Fana: At a Speed of Life!

ኣብ 20 ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ህዝባዊ ምይይጣት ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኩለን ዞባታት ኣብ ዝርከባ 20 ከተማታት ፅባሕ ህዝባዊ ምይይጣት ክካየድ ኢዩ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ጠሚቶም ምስ ሕብረተሰብ ክመያየጡ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ፡፡ ኣብቶም…

ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ንልዕሊ 27 ሺሕ ዜጋታት ዕድል ስራሕ ፈጢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ንልዕሊ 27 ሺሕ ዜጋታት ዕድል ስራሕ ከምዝፈጠረ ገሊፁ። እቲ ዕድል ስራሕ ኣብ 12 ፓርክታት ኢንዱስትሪን ናፃ ቀጣና ነግዲ ድሬዳዋን ዝተፈጠረ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ። ገምጋም ኣፈፃፅማ…

ስነ ስርዓት ምረቓ ሙዚየም ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ስዒቡ ንተሽከርከርቲ ዕፁዋት ዝኾኑ መገዲታት ዕላዊ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)3 ለካቲት 2016 ዓ.ም ዝካየድ ስነ ስርዓት ምረቓ ሙዚየም ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ስዒቡ ኣብቲ ዕለት ካብ ሰዓት 6 ጀሚሮም ንተሽከርከርቲ ዕፁዋት ዝኾኑ መገዲታት ዕላዊ ኮይኖም። ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣበባ ካብ 3…

ካብ ፓርኪታት ዝተዋደደ ኣግሮ ኢንዱስትሪ 2 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ፓርኪታት መቀነባበሪ ዝተዋደደ ኣግሮ ኢንዱስትሪ 2 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ገሊፁ። ኣብቲ ሚኒስቴር ሓላፊ መራሒ ፈፃሚ ስራሕ መሰረተ ልምዓትን ህንፀት ዓቕሚን ፓርክ ኣግሮ ኢንዱስትሪ ኣይተ ሄኖክ ኣበበ÷ ኣብ…

ኣብ ትግራይ ካብ 4 ለካቲት ጀሚሩ ን20 መዓልቲ ዝፀንሕ ነፃ ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ብብርኪ ክልል ካብ 4 ለካቲት 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ን20 መዓልቲ ዝፀንሕ ነፃ ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን ከምዝካየድ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። "ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን ንዘላቒ ቁጠባዊ…

ፕሬዚዳንት ዘሌንስኪ ንዋና ኣዛዚ ሰራዊት ምክልኻል ዩክሬን ካብ ስራሕ ኣሰናቢቶምዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ዩክሬን ቮሎድሚር ዘሌንስኪ ንዋና ኣዛዚ ሰራዊት ምክልኻል ዩክሬን ጄነራል ቫለሪ ዛሉዥኒን ካብ ስራሕ ከምዘሰናበትዎም ተገሊፁ። ፕሬዚዳንት ዘሌንስኪ ነቶም ዋና አዛዚ ካብ ስራሕ ዘሰናበትሉ ምኽኒያት፥ ኣብ መንጎ እቶም መራሕቲ ኣፈላላይ ሓሳብ…

ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ዳግመ ህንፀትን ኣፈፃፅማ ስምምዕነት ሰላምን ክልል ትግራይ ዝጠመተ ገምጋም የሳልጡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ስራሕ ካብ ዝጅምር ንነዘ ዝነበርዎ ስራሕቲን ምምሕያሻትን ብዕምቆት ምግምጋም ጀሚሮም። እቲ ብላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን ዝግበር ዝረብሕ ገምጋም ኣብ ድህረ ጎንፂ…

ወታደራዊ ዩኒቨርሲቲታት ኢትዮጵያን ፓኪስታንን ብሓባር ክሰርሑሉ ኣብ ዝኽእሉ ኩነታት ጠሚቶም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣምባሳደር ፓኪስታን ኣብ ኢትዮጵያ ኣቲፍ ሻሪፍ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ኮማንዳንት ዩኒቨርሲቲ ምክልኻል ኢትዮጵያ ብርጋዲየር ጄኔራል ከበደ ረጋሳ ተዛቲዮም፡፡ እቲ ዘተ ኣብ ርክብን ሓበራዊ ረብሓን ትካላት ክልቲአን ሃገራት ኣብ ምትሕብባር ዘድሀበ…

ኣባል ፓርቲ ብልፅግና እንተይኮኑ ንከገልግሉ ዕድል ምሃብ ረብሓ ሃገር ምቕዳም ኢዩ-ኣባላት ባይቶ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ፓርቲ ብልፅግና እንተይኮኑ ንከገልግሉ ዕድል ምሃብ ረብሓ ሃገር ምቕዳም ኢዩ ክብሉ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ገሊፆም። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼብኡ፥  ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር፣ ኣምባሳደር…

ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኣብ ትግራይ ሰብኣዊ ቅልውላው ንዘጋጠሞም ወገናት ልዕሊ 67 ሚልየን ብር ደገፍ ለጊሱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ሼኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ ዝተመርሐ ጉጅለ ሉኡኽ እቲ ቤት ምኽሪ ናብ መቐለ ብምኻድ ኣብ ከቢድ ሰብኣዊ ቅልውላው ንዝርከቡ ወገናት ዝኸውን ሓገዝ ኣበርኪቱ። ብመሰረት እዚ ብሰንኪ እቲ ዝነበረ…