Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ቱኒዚያ 19 ሚኒስትራት ካብ ሓላፍነቶም ከምዘልዓሉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ቱኒዚያ ካይስ ሰዒድ ኣብ ዝቕፅል ወርሒ ጥቅምቲ ቅድሚ ዝካየድ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ 19 ሚኒስትራት ካብ ሓላፍነቶም ከምዘልዓሉ ተገሊፁ። ካብ ሞንጎ ካብ ሓላፍነት ዝተልዓሉ፤ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ፣ ምክልኻልን ጥዕናን ከምዝርከቡዎም ተገሊፁ።…

መበል 31 ከተማ ሓቆፍ ጉባኤ ትምህርቲ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ትንህርቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ መበል 31 ከተማ ሓቆፍ ጉባኤ ትምህርቲ ምክያድ ጀሚሩ፡፡ ንክልተ መዓልቲ ዝፅንሕ እቲ ጉባኤ÷ "ዕዙዝ ትግሃት ንፅርየት ትምህርቲን ምዕባለ ሃገርን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ይርከብ፡፡ ኣብቲ ጉባኤ…

ኣብ ቦነስ ኣይረስ ዝተኻደ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ኣትሌት ገርባ ዲባባ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣርጀንቲና ቦነስ ኣይረስ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ደቂ ተባዕትዮ ኣትሌት ገርባ ዲባባ ተዓዊቱ፡፡ እቲ ኣትሌት ነቲ 21 ኪሎ ሜትር ብ1 ሰዓት 26 ሴኮንድ ብዝኾነ ሰዓት ክዕወት ክኢሉ፡፡ ኬኒያውያን ሙዋንጊ ኮስማስን ሪቻርድ ያተር…

1ይ ዓመት ምስረታ በዓል ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)1ይ ዓመት ታሪኻዊ ምስረታ በዓል ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ወላይታ ሶዶ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ። ናፃ ድሌትን እወንታን ህዝቢታት እቲ ክልል ፍፁም ሰላማዊን ዴሞክራሲያዊን ብዝኾነ ህዝበ ውሳነ 13 ነሓሰ 2015 ዓ.ም ኣብ ከተማ ኣርባምንጭ ኣብ…

ኣብ ትግራይ ብዘጋጠመ ጋህሲ መሬት ኣብ ልዕሊ ኣዝርእቲ፣ ገዛውትን እንስሳን ሓደጋ ከምዘጋጠመ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ወረዳ ሰለዋ ጣቢያ ስምረት ቁሸት ኣምባ ብፍላይ ድማ ኣብ ጎጣት ማይ ኣምላን ምችኣል ኣምላን ብዘጋጠመ ጋህሲ መሬት ኣብ ልዕሊ ኣዝርእቲ፣ ገዛውትን እንስሳን ሓደጋ ከምዘጋጠመ ተገሊፁ። እቲ ጋህሲ መሬት ኣብቲ ከባቢ ብምኽኒያት ዝዘነበ…

ብርእሰ ዓቕሚ ብዝተወገነ ስራሕ ምቕያር ስዊችጊር ልዕሊ 2 ሚሊየን ዶላር ምድሓን ተኻኢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ ዓቕሚ ብዝተወገነ ስራሕ ምቕያር ስዊችጊር ልዕሊ 2 ሚሊየን ዶላር ምድሓን ከምዝተኽኣለ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብቲ ዓውዲ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ኣብ 22 ጣቢያታት መከፋፈሊ በዓል 15 ን 33 ኪሎ ቮልት ስራሕቲ ምቕያር…

በዓል ዓይኒ-ዋሪ ባህላዊን ታሪኻዊን ትሕዝቱኡ ከይተበረዘ ብፍሉይ ድምቀትን ንምኽባር ምድላዋት ይግበር ኣሎ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነሓሰ 24 ዝኽበር በዓል ዓይኒ-ዋሪ ባህላዊ፣ ሃይማኖታዊን ታሪኻዊን ትሕዝቱኡ ከይተበረዘ ብፍሉይ ድምቀትን ንምኽባር ምድላዋት እናተወገነ ምዃኑ ተሓቢሩ እቲ በዓል÷መሰረት ስልጣነን ሰርዓት ሃይማኖትን ኣብ ዝኾነት ጥንታዊትን ታሪኻዊትን ከተማ ኣኽሱም፤…

ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ኣብ ፅዋዕ ካፍ ኮንፌዴሬሽን ናብ ቀፃሊ ዙር ክትሓልፍ ኣከኣለትን

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅድመ መፃዪ ፀወታ ፅዋዕ ካፍ ኮንፌዴሬሽን 2024/25 ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ብኬንያዊት ጋንታ ኬንያ ፖሊስ ብድምር ውፅኢት ተሳዒራ ካብቲ ውድድር ወፃእ ኮይና። ክልቲአን ጋብታታት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስታዲየም ኣበበ በቂላ ኣብ ዝገበረኦ ናይ መልሲ ፀወታ÷…

ዝተገበረ ምምሕያሽ ማክሮ ኢኮኖሚ ሕቶ ማሕበረሰብ ንግዲ ይምልስ ኣሎ – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተገበረ ምምሕያሽ ማክሮ ኢኮኖሚ ሕቶ ማሕበረሰብ ንግዲ እናመለሰ ከምዝኾነ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ማኒስቴር…

ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ዘላቒ ዕቤትን ምትእስሳርን ከተማታት ዘቀላጥፍ ኢዩ – ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት እናተወገኑ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ዘላቒ ዕቤትን ምትእስሳርን ከተማታት ዘቀላጥፉ ከምዝኾኑ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወይዘሮ ጫልቱ ሳኒ ገሊፀን። ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣዲስ ኣበባ ሓዊሱ ኣብ 31 ከተማታት ስራሕቲ…