Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝካየድ ምንቅስቓስ ንግዲ 42 ሚኢታዊ ነክዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓመፅቲ ሁቲ ብዝፍፅሙዎ መጥቃዕቲ ምኽንያት ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝካየድ ምንቅስቓስ ንግዲ 42 ሚኢታዊ ከምዝነከየ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ኣፍሊጡ። ምንካይ እቲ ምንቅስቓስ ንግዲ ብምኽንያት ኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ኣብ ፀገም ዝርከቡ ምንስቓሳት…

ልዕሊ 1 ቢሊየን ብር ገንዘብ ካብ ምዝበራ ምድሓን ከምዝተኻእለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ልዕሊ 1 ቢሊየን ብር ገንዘብ ካብ ምዝበራ ምድሓን ከምዝተኻእለ ኮሚሽን ስነ- ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ፌዴራል ኣፍሊጡ። መሪሕ ፈፃሚ ስራሕ ህፁፅ ምክልኻል ግዕዝይና እቲ ኮሚሽን ገዛሀኝ ጋሻው÷ ኣብ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ዝተኻየደ…

ኤክስፖ ሰበኽ ሳግም ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤክስፖ ሰበኽ ሳግም ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣዳራሽ ሚሌኒየም ተኸፊቱ። እቲ ኤክስፖ፥ “ሰበኽ ሳግምነት ህብረ ቀለም ምብራቕ ኣፍሪካ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ። ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ታገሰ ጫፎ፣ ሚኒስትር…

ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ግብርና ኢትዮጵያ ብር 715 ሚሊየን እቶት ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ግብርና ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ብር 715 ሚሊየን እቶት ከምዝረኸበ ገሊፁ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ኣይተ ክፍሌ ወ/ማሪያም፥ እቲ ኣታዊ ምስ ዝሓለፈ ዓመት ተመሳሳሊ እዋን እንትነፃፀር ልዑል ኢዩ ኢሎም።…

ብሄራዊ መዓልቲ ኣውስትራሊያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ መዓልቲ ኣውስትራሊያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲኡ ተኸቢሩ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ መንግስቲ ብዝውክል ሚኒስትር ቱሪዝም አምባሳደር ናሲሴ ጫሊ ብኽብሪ ጋሻ ብምርካብ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ኣመሓላሊፈን። እተን ሚኒስትር፥ ቱሪዝም ሓዊሱ…

ኢትዮጵያ ብዓውዲ ሳተላይት ሓዱሽ ምዕራፍ እትሃንፅ ዘላ ሃገር ኢያ – በለጠ ሞላ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብዓውዲ ሳተላይት ሓዱሽ ምዕራፍ እትሃንፅ ዘላ ሃገር ኢያ  ክብሉ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ገሊፆም። ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣብ ከተማ ኣዳማ ዩኒቨርሲቲ  ሳይንስን ቴክኖሎጂን ዝስርሑ ዘለዉ…

ደረጃ ፅርየት ፍሪያት ኣየማልኡን ኣብ ልዕሊ ዝተብሃሉ 92 ትካላት ስጉምቲ ተወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ደረጃ ፅርየት ፍሪያት ኣየማልኡን ኣብ ልዕሊ ዝተብሃሉ 92 ትካላት ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ሚኒስቴር ንግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ገሊፁ። ኣብ 282 ትካላት ስራሕቲ ቁፅፅር ፅርየት ፍሪያት ብምግባር እቶም 60 ደረጃ ፅርየት ከምዘማለኡ ተገሊፁ። 130…

ኣይተ ደመቀ ምስ ዳይሬክተር ዩኒሴፍ ኣብ ምብራቕን ደቡብን ቀርኒ ኣፍሪካ  ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ዳይሬክተር ዩኒሴፍ ኣብ ምብራቕን ደቡብን ቀርኒ ኣፍሪካ ኢቫ ካዲሊ ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ቀፃሊ ምስ ዩኒሴፍ ኢትዮጵያ ብሓባር ኣብ ዝስርሑ ጉዳያት ተላዚቦም። ንፀገም…

ካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያውያን ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኣዲስ ኣበባ ዑደት የሳልጡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፃውዒት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ብምቕባል ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝመፅኡ ካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያውያን ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኣዲስ ኣበባ ዑደት የሳልጡ ኣለዉ። እቲ ዑደት፥ ብሚኒስቴር ቱሪዝም፣ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ኣገልግሎት…

75 ኢትዮጵያውያን ካብ ጅቡቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 75 ኢትዮጵያውያን ካብ ጅቡቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ኣብታ ሃገር ምስ ዘሎ ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ብምትሕብባር እቶም ዜጋታት ናብ ሃገሮም ከምዝመለሶም ተገሊፁ። መገዲ ጅቡቲ-የመን…