ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 4 ሺሕ ፈረሰኛታት ዝተሳተፉሉ ውድድር ‘ፈረስ ጉግስ‘ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Feb 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 4 ሺሕ ፈረሰኛታት ዝተሳተፉሉ ዓመታዊ መርሃ ግብሪ ምርኢትን ውድድርን ‘ፈረስ ጉግስ‘ ኣብ ሰንዳፋ በኬ ተኻይዱ። ካብ ዝተፈላለያ ወረዳታት ዝተውፃእፅኡ ጉጅለ ባህሊ ኣብ ዝተሳተፉሉ መርሃ ግብሪ ዝተረኸቡ ምክትል ሓላፊ ቢሮ ባህሊን ቱሪዝምን ክልል…
ስፓርት መበል 53 ሻምፒ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ሎሚ ክዛዘም ኢዩ Gebremariam Weldegerima Feb 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2016 ( ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 21 ጥሪ 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ንተኸታተልቲ ሽዱሽተ መዓልቲታት እናተኻየደ ዝፀንሐ መበል 53 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ሎሚ ክዛዘም ኢዩ። ኣብቲ ሻምፒዮና፥ ኣብ ካሜሮን ዝካየድ መበል 23 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካን ኣብ ጋና ኣክራ ዝካየድ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካን እንግሊዝን ዓመፅቲ ሁቲ ይርከቡዎም ኣብ ዝበለኦም 36 ቦታታት መጥቃዕቲ ፈፂመን Gebremariam Weldegerima Feb 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካን እንግሊዝን ዓመፅቲ ሁቲ ይርከቡዎም ኣብ ዝበለኦም 36 ቦታታት ዕላማ ብምግባር ዝተዋደደ መጥቃዕቲ ምፍፃመን ማእኸላይ እዚ ኣሜሪካ ኣፍሊጡ። ማእኸላይ እዚ ኣሜሪካ ከምዝሓሮ÷ ክልቲአን ሃገራት ብኣየርን ብባሕሪን ብዝገበረኦ ወፍሪ ምጥቃዕ ኣብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካ ኣብ ሶርያን ዒራቕን መጥቃዕቲ ፈፂማ Desta Feb 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኣብ ሶርያን ዒራቕን ዝርከቡን ምስ ኢራን ምትእስሳር ኣለዎም ኣብ ልዕሊ ዝበለቶምን ጉጅለታት ዕላማ ዝገበረ መጥቃዕቲ ትማሊ ዓርቢ ለይቲ ከምዝፈፀመት ተገሊፁ። እቲ መጥቃዕቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብኢራን ዝድገፉ ዕጡቓት ዮርዳኖስ ኣብ ዝርከብ…
ቢዝነስ ኣብ ትግራይ ምኽፋት ባንኪ ገዳ ኣብ መንጎ ህዝብታት ዝነበረ ርክብ ኣብ ምጥንኻር ዝሕግዝ ኢዩ-ኣይተ ጌታቸው ረዳ Desta Feb 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብ1 ነጥቢ 1 ቢልየን ብር ካፒታል ቅድሚ ሓደ ዓመት ዝተመስረተ ባንኪ ገዳ ጨንፈር ኣብ መቐለ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ። ኣብ ስነ ስርዓት ምረቓ ዝተረኸቡ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ፥ ብሰንኪ እቲ ዝነበረ ኲናት ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወተሃደራዊ ኣካዳሚ ኢትዮጵያ ሕፁያት መኮንናት ኣመሪቑ Desta Feb 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ወተሃደራዊ ኣካዳሚ ኢትዮጵያ ኣብ ኣብ ማእኸል መሰልጠኒ ሁርሶ ኮንቲጀንት ንመበል 24 ዙር ዘሰልጠኖም ሕፁያት መኮንናት ሎሚ ኣመሪቑ። ኣብ ስነ ሰርዓት እቲ ምርቓት፥ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፣ ከንቲባ ምምሕዳር ድሬዳዋ ከድር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወተሃደራዊ ኣካዳሚ ኢትዮጵያ ሕፁያት መኮንናት የመርቕ ኣሎ Desta Feb 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ወተሃደራዊ ኣካዳሚ ኢትዮጵያ ሕፁያት መኮንናት የመርቕ ኣሎ። እቶም ሕፁያት መኮንናት ኣብ ኣብ ማእኸል መሰልጠኒ ሁርሶ ኮንቲጀንት ዝሰልጠኑ ኢዮም ተባሂሉ። ኣብ ስነ ሰርዓት እቲ ምርቓት፥ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፣ ከንቲባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣየርላንድ ንምርግጋፅ ተረባሕነት ደቂ ኣኒስቲዮ ኢትዮጵያ ደገፍ ከምእትገበር ገሊፃ Desta Feb 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣየርላንድ ንምርግጋፅ ተረባሕነት ደቂ ኣኒስቲዮ ኢትዮጵያ ደገፍ ከምእትገበር ገሊፃ። ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ምስ ኣምባሳደር ኣየርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ኒኮላ ብሪና ዘቲየን። ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር)፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 100 ሺሕ ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ናብ ትግራይ ምእታዉ ተገሊፁ Desta Feb 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ንዘበነ ምህርቲ 2016/17 ካብ ዝተሓተተ 900 ሺሕ ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ እቲ 100 ሺሕ ናብቲ ክልል ምእታዉ ተገሊፁ። ምክትል ሓላፊ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልለ ኣይተ ኣለም ብርሃን ሃሪፈዮ ምስ ፋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ኩባን ብዓውዲ ሽኮር ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲመን Desta Feb 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኩባን ብዓውዲ ሽኮር ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲመን። እቲ ስምምዕነት፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ምክትል ፕሬዚዳንት ሪፐብሊክ ኩባ ሳልቫዶር ቫልዴዝ ሜሳን ኣብ ቀረባ እዋን ዝገበርዎ ዘተ ስዒቡ ዝተፈረመ…