ልዕሊ 21 ሚሊየን ብር ዝግመት ንብረት ዝሰረቑ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 21 ሚሊየን ብር ዝግመትን ንዝርገሐ መሰረተ ልምዓት ማይ ዘገልግልን ንብረት ዝሰረቑ ሸውዓተ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም።
ተጠርጠርቲ እቲ ገበን ስርቂ ዝፈፀሙ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ለሚ ኩራ ወረዳ 3 ኣርባ ዘጠኝ ተባሂሉ…