Fana: At a Speed of Life!

ኣትሌት ፅጌ ዱጉማ ኣብ ቤልግሬድ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ 800 ሜትሮ ክብረወሰን እቲ ቦታ ብምምሕያሽ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ፅጌ ዱጉማ ኣብ ቤልግሬድ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ውሽጢ ገዛ 800 ሜትሮ ክብረወሰን እቲ ቦታ ብምምሕያሽ ተዓዊታ። ኣትሌት ፅጌ ነቲ ርሕቐት 1 ደቒቕ 59 ሰከንድን 66 ማይክሮ ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ኢያ ቅልጡፍ ሰዓት እቲ ቦታን…

ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር) ምስ ተወካሊ ኣይ ኤም ኤፍ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር) ምስ ተወካሊ ኣይ ኤም ኤፍ ኣብ ኢትዮጵያ ቶቢያስ ናይቦ ዘቲየን። ኣብ ኢኮኖሚ ስታትስቲክስ፣ ምምሕዳር ፐብሊክ ኢንቨስትመንት ደገፍ ቴክኒክ ብምግባር በምትሕብባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእል ኩነታት ምዝታዮም…

ልኡኾም ብጅግንነት ብምፍፃም ንዝተመለሱ ኣባላትን ኣመራርሓን ፀረ ግብረ ራዕዲ ኣቀባብላ ተገይሩሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልኡኾም ብጅግንነት ብምፃም ንዝተመለሱ ኣባላትን ኣመራርሓን ፀረ ግብረ ራዕዲ ኣብ ካምፕ ተወርዋሪ ሓይሊ ኮልፌ ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩሎም። እቶም ኣባላትን ኣመራርሓን ልዕሊ ኣርባዕተ ዓማውቲ ኣብ ዝተፈላለዩ ግዳጃት ተዋፊሮም ካብ ዝፀንሕሉ እንትምለሱ…

ኢትዮጵያን ሩዋንዳን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳልሳይ ሓበራዊ ኣኼባ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮ-ሩዋንዳ ምዝዛሙ ኣመልኪቱ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ሓሙሽተ ጉዳያት ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን። እቲ ስምምዕነት ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩዋንዳ ቪንስት…

ስምምዕነት ፕሪቶሪያ ሙሉእ ብሙሉእ ተግባራዊ ንክኸወን መንግስቲ ፃዕሪ ይገበር ኣሎ-ኣምባሳደር ምስጋኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስምምዕነት ፕሪቶሪያ ሙሉእ ብሙሉእ ተግባራዊ ንክኸወን መንግስቲ ፃዕሪ ይገበር ኣሎ ክብሉ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣረጋ ገሊፆም። ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣብ ፓርላማ ጀርመን ሓላፊት ኮሚቴ ውድብ ሕቡራት መንግስታት፣ ዓለም…

ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ሙሳ ፋኪ መሃማት ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ መሃማት ዘቲዮም። ኣምባሳደር ታዬ፥ ኢትዮጵያ ኣባልን መቐመጢትን ሕብረት ኣፍሪካ ከም ምዃና ነቲ ሕብረት እትገብሮ ደገፍ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ጉባኤ መንግስታት ዓለም ይሳተፋ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ መንግስታት ዓለም ይሳተፋ ኣለዋ። እተን ከንቲባ ኣብ ፃንሒተን ኣብ ፕላን ከተማን ካልኦት ተተሓሓዝቲ ጉዳያትን ዝጠመተ ዘተ ከካይዳ ኢየን…

ሙዚየም ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ንዑደተኛታት ክፍቲ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከባቢ ፒያሳ ዝተሃነፀ ሙዚየም ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ንዑደተኛታት ክፍቲ ኮይኑ። ብመሰረት እዚ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ዝተፈላለያ ኣብያተ ዕዮ መንግስቲ ዑደት የሳልጡ ኣለዉ። ኣብ እዋን እቲ ዑደት፥ ዓወት ዓድዋ ተምሳሌት ጅግንነትን…

ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብሰላም ንክዛዘም እኹል ምድላው ብምግባር ናብ ስራሕ ከምዝኣተወ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 37 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካን መበል 44 ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣፈፀምቲ ስራሕን ብሰላም ንክዛዘም እኹል ምድላው ብምግባር ናብ ስራሕ ከምዝኣተወ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። እቲ ግብረ-ሓይሊ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷…

ኣሜሪካ ንእስራኤል፣ ዩክሬንን ታይዋንን ሓገዝ 95 ቢሊየን ዶላር ኣፅዲቓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሴኔት ኣሜሪካ ንእስራኤል፣ ዩክሬንን ታይዋንን ሓገዝ 95 ቢሊየን ዶላር ንምግባር ዝቐረበ ውሳነ ሓሳብ ኣፅዲቑ። እቲ ሓገዝ ብኣባላት ሴኔት 67 ን 32 ብዝኾነ ኣብዝሓ ድምፂ ከምዝፀደቐ ዝተገለፀ እንትኸውን÷ ተወከልቲ ሪፐብሊካን እቲ ሴኔት ነቲ ውሳነ…