Fana: At a Speed of Life!

ንዝተሓሰበሉ ድጎማ ነዳዲ 28 ነጥቢ 5 ቢሊየን ወፃኢ ከምዝተገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትሑት እቶት ዘለዎም ክፋላት ሕብረተሰብ ንምሕጋዝ ድጎማ ነዳዲ ተግባራዊ ካብ ዝተገበረሉ እዋን ጀሚሩ ንዝተሓሰበሉ ድጎማ ነዳዲ 28 ነጥቢ 5 ቢሊየን ወፃኢ ከምዝተገበረ ተገሊፁ። ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ 6 ኣዋርሕ…

ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ብ100 ሚሊየን ብር ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ዘህነፆ ፋብሪካ ሕሩፅን ባኒን ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ብ100 ሚሊየን ብር ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ዘህነፆ ፋብሪካ ሕሩፅን ባኒን ተመሪቑ ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኑ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምርቓት፥ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)፣ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው፣ ርእሰ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ህንፀት ሸበሌ ሪዞርት ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ካብ ሞንጎ ቁልፊ ስራሕቲ ልምዓት ’ገበታ ንትውልዲ’ ሓደ ዝኾነን ኣብ ክልል ሶማሌ ኣብ ዝርከብን ህንፀት ሸበሌ ሪዞርት ዑደት ገይሮም።   ካብ ከተማ ጂግጂጋ 29 ኪሎ ሜትር ርሒቑ 385 ሄክታር…

ዝተኣጓጎለ ክረምታዊ ትምህርቲ ኣብ ቀረባ እዋን መዕለቢ ክረክብ ኢዩ – ሚኒስቴር ትምህርቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተኣጓጎለ ክረምታዊ ትምህርቲ ኣብ ቀረባ እዋን መዕለቢ ከምዝወሃቦ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ብኮቪድ፣ ፈተና 12 ክፍሊን ኣካዳሚ ካላንደርን ንምጥዕዓም ብዝብል ዝተቛረፀ ትምህርቲ ኣብ ቀፃሊ ዕጫኡ እንታይ ኢዩ?" ብዝብል ሕቶታት እናቐረቡ ፀኒሖም…

ቀንዲ ጠመተና ህልውናን ድሕንነትን ህዝቢ ትግራይ ምርግጋፅ ኢዩ-ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 04 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣብ ህልው እዋናዊ ጉዳያት ዝጠመተ መግለፂ ሎሚ መዓልቲ ሂቦም። ኣይተ ጌታቸው ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ንዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ዝዓመሞም ዕማማትን ብርኪ ትግበራ…

ስርዓተ ምግቢ ማሕበረሰብ ንምምሕያሽ ፕሮጀክት 70 ሚሊየን ዶላር ተኸቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ስርዓተ ምግቢ ማሕበረሰብ ንምምሕያሽ ኣብ ሞንጎ ሚኒስቴር ጥዕናን ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ (ዩኤስኤይድ)ን ስምምዕነት ፕሮጀክት 70 ሚሊየን ዶላር ተኸቲሙ። እቲ ፕሮጀክት ስምምዕነት ኣብ ኢትዮጵያ ስርዓተ ምግቢ ደቂ ኣንስትዮ፣ ህፃናትን…

ብ250 ሚሊየን ብር ዝተሃነፀ መፍረዪ ፋብሪካ እታወታት ህንፀት ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ብ250 ሚሊየን ብር ዝተሃነፀ መፍረዪ ፋብሪካ እታወታት ህንፀት ተመሪቑ። እቲ ፋብሪካ ኣብ ሰዓት ልዕሊ 220 ቶን መፍረዪ እታወታት ህንፀት ናይ ምፍራይ ዓቕሚ ከምዘለዎ ተገሊፁ። ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ከድር ጁሃር…

ፀወታ ሸገር ደርቢ ንፈለማ እዋን ኣብ ዱባይ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 04 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀወታ ጋንታታት ቅዱስ ጊዮርጊስን ኢትዮጵያ ቡናን ንፈለማ እዋን ኣብ ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ከተማ ዱባይ ከምዝካየድ እተን ጋንታታት ኣፍሊጠን፡፡ ጋታታት ቅዱስ ጊዮርጊስን ኢትዮጵያ ቡናን ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ÷ ኣብ ዝቕፅል 16 ለካቲት 2016 ዓ.ም…

ኮሌጅ ጥዕና ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ወፍሪ መጥባሕቲ ዓይኒ ሞራ ከካይድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 04 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሌጅ ጥዕና ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ወፍሪ መጥባሕቲ ዓይኒ ሞራ ኣብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓዲግራት ከምዘካየድ ኣፍሊጡ። እቲ ሕክምና መጥባሕቲ ምስ ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይን ኣልባሳር ፋውንዴሽን ዝተብሃለ ትካልን ብምትሕብባር ከምዝካየድ…

ሃገራት ብሪክስ 45 ትሪሊየን ዶላር ኢንቨስት ክግበር ዝኽእል ሃፍቲ ከመዘለወን ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ሃገራት ብሪክስ 45 ትሪሊየን ዶላር ኢንቨስት ክግበር ዝኽእል ሃፍቲ ከመዘለወን ፀብፃብ ሃፍቲ ብሪክስ ሄንሌይን ፓርትነርስን ኣመልኪቱ። ቅድም ክብል ሩሲያ፣ ህንዲ፣ ቻይና፣ ደቡብ ኣፍሪካን ብራዚልን ሓቝፉ ዝነበረ ብሪክስ፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን…