Fana: At a Speed of Life!

ብዘይ ግልጋሎት ንዘበናት ኣብ ዝነበረ ቦታ ዘበን ዘይስዕሮ ስራሕ ተሰሪሑ – ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይ ዝኾነ ይኹን ግልጋሎት ንዘበናት ኣብ ዝነበረ ቦታ ዘበን ዘይስዕሮ ስራሕ ሰሪሕና ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፒያሳ ዝተሃነፀ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ…

ተርሚናል መዕርፎ ነፈርቲ ጎዴ ኡጋዝ ሚራድ ሌይሊ ፅባሕ ክምረቕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ዝርከብ ተርሚናል መዕርፎ ነፈርቲ ጎዴ ኡጋዝ ሚራድ ሌይሊ ፅባሕ ተመሪቑ ንግልጋሎት ክፍቲ ከምዝኸውን ተሓቢሩ፡፡ ርእሰ ምምሕዳር ሙስጠፌ መሓመድ ሓዊሱ ዋና ፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መስፍን ጣሰውን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ…

ፋብሪካ መገጣጠሚ መሳርሒ ሕክምና ኣልትራሳንውንድ ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ጋርመንት ዝርከብ ኢንዱስትሪ ፓርክ ሁዋጂያን ዝተሃነፀ ፋብሪካ መገጣጠሚ መሳርሒ ሕክምና ኣልትራሳንውንድ ሎሚ መዓልቲ ስራሕ ጀሚሩ። ኤልስሜድ ሶሊሽንስና ሲመንስ ዝተብሃሉ ኩባንያታት ብሓባር ኢንቨስት ዝገበሩሉ እቲ ፋብሪካ÷ ዝተፈላለዩ…

ቅዱስ ጊዮርጊስን ወላይታ ድቻን ማዕረ ሓደ ተፋላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 14 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ቅዱስ ጊዮርጊስን ወላይታ ድቻን ሓደ ንሓደ ማዕረ ብዝኾነ ውፅኢት ተፈላሊይን፡፡ 9፡00 ሰዓት ላይ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ÷ ቅዱስ ጊዮርጊስን ሞሰስ ኣዶ ከምኡ እውን ብወገን ወላይታ ድቻን ቢኒያም…

ጋዜጠኛ ተኣምራት የማነ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋዜጠኛ ተኣምራት የማነ ብዝሓደሮ ሕማም ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ። ኣብ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ክፍሊ  ቴሌቪዥን ትግርኛ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለያ ክልላዊን ሃገራዊን መራኸብቲ ሓፋሽ ንልዕሊ 20 ዓመታት ብሞያ ጋዜጠኝነት ዘገልገለ ጋዜጠኛ ተኣምራት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ መሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ መሪቖም። ቅድሚ እቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ÷ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴን ኣብ እግሪ እቲ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ሕቑፊ ዕምበባ ኣንቢሮም፡፡ ኣብቲ…

ሓበራዊ ኣኼባ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮጵያን ሩዋንዳን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳልሳይ ሓበራዊ ኣኼባ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮጵያን ሩዋንዳን ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ፡፡ ንሰለስተ መዓልቲታት ኣብ ዝፀንሕ ኣኼባ÷ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ጥንኩር ክልተኣዊ ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ምኽክር…

ዓድዋ ፍልፍል ጥንካረ መንፈስን ኣርማ ቃልሲን ኣፍሪካዊያን ስለዝኾነ መተኣሳሰሪ ሓድጊና ኢዩ – ግልጋሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓድዋ ብሕብሪ ዝፀንዐት ሃገር ንምፍጣር መሰረት ዘንበረን ሕዚ እውን ኣሰር ወለዶ ብምዃን ምስሊ እዛ ዓባይ ሃገር ዘርኢ ዋና ምዕራፍ ታሪኽና ኢዩ ክብል ግልጋሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ግልጋሎት ሎሚ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ ኢትዮጵያ…

ንምርግጋፅ ዘላቒ ሰላም ፈተናታት ብሓባር ምስዓር ትፅቢት ይግበር-ኣይተ ኣረጋ ከበደ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንምርግጋፅ ዘላቒ ሰላም ፈተናታት ብሓባር ምስዓር ትፅቢት ይግበር ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣረጋ ከበደ ገሊፆም። ኣብ 20 ከተማታት ክልል ኦሮሚያ፥ “ሕብረ ብሄራዊ ሕውነት ንዘላቒ ሰላምን ኩለ መዳያዊ ምዕባለን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…

ናይ ዳውሮ በዓል ኣልሚዕኻ ንመስሕብ ቱሪዝም ምውዓል ይግባእ-ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ዳውሮ በዓል ዘበን መለወጢ ኣልሚዕኻ ንመስሕብ ቱሪዝም ምውዓል ይግባእ ክብላ ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ ገሊፀን። ናይ ዳራሮ በዓል፥ " ክብሪ ንሓርበኛታት ሓረስቶትና ዳራሮ ንሓድነትና " ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ ዲላ ተኸቢሩ።…