Fana: At a Speed of Life!

ኣሰራርሓ ሰራዊት ምክልኻል ብዘበናዊ ቴክኖሎጂ ንኽሕገዝ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓት ኣሰራርሓ ሰራዊት ምክልኻል ብዘበናዊ ቴክኖሎጂ ንኽሕገዝ እናተሰርሐ ምዃኑ ላዕለዋይ ኢታዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም፡፡ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣብ ዋና መምርሒ መራኸቢን ኢንፎርሜሽንን ማዕቢሉ ኣብ ስራሕ ዝወዓለ…

ኤጀንሲ ልምዓት ሕብረት ኣፍሪካ ምስ ኢትዮጵያ ክሰርሕ ከምዝደሊ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ ልምዓት ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ምስ ኢትዮጵያ ክሰርሕ ከምዝደሊ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኤጀንሲ ልምዓት ሕብረት ኣፍሪካን ምሕዝነት ልምዓት ኣፍሪካን ናርዶስ በቀለ…

ውድብ ጥዕና ዓለም 8 ነጥቢ 2 ሜትሪክ ቶን ሓገዝ ናውቲ ሕክምና ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ክልል ትግራይ ንግልጋሎት ሃንደበታዊ ሕክምና ዝውዕል 8 ነጥቢ 2 ሜትሪክ ቶን ሓገዝ ናውቲ ሕክምና ገይሩ። እቲ ሓገዝ ኣብ ሽረን ከባቢኣን ንዝንቀሳቐሱ ሽዱሽተ መሓዙት ኣገልግሎት ወሃብቲ ጉጅለታት ጥዕና ከምዝተኸፋፈለ ተገሊፁ፡፡…

ካብ ወጋሕታ ሰዓት 12 ጀሚሩ ክሳብ ሕዚ 402 ሚሊየን ፈልሲታት ተተኺሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እተኻየደ ብዝርከብ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 600 ሚሊየን ፈልሲታት ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ክሳብ ሕዚ 402 ሚሊየን ፈልሲታት ከምዝተተኸሉ ተገሊፁ፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ሰላማዊት ካሳ ከምዝበለኦ÷ እተኻየደ ብዘሎ…

ናይ ሎሚ ፀገም ዘይኮነስ ናይ ፅባሕ ፍረ ኣማዕዲና ብምርኣይ ንብሩህ መፃኢ ዘበን ብሓባር ክንሰርሕ ኣለና- ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ሎሚ ፀገም ዘይኮነስ ናይ ፅባሕ ፍረ ኣማዕዲና ብምርኣይ ንብሩህ መፃኢ ዘበን ብሓባር ክንሰርሕ ኣለና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ከተማ ኣሶሳ ኣብ…

ኣብ መርሃ ግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ ክሳብ ሐዚ 234 ሚሊየን ፈልሲ ከምዝተተኸለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መርሃ ግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ ክሳብ ሐዚ 234 ሚሊየን ፈልሲ ከምዝተተኸለ ኣገለግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ኣገለግሎት ሰላማዊት ካሳ፥ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣብ 8 ሺሕን 454 ጣቢያታት ፈልሲ 11…

ኣብ ትግራይ ዘላቒ ልምዓት ንምርግጋፅ ኣብ ምሕዋይ ሃፍቲ ተፈጥሮ ጠመተ ሂብካ ክስራሕ ይግባእ- ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ዘላቒ ልምዓት ንምርግጋፅ ኣብ ምሕዋይ ሃፍቲ ተፈጥሮ ጠመተ ሂብካ ክስራሕ ይግባእ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም። ኣይተ ጌታቸው ነዚ ዝበሉ፥ ኣመራርሓ መንግስቲን ሕብረተሰብን ኣብ…

ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኢርቪን ማሲንጋ ኣብ መርሃ ግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ ተሳፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኢርቪን ማሲንጋ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝካየድ ዘሎ መርሃ ግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ ተሳፎም። መሬት ብምክንኻንን ብምሕላውን ሓረስቶት ይኹኑ ሰበኽ ሳግም ስርሖም ዕዉት ንክኸውን ንምግባር መርሃ ግብሪ…

ኣብ መርሃ ግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ ክሳብ ሐዚ 157 ሚሊየን ፈልሲ ተተኺሉ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መርሃ ግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ ክሳብ ሐዚ 157 ሚሊየን ፈልሲ ተተኺሉ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ኣብ ሓደ ፀሓይ 600 ሚሊየን ፈልስታት ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ መልላእ…

ሼኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ሼኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ የካ ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም። ኣብቲ መርሃ ገብሪ ምንባር ሓምላዋይ ኣሰር፥ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ኣዲስ…