Fana: At a Speed of Life!

ስርዓተ ቀብሪ ጋዜጠኛ ኣስፋው መሸሻ ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓተ ቀብሪ ጋዜጠኛ ኣስፋው መሸሻ ኣብ መንበረ ፀባኦት ቅድስት ስላሴ ካቴድራል ተፈፂሙ። ጋዜጠኛ ኣስፋው መሸሻ ብዘጋጠሞ ሕማም ኣብ ኣሜሪካ ሕክምንኡ ክትትል እናገበረ ድሕሪ ምፅናሕ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ህይወቱ ምስኣኑ ይዝከር። ኣብ ኣሜሪካ…

ኮሚቴ ኣፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዓበይቲ ሃገራዊ ኣጀንዳታት ጠመተ ዝገበረ ዘተ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ኣፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዓበይቲ ሃገራዊ  ኣጀንዳታት ጠመተ ዝገበረ ዘተ የሳልጥ ከምዘሎ ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ…

ኢትዮጵያ ፅዕንቶ ፈጣርነታ ክብ ንክብል ብቕዓት ኣመራርሓ ወሳኒ ኢዩ-ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መድረኽ ዓለም ዘለዋ ተሰማዕነትን  ፅዕንቶ ፈጣርነታን ክብ ንክብል ብቕዓት ኣመራርሓ ወሳኒ ኢዩ ክብሉ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም። ኩለ መዳይ ስነ ምግባር ኣመራርሓ ጠመተ ዝገበረ ስልጠና ኣብቲ ባይቶ ይወሃብ ኣሎ።…

ኣትሌት ለሜቻ ግርማ ኣብ ፈረንሳይ ሌቪን ኣብ ዝካየድ ውድድር ጉያ 3 ሺሕ ሜትሮ ክሳተፍ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ዋና ክብረ ወሰን ዓለም 3 ሺሕ ሜትሮ መሰናክል ኣትሌት ለሜቻ ግርማ ኣብ ፈረንሳይ ሌቪን ኣብ ዝካየድ ውድድር ጉያ 3 ሺሕ ሜትሮ ክሳተፍ ኢዩ ተባሂሉ። እቲ ኣትሌት ኣብ ዝሓለፈ ዘበነ ውድድር ኣብ ፈረንሳይ ሌቪን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ውሽጢ…

ናብ ዕዳጋ ወፃኢ ካብ ዝተልኣኹ እንስሳት ልዕሊ 9 ሚሊየን ዶላር ከምዝተረኸበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ናብ ዕዳጋ ወፃኢ ካብ ዝተልኣኹ እንስሳት ልዕሊ 9 ሚሊየን ዶላር ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ንግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ገሊፁ። ሓላፊ ዴስክ እንስሳትን ተዋፅኦ እንስሳትን ዕዳጋ ንግዲ ወፀኢ እቲ ሚኒስቴር ኣበበ ታደሰ፥ እተን…

ሰበኽ ሳግም ሃፍቱ ብኣግባቡ ንክጥቀም ምስራሕ ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰበኽ ሳግም ሃፍቱ ብኣግባቡ ንክጥቀም ምስራሕ ይግባእ ክብሉ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ብሄራት መቱ ኣኩ ገሊፆም። መዓልቲ ሰበኽ ሳግም ኣብቲ ክልል ንፈለማ እዋን ተኸቢሩ። እቶም ኣፈጉባኤ፥ እቲ ሰበኽ ሳግም ብዘለዎ ሃፍቲ…

መበል ሻምናይ ከተማዊ ፌስቲቫል ባህሊ ንባብ ካብ 16 ጥሪ ጀሚሩ ክሳለጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻምናይ ከተማዊ ፌስቲቫል ባህሊ ንባብ ካብ 16 ጥሪ ጀሚሩ ክሳለጥ ኢዩ ክብል ቢሮ ባህሊ፣ ኪነ ጥበብን ቱሪዝምን ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ምክትል ሓላፊ ዓውዲ ባህሊ እቲ ቢሮ ኣይተ ኣስፋው ኩማ፥ እቲ ፌስቲቫል ካብ 16 ጥሪ ጀሚሩ…

ኣብ ክፍሊት ካሕሳ ግዳያት ሓደጋ መመሓየሺ ክግበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መምርሒ መፈፀሚ ሽፋን መድሕን ሳልሳይ ወገን ዝረአ ክፍተት ንምስትኽኻል መመሓየሺ ከምዝግበር ግልጋሎት ፈንድ መድሕን ድሕንነት መገዲ ኣፍሊጡ። ምክትል ፈፃሚት ስራሕ እቲ ግልጋሎት ወይዘሮ ፈቲያ ደድገባ÷ ትካላት ሕክምና መንግስቲን ውልቀን ሕክምና…

ብሄራዊ ረብሓና ንምኽባር ዝተጠናኸረ ዲፕሎማሲያዊ ስራሕ ትፅቢት ይግበር – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ንምኽባርን ዝተሰሓሓቱ ተረኻት ንምስትኽኻል ዕዙዝ ዲፕሎማሲያዊ ኣፈፃፅማ ትፅቢት ከምዝግበር ኣመልኪቶም፡፡ ኣይተ ደመቀ ኣብ ዓመታዊ ኣኼባ መራሕቲ ሚሲዮን ብምርካብ…

ኔታንያሁ ሃማስ ዝተዓገቱ እስራኤላውያን ንምልቃቕ ዘቕረቦ ሓሳብ ውድቂ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንያሚን ኔታንያሁ ኲናት ጋዛ ንኸብቅዕን ዝተዓገቱ እስራኤላውያን ንምልቀቃቕን ሃማስ ንዘቕረቦ ሓሳብ ውድቂ ገይሮም፡፡ ሃማስ ምስ እስራኤል እናካየዶ ዝርከብ ደም ዘፋስስ ኲናት ጠጠው ከብል ይኽእል ኢዩ ዝበሎ ሓሳብ ዕላዊ ገይሩ…