Fana: At a Speed of Life!

ፍሉይ ሰሙን ንግዲ ኤግዚቢሽንን ባዛርን “ናይ ኢትዮጵያ ይዓድጉ” ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)"ናይ ኢትዮጵያ ይዓድጉ" ዝተብሃለ ፍሉይ ሰሙን ንግዲ ኤግዚቢሽንን ባዛርን ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ተኸፊቱ፡፡ እቲ ፍሉይ ሰሙን ንግዲ÷ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ…

ኣብ ፓኪስታን ኣብ ልዕሊ መመላለሲ ህዝቢ ኣውቶብስ ብዘጋጠመ ሓደጋ ህይወት 37 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፓኪስታን ኣብ ክልተ ዝተፈላለዩ ቦታታት ኣብ ልዕሊ መመላለሲ ህዝቢ ኣውቶብስ ብዘጋጠመ ሓደጋ ህይወት 37 ሰባት እንትሓልፍ ብዙሓት ከምዝተጎድኡ ተገሊፁ። ሓንቲ ኣውቶብስ 70 ሰባት ኣሳፊራ ካብ ኢራን ተበጊሳ ፑንጃብ ናብ ዝተብሃለ ግዝኣት ፓኪስታን…

ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ልዕሊ 26 ቢሊየን ብር ኣታዊ ኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ልዕሊ 26 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምኣከበ ኣፍሊጡ። ፈፃሚ ስራሕ ዘፈር ፋይናንስ እቲ ትካል ኣይተ ደመረ ኣሰፋ ከምዝገለፁ÷ እቲ ኣታዊ ካብ መሸጣ ሓይሊ፣ ካብ ክራይ ፋይበር ኦፕቲክስን ካብ…

በሪታት መተንፈሲ ማይ ግድብ ህዳሰ ተኸፍቶም ተወሰኽቲ 2 ሺሕን 800 ሜኪ ማይ ብሰከንድ ምፍሳስ ጀሚሮም – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በሪታት መተንፈሲ ማይ ግድብ ህዳሰ ኢትጵያ ተኸፍቶም ተወሰኽቲ 2 ሺሕን 800 ሜኪ ማይ ብሰከንድ ምፍሳስ ከምዝጀመሩ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣን ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላፉዎ መልእኽቲ፤ ናብ…

ሳልሳይን ራብዓይን ተርባይናት ግድብ ህዳሰ ስራሕ ጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳልሳይን ራብዓይን ተርባይናት ግድብ ህዳሰ ትማሊ ስራሕ ከምዝጀመሩ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣበሲሮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ግድብ ህዳሰና ትማሊ ሳልሳይን ራብዓይን…

ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ወፍሪ ሓንቲ ፀሓይ 615 ነጥቢ 7 ሚሊየን ፍልሲታት ተተኺሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝነበረ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 615 ነጥቢ 7 ሚሊየን ፍልሲታት ከምዝተተኸሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣፍሊጦም። ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ወፍሪ ሓንቲ ፀሓይ እዚ ዓመት፤ ኣብ ሓንቲ…

ኣብ ሓንቲ ፀሓይ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 615 ነጥቢ 7 ሚሊየን ፍልሲታት ተተኺሎም – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝነበረ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 615 ነጥቢ 7 ሚሊየን ፍልሲታት ከምዝተተኸሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምዝዛም መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ወፍሪ ሓንቲ ፀሓይ…

ኣብ ሓንቲ ፀሓይ መርሃ ግበር ሓምለዋይ ኣሰር ክሳብ ሕዚ 594 ሚሊየን ፈልሲታት ከምዝተተኸለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓል ኣብ ዝተኻየደ መርሃ ግብሪ ወፍሪ ሓንቲ ፀሓይ ሓምለዋይ ኣሰር ክሳብ ሕዚ 594 ሚሊየን ፈልሲታት ከምዝተተኸለ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 600 ሚሊየን ፈልሲታት ናይ ምትካል መርሃ ግበር ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ…

መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ምስ ተፈጥሮ ንኽንተዓረቕ ዘኽአለ ኢዩ – ኣደፍርስ ወርቁ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ምስ ተፈጥሮ ንኽንተዓረቕ ዘኽአለ ከምዝኾነ መተሓባበሪ ብሄራዊ ኮሚቴ ቴክኒክ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣደፍርስ ወርቁ (ዶ/ር) ገሊፆም። ኣደፍርስ ወርቁ (ዶ/ር) ኣብ መላእ ሃገር እናተኻየደ ዝርከብ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ…

በዓል ኣሸንዳ ምክንያት ብምግባር ኣብ ከተማ መቐለ ኤግዝብሽን ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኣሸንዳ ምክንያት ብምግባር ዝተሰናደአ ኤግዝብሽን ኣብ ከተማ መቐለ ተኸፊቱ። እቲ ኤግዚብሽን÷ ማሕበር ደቂ ኣንሰትዮን ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ብምትሕብባር ዝተዳለወ ከምዝኾነ ተገሊፁ።