Fana: At a Speed of Life!

ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ምስ ተወካሊት ኢንስቲትዩት ግሎባል ግሪን ግሮዝ  ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ምስ ተወካሊት ኢንስቲትዩት ግሎባል ግሪን ግሮዝ  ኣብ ኢትዮጵያ ዳንኤል ኦግቦናያ ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ፍሪያት ዓውዲ ግብ%ርና ንምስሳንን ፀገም ጥዕና ሓመድ ንምፍታሕን ኣብ ዘኽእሉ ደገፋት ጠመተ ብምግባር…

ኣብ ዓውዲ ኢኮኖሚን ዲፕሎማሲን ዝተመዝገቡ ውፅኢታት ዓውዲ ሚዲያን ኮሙኒኬሽንን ልዑል ግደ ገይሩ ኢዩ-ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍቢ ሲ)ኣብ ቀዳማይ መፋርቕ ዓመት 2016 ዓ.ም ኣብ ዓውዲ ኢኮኖሚን ዲፕሎማሲን ዝተመዝገቡ ውፅኢታት ዓውዲ ሚዲያን ኮሙኒኬሽንን ልዑል ግደ ገይሩ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም። ሓበራዊ ጉባኤ ትካላት ዓውዲ…

ፀወታታት ኣውዲቕካ ምሕላፍ ርብዒ ፍፃመ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀወታታት ኣውዲቕካ ምሕላፍ ርብዒ ፍፃመ መበል 34 ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ ክካየዱ ኢዮም። ኣብቲ ሎሚ መዓልቲ ዝካየድ ፀወታታት፥ ናይጄሪያ ምስ ኣንጎላ፣ ዲሞክራቲክ ኮንጎ ምስ ጊኒ ክራኸባ ኢየን። ናይጄሪያ ምስ ኣንጎላ ሰዓት 2፡00 ምሸት ኣብ ስታዲየም…

መበል 15 ከተማዊ ፌስቲቫል ባህሊ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 15 ከተማዊ ፌስቲቫል ባህሊ ኣብ ሆቴል ግዮን ተኸፊቱ። እቲ ፌስቲቫል፥ “ባህልታትና ምፍላጥ ስብራትና ምፅጋን” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ቢሮ ባህሊ ኪነጥበብን ቱሪዝምን ኣዲስ ኣበባ ዘሰናድኦ እንትኸውን፥ ካብ ሎሚ ጀሚሩ…

ብሪታንያ ኣብ ዳግመ ህንፀትን ሕውየትን ትግራይ ሓገዝ ንምግባር ድልውቲ ከምዝኾነት ኣረጋጊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሪታንያ ኣብ ዳግመ ህንፀትን ሕውየትን ትግራይ ሓገዝ ንምግባር ድልውቲ ከምዝኾነት ኣረጋጊፃ። ብሚኒስትር ልምዓትን ጉዳይ ኣፍሪካን ብሪታንያ  ኣንድሪው ሚሸል ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ሎሚ መዓልቲ ናብ መቐለ ምምርሑ ይዝከር። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ምስ…

ልኡኽ ሕክምና ኮሪያ ን6 ህፃናት ናፃ ኣገልግሎት ሕክምና መጥባሕቲ ልቢ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልኡኽ ሕክምና ደቡብ ኮሪያ ን6 ህፃናት ኣብ ሆስፒታል ጥቁር ኣንበሳ ናፃ ኣገልግሎት ሕክምና መጥባሕቲ ልቢ ገይሩ። እቲ ጉጅለ ልአኡኽ 15 ኣባላት ዘለውዎ እንትኸውን፥ ኣብቲ ሆስፒታል ንዝርከቡ ኣብ እዋን ወሊድ ሕማም ልቢ ንዘጋጠሞም ህፃናት ሕክምና…

ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ንተወሳኺ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ንክናዋሕ ተወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ንተወሳኺ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ንክናዋሕ ወሲኑ። እቲ ባይቶ መበል ሳልሳይ ዓመት ዘበን ስራሕ ቀዳማይ ፍሉይ ኣኼብኡ ኣሳሊጡ። ኣብቲ ኣኼባ፥ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት 28 ሓምለ 2015 ዓ.ም ኣብ ዝገበሮ ኣኼባ ሰላምን…

ኣብ ወረዳ ራያ ጨርጨር ብልዕሊ 3.6 ሚሊየን ብር ዝተኾዓተ ዓሚዩቕ ጉድጎድ ማይ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወረዳ ራያ ጨርጨር ብልዕሊ 3 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ዝተኾዓተ ዓሚዩቕ ጉድጎድ ማይ ተመሪቑ። ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምረቓ፥ ሓለፍቲ ዝተፈላለዩ አብያተ ዕዮ ግዚያዊ መንግሰቲ ክልል ትግራይ፣ ኣካላት ኣመራርሓ ዞባን ወረዳን ካልኦት ዕድመ ዝተገበረሎም…

ሕብረት ኣውሮፓ ንዩክሬን ዝኸውን ደገፍ 54 ቢሊየን ዶላር ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ንዩክሬን ዝኸውን ተወሳኺ ደገፍ 54 ቢሊየን ዶላር ኣፅዲቑ። እቲ ድጋፍ 27 ኣባል ሃገራት እቲ ሕብረት ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቐንኡ። ኢኮኖሚ ዩክሬን ብኹሉ ዓውዲ ዝተረጋግዐ ኮ0ይኑ ንክቕፅል ዝዓለመ ደገፍ ከምዝኾነ ፕሬዚዳንት ቤት…

ብሚኒስትር ዴኤታ ልምዓትን ጉዳያት ኣፍሪካን እንግሊዝ ኣንድሪው ሚቼል ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ መቐለ ኣትዩ

ዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ዴኤታ ልምዓትን ጉዳያት ኣፍሪካን እንግሊዝ ኣንድሪው ሚቼል ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ሎሚ ንጎሆ መቐለ ኣትዩ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፍርቲ ኣሉላ ኣባነጋ እንትበፅሕ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ…