Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ንኘሬዚዳንት ብራዚል ሉላ ዳ ሲልቫ ኣቀባብላ ገይረሙሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ኣብ ዝተኻየደ ዕላዊ ስነስርዓት ኣቀባብላ ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት እናገበሩ ንዝርከቡ ኘሬዚዳንት ብራዚል ሉላ ዳ ሲልቫ ኣቀባብላ ገይረሙሎም። ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ…

ፕሬዝዳንት ዙምባቡዌ ኤመርሰን ምንጋግዋ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዝዳንት ዙምባቡዌ ኤመርሰን ምንጋግዋ ኣብ መበል 37 ስሩዕ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፍርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ(ፕ/ር) ኣቀባብላ…

2ይ ዙር ውድድር ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ውድድር ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ከምዝካየድ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ዙር ውድድር ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ውድድር ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ከምዝካየድ ማሕበር ኣክሲዮን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ቀዳማይ ዙር ውድድር ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2016 ዓ.ም ኣብ ከተማ ኣዳማ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ፀገም ደው መበሊ መኪና ንምፍታሕ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ፀገም ደው መበሊ መኪና ንምፍታሕ ይስራሕ ከምዘሎ በዓል መዚ ማኔጅመንት ትራፊክ ምምሕዳር እታ ከተማ ገሊፁ። ነባር ደው መበሊ መካይን ብምምሕያሽ ናብ ኣገልግሎት ናይ ምእታው ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎን ሰብ ዋና ህንፃታት ንመኪና ደው…

ቀዳማይ ሚኒስትር ሌሴቶ ሳሙኤል ፆኮኣኔ ማትኬን ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ሌሴቶ ሳሙኤል ፆኮኣኔ ማትኬን ኣብ መበል 37 ስሩዕ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ግብርና ግርማ አመንቴ(ዶ/ር) ኣቀባብላ ገይረሙሎም።…

ፕሬዚዳንት ሪፐብሊክ ኮንጎ  ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሪፐብሊክ ኮንጎ  ዴኒስ ሳሶ ንጉዌሶ ኣብ መበል 37 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምርካብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር እቶት ኣይናለም ንጉሴ ኣቀባብላ ገይረናሎም። ብመራኦል…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ብራዚል ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ብራዚል ሉዊዝ ኢናሲዮ ሉላ ዳ ሲልቫ ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምስካጥ ናብ ኢትዮጵያ ዝመፅኡ ፕሬዚዳንት ሉዊዝ…

ልዕሊ 20 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዳማ ልዕሊ 20 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም። እቶም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ብኤፍ ኤስ ኣር ተፃዒኖም ዝተረኸቡ እንትኾኑ፥ 1 ሺሕን 190 ቆፎታት ሞባይልን 4 ሺሕን 996 ባትሪታት ሞባይልን ከምዝኾኑ…

ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ ሞሃሙድ ኣብ መበል 37 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ኣቀባብላ ገይረሙሎም። ብመራኦል ከድር…

ኣብ መበል 37 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ 49 ሃገራት ከምዝሳተፋ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 37 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ክሳብ ሕዚ 49 ሃገራት ከምዝሳተፋ ምርግጋፀን ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ግልጋሎት ሰላማዊት ካሳ ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ÷ ኣብ መበል 37 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ…