊ ሜካናይዝድ ዝተመልከተ እንትኸውን÷ ድሕሪ ትዕዝብቲ ድማ ጄኔራል ኣበባው ታደሰ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ፎረም ኢኮኖሚ ዓለም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ፎረም ኢኮኖሚ ዓለም ቦርግ ብሬንድ ተዛቲዮም፡፡ እቲ ዘተ ጎድና ጎድኒ ንመበል 54 ግዘ ኣብ ዳቮስ ስዊዘርላንድ እናተኻየደ ዝርከብ ፎረም ኢኮኖሚ ዓለም ኢዩ፡፡…

6 ኢትዮጵያዊያን ህፃናት ናፃ ሕክምና መጥባሕቲ ልቢ ንምግባር ናብ እስራኤል ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሽዱሽተ ሕማም ልቢ ዘለዎም ኢትዮጵያዊያን ህፃናት ናፃ ሕክምና መጥባሕቲ ልቢ ንምግባር ምስ ኣዲኦም ናብ እስራኤል ኣምሪሖም። ናይ ሕክምና ወፃኢ ድማ ‘ሴቭ ኤ ቻይልድ’ስ ኸርት’ ብዝተብሃለ ትካ ገባሪ ሰናይ እስራኤል ከምዝሽፈን ሓበሬታ ኤምባሲ እስራኤል…

ቅሪተ-ኣካል ድንቅነሽ (ሉሲ) ዝተረኸበሉ መበል 50 ዓመት ናይ ዝኽሪ በዓል ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅሪተ-ኣካል ድንቅነሽ (ሉሲ) ዝተረኸበሉ መበል 50 ዓመት ናይ ዝኽሪ በዓል ይካየድ ኣሎ። እቲ ቅሪተ-ኣካል ብዝረኸቡዎ ፕሮፌሰር ዶናልድ ጆሃንሰን ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ብሄራዊ ሙዚየም ዑደት እናገበረ ይርከብ። ኣብ መርሃ-ግብሪ ኢትዮጵያ ዘርኢ ወዲ…

ልዕሊ 20 ሺሕ ኪሎ ሜትሮ ትሑትን ማእኸላይን መስመር ቅድመ ፅገና ተወጊኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተዛዘመ መንፈቕ ዓመት ልዕሊ 20 ሺሕ ኪሎ ሜትሮ ትሑትን ማእኸላይን መስመር ቅድመ ፅገና ስራሕ ከምዝተወገነ ግልጋሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ብመሰረት እዚ ብብርኪ ሃገር ን609 ትራንስፎርመራ ስራሕቲ ምዕባይ ዓቕሚ ከምዝተሳለጠ ተገሊፁ፡፡…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ 779 ሺሕ ንዝኾኑ ተምሃሮ ግልጋሎት ምገባ እናተውሃበ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ንልዕሊ 779 ሺሕ ተምሃሮ ግልጋሎት ምገባ ከምዝተውሃበ ኤጀንሲ ምገባ እቲ ምምሕዳር ከተማ ኣፍሊጡ፡፡ ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ወ/ሮ ሽታዬ መሃመድ ከምዝገለፀኦ÷ ኣብዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ሓገዝ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ፎረም ኢኮኖሚ ዓለም ይሳተፉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ስዊዘርላንድ ዳቮስ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ፎረም ኢኮኖሚ ዓለም ይሳተፉ ኣለዉ። "ዳግም ምትእምማን ምህናፅ" ብዝብል ሓሳብ እናተኻየደ ዝርከብ መበል 54 ናይዚ ዓመት ጉባኤ፥…

ኣብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ናሚቢያን ማሊን ዓወት ቀኒዑወን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 34 ፅዋዕ ኣፍሪካ ሃገራዊት ጋንታ ናሚቢያን ማሊን ንመጋጥምተን ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊበን፡፡ ኣብ ምድብ 5 ዝርከባ ናሚቢያን ቱኒዚያን ዝገበረኦ ፀወታ ብዓወት ናሚቢያ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ተዛዚሙ፡፡ ንናሚቢያ ተዓዋቲት ዝገበረት ሸቶ…

ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማሌላንድን ዝተገበረ ስምምዕነት ኩለ መዳይ ዲፕሎማሲያዊ ዓወት ኢዩ – ኣምባሳደራት

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማሌላንድን ዝተገበረ ስምምዕነት ኩለ መዳይ ዲፕሎማሲያዊ ዓወት ኢዩ ክብሉ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዘለዉ ኣምባሳደራት ኢትዮጵያ ገሎፆም። እቶም ኣምባሳደራት ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ብዛዕባ እቲ ሰነድ…