Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ውሳነታት ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ንምትግባር ቆራፅ ምዃና ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ውሳነታት መበል 28 ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ንምትግባር ምስ ኩሎም መሓዙት ኣካላት ብምትሕብባ ንምስራሕ ቆራፅ ምዃና ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ብኣሰናዳእነት ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ኣብ ከተማ ዱባይ ከም ኣቆፃፅራ…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ን1 ሺሕን 308 ሰብ ሃፍቲ ፍቓድ ኢንቨስትመንት ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ን1 ሺሕን 308 ሰብ ሃፍቲ ሓዱሽ ፍቓድ ኢንቨስትመንት ከምዝተውሃበ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ድጋፍ ትልሚን ክትትል በጀትን እቲ ኮሚሽን ወ/ሮ እናትነሽ ታመነ÷ ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ መልማዕቲ ጠለብ መሰረት ብምግባር…

ክሳብ ሕዚ ዘሎ ልምዓት ቆፅሊ ሻሂ ብዕፅፊ ንምዕባይ ልዑል ስራሕ ይስራሕ ኣሎ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ክሳብ ሕዚ ዘለዋ ልምዓት ቆፅሊ ሻሂ ብዕፅፊ ንምዕባይ ኣብዚ ዓመት ልዑል ስራሕ እናተሰርሐ ምዃኑ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ “ኢትዮጵያ ክሳብ…

ኢትዮጵያ ኣብ 3ይ ጉባኤ ምትሕብባር ደቡብ- ደቡብ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኡጋንዳ ካምፓላ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ሳልሳይ ጉባኤ ምትሕብባር ደቡብ- ደቡብ ጉጅለ 77ን ቻይናን ትሳተፍ ኣላ፡፡ እቲ ጉባኤ ኣንግዲ፣ ኣብ ዓውዲታት ኢንቨስትመንት፣ ዘላቒ ልምዓት፣ ክሌማዊ ለውጢ፣ ምንካይ ድኽነትን ዲጂታል ኢኮኖሚን…

ሞሮኮን ዲሞክራቲክ ኮንጎን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 34 ፅዋዕ ኣፍሪካ መፃረዪ ፀወታ ምድብ ሃገራውያን ጋንታታት ሞሮኮን ዲሞክራቲክ ኮንጎን 1 ን 1 ማዕረ ተፈላሊየን፡፡ 11 ሰዓት ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ምድብ 6÷ ንሞሮኮ ኣሽራፍ ሃኪሚ ከምኡ እውን ንዲሞክራቲክ ኮንጎ ካቶምፓ ሙቩምፓ ሽቶታት…

ብሓደጋ ትራፊክ ህይወት 5 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምዕራብ ሃረርጌ ዞን ወረዳ ጡሎ ከተማ ደበሶ ሎሚ ድሕሪ ሰዓት ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሓሙሽተ ሰባት ሓሊፉ። በቲ ሓደጋ ህይወቶም ካብ ዝሓለፉ ሰባት ብተወሳኺ ካልኦት ሓሙሽተ ሰባት ከቢድን ቀሊልን ጉድኣት ኣካል ከመዘጋጠሞም ሓላፊ…

ኢትዮጵያ ካብ ፅዋዕ ዓለም ደቂ ኣንስትዮ ኮሎምቢያ ወፃእ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ትሕቲ 20 ዓመት ደቂ ኣንስትዮ ካብ ፅዋዕ ዓለም ኮሎምቢያ ወፃእ ኮይና። እታ ሃገራዊት ጋንታ÷ ሎሚ መዓልቲ ናይ መወዳእታ ዙር መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ምስ ሞሮኮ መዘናኣ ተፃዊት፡፡ ሎሚ ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ…

ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ተወከልቲ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2016 ( ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳን ምስ ተወከልቲ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ኣብ ከተማ ማይጨው ተዛቲዮም። ኣብቲ መድረኽ ዘተ÷ ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ግዝያዊ ምምሕዳር ሓዊሱ ካብ ዝተፈላለየ…

ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝተረኸበ ኣንፃራዊ ሰላም ክቕፅል ንምግባር ኣባላት ፀፅታን ድሕንነትን ብቆራፅነት ክሰርሑ ይግባእ – ሌ/ጄ ብርሃኑ በቀለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2016 ( ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝተረኸበ ኣንፃራዊ ሰላም ክቕፅል ንምግባር ኣባላት ፀፅታን ድሕንነትን ብቆራፅነት ክሰርሑ ከምዝግባእ ዋና ኣዛዚ እዚ ሰሜን ምዕራብን ኣካቢ ኮማንድ ፖስት እቲ ቀጠናን ሌተናል ጄኔራል ብርሃኑ በቀለ ገሊፆም። ኣብ ክልል ኣምሓራ ካብ…

ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ኣብ ፕሮጀክት ፅይ መስተ ማይ ዲጋላ-ጅቡቲ ዶብ ተሳጋሪ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2016 ( ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ ( ዶ/ር ኢ/ር) ኣብ ፕሮጀክት ፅይ መስተ ማይ ዲጋላ-ጅቡቲ ዶብ ተሳጋሪ ዑደት ገይሮም። ኣብ እዋን እቲ ዑደት ሓላፊ ቆንስላ ጅቡቲ ኣብ ድሬዳዋ ሙሴ ሃጂ ጃማ፣ ሚኒስትር ዴኤታ ዘፈር ማይን ሳኒቴሽንን ኣምባሳደር…