Fana: At a Speed of Life!

ፎረም ኢንቨስትመንትን ንግድን ኢትዮ-ቱርክ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎረም ኢንቨስትመንትን ንግድን ኢትዮ-ቱርክ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ። ሓለፍቲ ስራሕ ኮሚሸን ኢንቨሰትመንት ኢትዮጵያ፣ ኣባላት ቤት ምኽሪ ንዕዲን ዓውዲ ማሕበራትን፣ ኣባላት ማሕበረሰብ ንግዲ ቱርክን ካልኦትን ተሳቲፎም። ኣብ መንጎ ከልቲአን ሃገራት…

ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ዚምባብዌ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስስላሴ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ዚምባብዌ ኣምባሳደር ፌድሪክ ኤም ሻቫ ዘቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ መጥንኻር ክልቲኣዊን ኩለመዳይ ርክብን ክልቲአን ሃገራት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ኣብ ሚኒስቴር…

ኢትዮጵያን ኣንጎላን ክልተ ሰነዳት ስምምዕነት ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኣንጎላን ክልተ ሰነዳት ስምምዕነት ከቲመን። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት፥ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ አፅቀስላሴን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣንጎላ ቴቴ ኣንቶኒዮን ክታሞም ኣንቢረሙሉ። እቶም ሚኒስትራት ሓፈሻዊ ስምምሕነት…

ኣብ ከተማ መቐለ ብልዕሊ 294 ሚልየን ብር መደብ ልምዓታዊ ሰፍትነት ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ መቐለ ብልዕሊ 294 ሚልየን ብር  መደብ ልምዓታዊ ሰፍትነት ከም ዝተጀመረ ተገሊፁ። እቲ መርሃ ግብሪ፥ ን68 ሺሕን 855 ተመዛበልቲ ወገናት ተረባሕቲ ዝገብር ከምዝኾነ ተገሊፁ። እቲ ሓገዝ ካብ ባንኪ ዓለም ዝተረኸበ እንትኸውን፥ ኣብ…

ኣብ ከተማታት ወልቂጤን ሆሳዕናን ህዝባዊ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ማእከላዊ ኢትዮጵያ ከተማታት ወልቂጤን ሆሳዕናን ህዝባዊ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ፥ “ህብረ ብሄራዊ ሕውነት ንዘላቒ ሰላምን ኩለ መዳይ ምዕባለን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ። ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ…

ኣብ ከተማ ኣሶሳ መድረኽ ህዝባዊ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ከተማ ኣሶሳ መድረኽ ህዝባዊ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፣ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣብዱ ሁሴንን ካልኦት ኣመራርሓን ተረኺቦም። እቲ መድረኽ፥…

ኣብ ከተማታት ዲላን ወላይታ ሶዶን ህዝባዊ ዘተ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ሀዝብታት ኢትዮጵያ ከተማታት ዲላን ወላይታ ሶዶን ህዝባዊ ዘተ ይካየድ ኣሎ። እቲ መድረኽ፥ “ህብረ ብሄራዊ ሕውነት ንዘላቒ ሰላምን ኩለ መዳይ ምዕባለን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ። ኣብ ከተማ ዲላ ኣብ ዝሳለጥ…

ኣብ ከተማ ቦንጋ ህዝባዊ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ከተማ ቦንጋ ህዝባዊ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ፥ “ህብረ ብሄራዊ ሕውነት ንዘላቒ ሰላምን ኩለ መዳይ ምዕባለን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ። ኣብቲ መድረኽ፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ…

ጃይካ ልኡኽ ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ንክሰምር ደገፍ ከምዝገበር ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ምትሕብባር ጃፓን(ጃይካ) ጃይካ ልኡኽ ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ንክሰምር ደገፍ ከምዝገበር ገሊፁ። ዋና ተፀዋዒ ቤት ፅሕፈት ጃይካ ኣብ ኢትዮጵያ ከንሱኬ ኦሺማ ምስ ኮሚሽነር ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ  ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ዘቲዮም።…

ኣብ ክልል ሲዳማ  ህዝባዊ ዘተ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሲዳማ  ህዝባዊ ዘተ ይካየድ ኣሎ። ኣብ ከተማ ሃዋሳ ኣብ ዝካየድ ዘሎ መድረኽ ዘተ፥ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ፣ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ነጋሽ ዋጌሾ (ዶ/ር፣ ኢ/ር)፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክልልን…