ስፓርት ኣብ ማራቶን ታታ ሙምባይ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም Gebremariam Weldegerima Jan 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2016 ( ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ህንዲ ኣብ ዝተኻየደ ታታ ማራቶን ሙምባይ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሻምናይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚሞም፡፡ ኣብ ውድድር ማራቶን ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያውያን አትሌቶች ኣትሌታት ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሻምናይ ደረጃ ብመሓዝ ዝዛዘማ እንትኾና÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ኡጋንዳ ካምፓላ ዝነበሮም ፃንሒት ብምዝዛም ናብ ሃገሮም ተመሶም Gebremariam Weldegerima Jan 19, 2024 0 ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ልኡኾምን ኣብ ኡጋንዳ ካምፓላ ዝነበሮም ፃንሒት ብምዝዛም ናብ ኢትዮጵያ ተመሶም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትርን ልኡኾምን÷ ኣብ ጉባኤ ርእሳነ ብሄርን ርእሳነ መንግስታትን ጎስጓስ ገለልተኛ ሃገራት ንምስታፍ ናብ ኡጋንዳ ካምፓላ ኣምሪሖም ከምዝነበሩ ይፍለጥ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 7 ኣባላት ዘለዉዎ ጉጅለ ገበን ስርቂ “ሿሿ” ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ Gebremariam Weldegerima Jan 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታ ብተሽከርካሪት ብምንቅስቓስ ብልምዲ “ሿሿ" እናተብሃለ ዝፅዋዕ ገበን ስርቂ እናፈፀሙ ዝነበሩ ሸውዓተ ኣባላት ዘለዉዎ ጉጅለ ገበን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ፖሊስ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ኣባላት እቲ ጉጅለ ምርመራ እናተፃረየ ምዃኑ…
ስፓርት ኬፕ ቨርዴ ናብ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ዝተፀምበረት ፈላመይቲ ሃገር ኮይና Gebremariam Weldegerima Jan 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 34 ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ኬፕ ቨርዴ ናብ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ዝተፀምበረት ፈላመይቲ ሃገር ኮይና፡፡ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ኬፕ ቨርዴ ንሞዛምቢክ 3 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ፡፡ እተን ሸቶታት ድማ÷ ቤቤ፣ ሜንዴስን ሌኒኒን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጃንሜዳ በዓል ምፍናው ታቦት ብድምቀት ተኸቢሩ Gebremariam Weldegerima Jan 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ጃንሜዳ በዓል ምፍናው ታቦት መራሕቲ ሃይማኖት፣ ምእመናንን ካልኦት ኣጋይሽን ኣብ ዝተረኸቡሉ ብድምቀት ተኸቢሩ፡፡ ካብ ዝተፈላለያ ደብሪታት ዝተበገሱ ታቦታት ናብ ዝተሰናደአሎም መዕረፊ ጃንሜዳ በፂሖም። ኣብ ኣከባብራ እቲ በዓል÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ምፍናው ታቦት ኣብ ከተማ ባቱ ተኸቢሩ Gebremariam Weldegerima Jan 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ምፍናው ታቦት ኣብ ከተማ ባቱ ደሴታት ደምበል ተኸቢሩ፡፡ ኣብተን ደሴታት ዝርከብ ታቦት ገሊላ ካህናት ሰማይ ተክለ ሃይማኖትን ኣብ ደሴት ደብረ ሲና ትርከብ ገዳም ቅድስት ማርያም ታቦትን ምስ ገዳም ጫሳ ቅዱስ ሚካኤል ብምዃን ኣብቲ ባሕሪ ጥምቀት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሲሪላንካ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ጎድና ጎድኒ ጉባኤ ጎስጓስ ገለልተኛ ሃገራት ምስ ፕሬዚዳንት ሲሪላንካ ራኒል ዊከርሜሲንጌ ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ እተን ሃገራት ክልተኣዊ ርክብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ኬኒያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ምስ ፕሬዚዳንት ኬኒያ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ጎድና ጎድኒ ጉባኤ ርእሳነ ብሄርን ርእሳነ መንግስታትን ጎስጓስ ገለልተኛ ሃገራት ምስ ፕሬዝዳንት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደራት ኢትዮጵያን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ኣብ ጉዳይ ስራሕቲ ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ንኢትዮጵያ እናገልገሉ ዝርከቡ ኣምባሳደራትን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ኣብ ጉዳይ ስራሕቲ ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ተዛቲዮም። ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ኣይተ ቀጀላ መርዳሳ÷ ባህሊ፣ ጥበብን ስፖርትን ንዲፕሎማሲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢ ስዑድ ዓረብ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢን ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢ ስዑድ ዓረብ ልኡል ፈይሰል ቢን ፈርሃን ኣልሳኡድ ተዛቲዮም፡፡ እቲ ዘተ ጎድና ጎድኒ ኣብ ዳቮስ እናተኻየደ ዝርከብ ኢኮኖሚክ ፎረም ዓለም እንትኸውን÷ ኣብ…