Fana: At a Speed of Life!

ብፕሮግራም ኤሌክትሪፊኬሽን ልዕሊ 10 ሚሊየን ዜጋታት ተጠቀምቲ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብሄራዊ ፕሮግራም ኤሌክትሪፊኬሽን ልዕሊ 10 ሚሊየን ዜጋታት ተጠቀምቲ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከምዝኾኑ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ''ብሄራዊ ኤሌክትሪፊኬሽንን" ን ''ኣዴል'' ን ናይ ዝተብሃሉ ፕሮግራማት ኣፈፃፅመኦም ይግምግም ኣሎ።…

ኣምባሳደር ዮሃንስ ኣብርሃም ሓላፊ ጉጅለ ፕሬዚዳንታዊ ስግግር ካማላ ሃሪስ ብምዃን ተመሪፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓሌት ትውልዶም ካብ ኢትዮጵያ ዝኾኑ ኣሜሪካዊ ኣምባሳደር ዮሃንስ ኣብርሃም ሓላፊ ጉጅለ ፕሬዚዳንታዊ ስግግር ካማላ ሃሪስ ብምዃን ከምዝተመረፁ ተሓቢሩ። ኣብ ዝቕፅል ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ኣሜሪካ ንዴሞክራት ብምውካል ዝነሓነሓን ካማላ ሃሪስ ዕለታዊ…

ሃፍቲና ብግቡእ ብዘይምፍላጥና ኣብ ንግዲ ወፃኢ ክንረኽቦ ዝግባእ ረብሓ ኣይረኸብናን – ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዘለዋ ዓሚቕ ሃፍቲ ብግቡእ ክነፋልጥ ብዘይምኽኣልና ኣብ ንግዲ ወፃኢ ክንረኽቦ ዝግባእ ረብሓ ኣይረኸብናን ክብሉ ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ገሊፆም። ጎድና ጎድኒ "ናይ ኢትዮጵያ የዓድጉ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…

ኢትዮጵያ ትፅቢት እትግበረሎም ክልተ ውድድራት ፍፃመ ኣትሌቲክስ ሎሚ ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ፔሩ ሊማ ዝካየድ መበል 20 ዓለም ለኸ ውድድር ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ትሕቲ 20 ዓመት ሎሚ መዓልቲ ክጅመር ኢዩ። ብመሰረት እዚ ለይቲ 7፡25 ኣብ ዝካየድ 5 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ደቂ ኣኒስቲዮ ኣትሌት መዲና ኢሳን መቅደስ ኣለምእሸትን ክዕወታ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ሽልማት ጉዕዞ ብ6 ዓውዲታት ሕፁይ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ሽልማት ጉዕዞ ብ6 ዓውዲታት ሕፁይ ኮይኑ። እቲ መገዲ ኣየር ሕሩይ መገዲ ኣየር ኣፍሪካ፣ ሕሩይ መገዲ ኣየር ክላስ ቢዝነስ ኣፍሪካ፣ ሕሩይ መገዲ ኣየር ክላስ ኢኮኖሚ ኣፍሪካ፣ ሕሩይ ብራንድ መገዲ ኣየር ኣፍሪካ፣…

ግደ ቴክኖሎጂ ሰብ ስራሕ ምስትውዓል ዝጠመተ ስልጠና ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ንኣመራርሓን ሰብ ሞያን መራኸቢ ሓፋሽ ኣብ ኣጠቓቕማ ሰብ ስራሕ ምስትውዓልን ሚዲያ ዝጠመተ ስልጠና መዕበዪ ግንዛበ ሂቡ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣመራርሓን ሰብ ሞያን ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ግልጋሎት ዜና…

ዓውዲ ትራንስፖርት ነፈርቲ ቅልጡፍን ድሕንነቱ ዝተሓለወን ንምግባር ብትኹረት እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ኣወሃህባ ኣገልግሎት ዓወዲ ትራንስፖርት ነፈርቲ ስሉጥ፣ ዘተኣማምንን ድሕንነቱ ዝተሓለወ ንምግባር ብትኹረት እናተሰርሐ ከምዝኾነ በዓል መዚ ሲቪል ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ጌታቸው መንግስቴ ከምዝበሉዎ÷ ዓውዲ…

50 ሚሊየን ሊትሮ ዘይቲ ብልዒ ናብ ውሽጢ ዓዲ ይጎዓዓዝ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)50 ሚሊየን ሊትሮ ዘይቲ ብልዒ ካብ ጂቡቲ ናብ ኢትዮጵያ ይጎዓዓዝ ከምዘሎ ተገሊፁ። እቲ ዘይቲ፥ ንምምሕያሽ ናህሪ ናብራን ምርግጋዕ ዋጋ ኣብ ሓዱሽ ዓመትን ተሓሳቢ ብምግባር ብመንግስቲ ዝተዓደገ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ፣…

ብሳሙኤል ኡርቃቶ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ መድረኽ ዓውዲ ስፖርት ብሪክስ ይሳተፍ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኮሚሽነር ኮሚሽን ስነ ምግባርን ፀረ ግዕዚይናን ሳሙኤል ኡርቃቶ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ መድረኽ ዓውዲ ስፖርት ብሪክስ ይሳተፍ ኣሎ። መድረኽ ዓውዲ ስፖርት ኣባል ሃገራት ብሪክስ፥ ኣብቲ ዓውዲ ዝረአ ግዕዚይናን ብልሹው ኣሰራርሓን ኣብ ምክልኻል…

ቦይንግ ኣፍሪካ ቤት ፅሕፈቱ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ስራሕ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መቐመጢኡ ኣዲስ ኣበባ ዝገበረ ቦይንግ ኣፍሪካ ቤት ፅሕፈቱ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ስራሕ ከምዝጅምር ዋና ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ሄኖክ ተፈራ ኣፍሊጦም። ቦይንግ ናይ ኣፍሪካ ዋና ቤት ፅሕፈቱ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝኸፈተ÷ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ኣቪዬሽን…