Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) ንህዝብን መንግስቲን ቻይና ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ንህዝብን መንግስቲን ቻይና ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስት ኣብ መልእኽቶም፥ ሓዱሽ ዓመት ንምዕባለን ዓወትን ቻይናዊያን ንክኸውን ሰናይ ትምኒቶም ገሊፆም። እዋናዊ…

ኣብ ምምሕዳር ከተማ ሸገር ኣብ እዋናዊ ዛዕባ ጠመተ ዝገበረ ህዝባዊ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ምምሕዳር ከተማ ሸገር ኣብ እዋናዊ ዛዕባ ጠመተ ዝገበረ ህዝባዊ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ፥ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣወሉ ኣብዲ፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ጥላሁን ከበደ፣ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል፣…

ዩንቨርስቲ መቐለ ኣብ ሃገራዉን ዞባ ቀርኒ ኣፍሪካን ዘድሃበ ዓለም ለከ ዋዕላ ሰላም የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩንቨርስቲ መቐለ ኣብ ሃገራዉን ዞባ ቀርኒ ኣፍሪካን ዘድሃበ ዓለም ለከ ዋዕላ ሰላም የሳልጥ ኣሎ፡፡ ፕሬዝዳንት ዩንቨርስቲ መቐለ ፋና ሓጎስ(ዶ/ር) ኣብ ብዘስምዖኦ መክፈቲ መደረ መልእክቲ እንኻዕ ደሓን መፃእኹም ንተሳተፍቲ እቲ ዋዕላ ኣመሓላሊፈን፡፡…

“ሰላም ዋሕስ ህንፀት ሃገር ስለዝኾነ ሰላም ንምስባኽ ስለዝመፃኹም ነመስግን” -ሚኒስተር ዴኤታ ሰላም ከረዲን ተዘራ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2016 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)ሰላም ዋሕስ ህንፀት ሃገር ስለዝኾነ ሰላም ንምስባኽ ስለዝመፃኹም ነመስግን" ክብሉ ሚኒስተር ዴኤታ ሰላም ከረዲን ተዘራ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ሚኒስቴር እዚ ዝበሉ ኣብ ሆቴል ፕላኔት እናተሳለጠ ኣብ ዘሎ ዋዕላ ሰላም እዩ። ሰላም ኣብ ዘይብሉ…

ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ 992 ሚሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ 992 ሚሊየን ብር ኣታዊ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ። እቲ ኣታዊ ኣብ መፍረይቲ ሼዳት ካብ ዝለምዐ መሬት፣ ንመንበሪ ኣባይቲ ካብ ዘገልግሉ ኣፓርታማታትን ካብ ክራይ ህንፃን ዝተረኸበ ኢዩ ተባሂሉ።…

ኣብ ትግራይ ደገፍ ንዝጠልቡ ወገናት እኽሊን ሃነፅቲ ምግብታትን ይጎዓዓዝ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ደገፍ ንዝጠልቡ ወገናት ለዕሊ 23 ሺሕ ኩንታል እኽሊን ሃነፅቲ ምግብታትን ይጎዓዓዝ ከምዘሎ ኮሚሽን ስግኣት ሓደጋን ኣመራርሓ ኢትዮጵያ ገሊፁ። እቲ ኮሚሽን ካብ ትማሊ ጀሚሩ ኣብ ድሬዳዋ ካብ ዝርከብ መኽዘን ናብቲ ክልል የጎዓዕዝ…

ኣብ 20 ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ህዝባዊ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 20 ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ህዝባዊ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ፥ ‘’ህብረ ብሄራዊ ሕውነት ንዘላቒ ሰላምን ኩለ መዳይ ምዕባለን’’ ዝብልመሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ። ኣብቲ ዘተ፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ዝተፈለላዩ ዛዕባታት…

ፖሊስ ፌደራል 7 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀዳማይ መንፈቕ ዓመት በጀት ዓመት 2016 7 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ገሊፁ፡፡ እቲ ትካል ኣፈፃፅማ ስራሕ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ገምጊሙ፡፡ ምክትል ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ…

ፖሊስ ፌዴራል ገበናት ዕግታን ንምክልኻል እናሰርሐ ምዃኑ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝፍፀሙ ዝተፈላለዩ ገበናት ዕግታን ንምክልኻል ምስ ትካላት ፀፅታ ብምውዳድ እናሰርሐ ከምዝርከብ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር ጄኔራል ፖሊስ ፌደራል ደመላሽ ገብረሚካኤል ምስ ፋና ቴሌቪዥን ኣብ ዝገበሩዎ ፃንሒት÷ ምስ ዕግታ…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ባህርዳር ከተማ 4ይ ስዕረት ኣተኣናጊዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 14 ሰሙን ፕሪሚርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ባህርዳር ከተማ 4ይ ተኸታታሊ ስዕርት ኣተኣናጊዳ፡፡ ሕሪ ቀትሪ ሰዓት 9 ምስ ጋንታ ሃድያ ሆሳእና ዝተራኸበት ጋንታ ባህርዳር ከተማ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ተሳዒራ፡፡ እቲ ውፅት ስዒቡ ድማ…